Author: Admin

1 165 166 167 168 169 265 1670 / 2647
ሶማል፣ 3ን 4ን ኣብ ዝዕድሚኤን ክልተ ህጻናት ዝተፈጸመ ጾታዊ ዓመጽ ቁጠዐ ኣለዓዒሉ

ሶማል፣ 3ን 4ን ኣብ ዝዕድሚኤን ክልተ ህጻናት ዝተፈጸመ ጾታዊ ዓመጽ ቁጠዐ ኣለዓዒሉ

Radio Erena: 07 April 2020 ኣብ ሶማል፣ ግዳያይ ጾታዊ ዓመጽ ዝኾና፣ 3 ዓመት ከምኡ ድማ 4 ዓመት ዝዕድሚኤን ክልተ ህጻናት፣ ብዝወረደን ከቢድ ማህሰይቲ ኣብ ሆስፒታል ተዓቝበን ከምዘለዋ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር [...]
ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ዕንቅፋት ደሞክራሲን ምኽባር ሰብኣዊ መሰላትን

ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ዕንቅፋት ደሞክራሲን ምኽባር ሰብኣዊ መሰላትን

Radio Erena: 06 April 2020 ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዕንቅፋት ደሞክራሲን ምኽባር ሰብኣዊ መሰላትን ይኸውን ምህላዉ ብዝተፈላለዩ ወገናት ይግለጽ ኣሎ። ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ ልዕሊ 182 ሃገራት ተ [...]
ኢትዮጵያ፣ 71 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ኣጽዋር ሸሚታ

ኢትዮጵያ፣ 71 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ኣጽዋር ሸሚታ

Radio Erena: 06 April 2020 ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣስታት 71 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ወትሃደራዊ ንዋት ምሽማታ፣ ስቶኮልም ዝመደበሩ ኢንስቲትዮት ንኣህጉራዊ ሰላም ኣቃሊዑ። እቲ ንመሸጣ ኣጽዋር ዓለም ዝ [...]
መ.ኤርትራ፣ ረዲኤት ናውቲ ሕክምና ይሕሰም

መ.ኤርትራ፣ ረዲኤት ናውቲ ሕክምና ይሕሰም

Radio Erena: 05 April 2020 ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንምቁጽጻር ዓለም ለኻዊ ጻዕሪ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ኤርትራ ካብ ቻይናዊ ቢልዮነር ዝተለገሰሉ ሓገዝ ከምዝተሓሰመ ተገሊጹ። ኣቐድም ኣቢሉ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር [...]
ምርጫ ኢትዮጵያ፣ ሕጂ’ውን ንዘይተወሰነ እዋን ተናዊሑ

ምርጫ ኢትዮጵያ፣ ሕጂ’ውን ንዘይተወሰነ እዋን ተናዊሑ

Radio Erena: 05 April 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንወርሒ ነሓሰ ክካየድ ኣናዊሑዎ ዝጸንሐ ሓፈሻዊ ምርጫ’ታ ሃገር፣ ሕጂ’ውን ናብ ካልእ ግዜ ከምዘሰጋገሮ ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ምርጫ’ታ ሃገር ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ኣብዚ ሕጂ [...]
ስዑዲ ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ኮረና ቫይረስ ንምምካት ብኤምባሲ ኤርትራ ክኸፍሉዎ ዝንገሮም ዘሎ ብዝሒ ገንዘብ የማርሩ

ስዑዲ ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ኮረና ቫይረስ ንምምካት ብኤምባሲ ኤርትራ ክኸፍሉዎ ዝንገሮም ዘሎ ብዝሒ ገንዘብ የማርሩ

Radio Erena: 03 April 2020 ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ንምምካት ብኤምባሲ ኤርትራ ክኸፍልዎ ዝንገሮም ዘሎ ብዝሒ ገንዘብ የማርሩ ምህላዎም ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም። ኮሚተ [...]
ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተጠቅዓ ኤርትራ ንእትርከበን ሃገራት፣ 1.5 ሚልዮን ዶላር ሓጊዙ

ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተጠቅዓ ኤርትራ ንእትርከበን ሃገራት፣ 1.5 ሚልዮን ዶላር ሓጊዙ

Radio Erena: 03 April 2020 ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተጠቅዓ፣ ኤርትራ ንእትርከበን 9 ሃገራት ዝውዕል ናይ 1.5 ሚልዮን ህጹጽ ሓገዝ ኣበርኪቱ። እቲ ሓገዝ ብመንገዲ'ቲ ንሕብረት ኣፍሪ [...]
ሱዳናዊ ስደተኛ፣ ኣብ ፈረንሳ ብናይ ካራ መጥቃዕቲ ክልተ ሰባት ቀቲሉ ሰለስተ ብኸቢድ ኣቝሲሉ

ሱዳናዊ ስደተኛ፣ ኣብ ፈረንሳ ብናይ ካራ መጥቃዕቲ ክልተ ሰባት ቀቲሉ ሰለስተ ብኸቢድ ኣቝሲሉ

Radio Erena: 04 April 2020 33 ዓመት ዝዕድሚኡ ሱዳናዊ ስደተኛ፣ ሎሚ ቀዳም 04 ሚያዝያ፣ ኣብ ደቡባዊ ፈረንሳ ብዘካየዶ ናይ ካራ መጥቃዕቲ ክልተ ሰባት ክቐትል እንከሎ ብውሕዱ 7 ሰባት ድማ ኣቝሲሉ። ሰለስተ [...]

السفارة الارترية في الرياض تفرض تبرعات الزامية على المواطنين

إذاعة إرينا الدولية: الأخبار 2 أبريل 2020 بعد الدعوة التي وجهتها القنصلية العامة لدولة ارتريا في جدة الأسبوع الماضي للمواطنين الارتريين للتبرع بغرض م [...]
እስራኤል፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ብግዴታ ክቑረጸሎም ዝጸንሐ መጠን ገንዘብ፣ ኣብ ናይ ውሸባ እዋን፣ ገለ ክፋሉ ክምለሰሎም ከምዝኽእል ተገሊጹ

እስራኤል፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ብግዴታ ክቑረጸሎም ዝጸንሐ መጠን ገንዘብ፣ ኣብ ናይ ውሸባ እዋን፣ ገለ ክፋሉ ክምለሰሎም ከምዝኽእል ተገሊጹ

Radio Erena: 02 April 2020 ሃገራት፣ ብሰንኪ ሕማም ኮረና ቫይረስ ውሸባ ኣብ ዝእውጃሉ ዘለዋ እዋን፣ ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኣስታት 30 ሽሕ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ፣ ጎኒ ጎኒ ስግኣት 'ቲ ሕማም፣ ጉዳይ ሽቅለት ኣልቦነ [...]
1 165 166 167 168 169 265 1670 / 2647