Author: Admin

1 166 167 168 169 170 265 1680 / 2647
ኣልሸባብ፣ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብዘካየዶ መጥቃቲ ብውሕዱ ክልተ ተቐቲሎም

ኣልሸባብ፣ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብዘካየዶ መጥቃቲ ብውሕዱ ክልተ ተቐቲሎም

Radio Erena: 02 April 2020 ኣልሸባብ፣ ኣብ ሶማል ዓስኪሩ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ ብዘካየዶ መጥቃቲ ብውሕዱ ክልተ ተቐቲሎም። ኣብቲ ብ31 መጋቢት፣ ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ሶማል፣ ዞባ ጌዶ፣ ጋ [...]
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዑዲ፣ ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ንሕማም ኮረና ቫይረስ 500 ሪያል ክኸፍል የገድድ

ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዑዲ፣ ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ንሕማም ኮረና ቫይረስ 500 ሪያል ክኸፍል የገድድ

Radio Erena: 31 March 2020 ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ሕማም ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ብዝብል ነፍሲ ወከፎም 500 ሪያል (ኣስታት 150 ዶላር ኣመሪካ) ክኸፍሉ ከገድድ [...]

زعماء الايقاد يعقدون مؤتمرا عبر الفيديو لمكافحة انتشار وباء كورونا

اذاعة إرينا الدولية: الأخبار الثلاثاء 31 مارس 2020 عقد قادة كل من الصومال والسودان وجيبوتي واثيوبيا وكينيا واوغندا إضافة إلى الأمين العام لمنظمة الاي [...]
መራሕቲ ኢጋድ፣ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝገለለ፣ ኣብ ጉዳይ ኮሮና ቫይረስ ዘተኮረ ናይ ቪድዮ ዋዕላ ኣካይዶም

መራሕቲ ኢጋድ፣ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝገለለ፣ ኣብ ጉዳይ ኮሮና ቫይረስ ዘተኮረ ናይ ቪድዮ ዋዕላ ኣካይዶም

Radio Erena: 31 March 2020 መራሕቲ ሸውዓተ ሃገራት ኢጋድ፣ ኣብ ጉዳይ ኮሮና ቫይረስ ብምትኳር ናይ ቪድዮ ኮንፈረስን ኣካየዶም። መራሕቲ ኢትዮጵያ፣ ጅቡቲ፣ ሱዳን፣ ሶማል፣ ኡጋንዳ፣ ደቡብ ሱዳንን ኬንያንን ከም [...]
ኣስመራ፣ ብሰንኪ ስግኣት ኮረና ቫይረስ ህዝባዊ መጓዓዝያታት ደው ምባሉ፣ ሰራሕተኛታት ሕክምና ንጥፈታቶም ይሰናኸል ከምዘሎ ተገሊጹ

ኣስመራ፣ ብሰንኪ ስግኣት ኮረና ቫይረስ ህዝባዊ መጓዓዝያታት ደው ምባሉ፣ ሰራሕተኛታት ሕክምና ንጥፈታቶም ይሰናኸል ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 30 March 2020 መንግስቲ ኤርትራ፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ፣ ምስፍሕፋሕ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ፣ ከም ታክሲን ኣውቶቡሳትን ዝኣመሰለ ናይ ብሒቲ ይኹን ናይ መንግስቲ ህዝባዊ መጓዓዝያታት ደው ክብል ከ [...]
UNICEF፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ንምክልኻል ኮሮና ቫይረስ ዝሕግዝ ናውቲ ለጊሱ

UNICEF፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ንምክልኻል ኮሮና ቫይረስ ዝሕግዝ ናውቲ ለጊሱ

Radio Erena: 30 March 2020 ኣካል ሕቡራት ሃገራት ዝኾነ ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ (UNICEF)፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ንምክልኻል ኮሮና ቫይረስ ዝሕግዝ ዝተፈላለየ ናዊቲ ከምዝልኣኸ ኣፍሊጡ። እ [...]
ሶማልያ፣ ብኮሮና ቫይረስ ብከቢድ ንዝተሃስየት ኢጣልያ ንምሕጋዝ 20 ሓካይም ክትልእኽ’ያ

ሶማልያ፣ ብኮሮና ቫይረስ ብከቢድ ንዝተሃስየት ኢጣልያ ንምሕጋዝ 20 ሓካይም ክትልእኽ’ያ

Radio Erena: 29 March 2020 ሶማልያ፣ ብኮረና ቫይረስ ብከቢድ ተሃስያ ንዘላ ኢጣልያ ንምሕጋዝ 20 ሓካይም ክትልእኽ ምዃና መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ንኣፈኛ 'ቲ መንግስቲ፣ እስማዒል ሙክታር ብምጥቅስ ማዕከ [...]
ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ፣ ሃገራት ኣፍሪቃ ብሓባር ክሰርሓ ዘኽእለን ባይታ ንምጥጣሕ ጻዕርታት ይካየድ

ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ፣ ሃገራት ኣፍሪቃ ብሓባር ክሰርሓ ዘኽእለን ባይታ ንምጥጣሕ ጻዕርታት ይካየድ

Radio Erena: 29 March 2020 ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ ኣብ ዝግበር ቃልሲ፣ ሃገራት ኣፍሪቃ ብሓባር ክሰርሓ ዘኽእለን ባይታ ንምጥጣሕ ጻዕርታት ይካየድ ኣሎ። ኣብ ዩጋንዳ ዝርከብ ኣህጉራዊ ዩኒቨርሲቲ ካምፓላ [...]
ኢትዮጵያ፤ ‘’ዘተ ኣብ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይል ብሰንኪ ምትእትታው ኣመሪካ’ዩ ደው ኢሉ’’

ኢትዮጵያ፤ ‘’ዘተ ኣብ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይል ብሰንኪ ምትእትታው ኣመሪካ’ዩ ደው ኢሉ’’

Radio Erena: 29 March 2020 ንጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይል ብዝምልከት ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን ክካየድ ተመዲቡ ዝነበረ ዘተ ብሰንኪ ምትእትታው ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ደው ከምዝበለ ተገሊጹ። ሚኒስተር ሃብቲ [...]
ኬንያ፣ ብሰንኪ ውሸባ ኮሮና ቫይረስ፣ ህዝብን ፖሊስን ይጋጨዉ

ኬንያ፣ ብሰንኪ ውሸባ ኮሮና ቫይረስ፣ ህዝብን ፖሊስን ይጋጨዉ

Radio Erena: 29 March 2020 ፖሊስ ኬንያ፣ ንጸሎት ዝተሃከቡ ህዝቢ ክብትን ኣብ ዝፈተነሉ፣ ግጭት ከምዝተላዕለ፣ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን። መንግስቲ ኬንያ፣ ምስፍሕፋሕ ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ፣ ሰዓታት እቶ እቶ [...]
1 166 167 168 169 170 265 1680 / 2647