Author: Admin

1 137 138 139 140 141 265 1390 / 2647
ኡጋንዳ፣ ስደተኛታት ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝተዓቖብሉ መዓስከር ናይ ዓሌት ግጭት ተጎሃሂሩ

ኡጋንዳ፣ ስደተኛታት ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝተዓቖብሉ መዓስከር ናይ ዓሌት ግጭት ተጎሃሂሩ

Radio Erena: 21 July 2020 ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ኡጋንዳ፣ ዞባ ኦቦንጊ፣ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ተዓቝቦም ዘለዉ ስደተኛታት ደቡብ ሱዳን፣ ብዘካየድዎ ናይ ዓሌት ግጭት ብውሕዱ 3 ክቕተሉ እንከለዉ ሽዱሽተ ድማ ከምዝቖሰ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዞባዊ መንግስቲ ትግራይ ናይ ገዛእ ርእሱ ኮሚሽን ምርጫ ኣቚሙ

ኢትዮጵያ፣ ዞባዊ መንግስቲ ትግራይ ናይ ገዛእ ርእሱ ኮሚሽን ምርጫ ኣቚሙ

Radio Erena: 20 July 2020 ዞባ ትግራይ ናይ ኢትዮጵያ፣ በይናዊ ምርጫ ንምክያድ ዘኽእሎ ኮሚሽን ምርጫ ኣቚሙ። ባይቶ ናይቲ ዞባ፣ ብዕለት 16 ሓምለ ኣብ ዘካየዶ ህጹጽ ኣኼባ፣ ኮሚሽን ምርጫ ብሓሙሽተ ኣባላት ቦ [...]
ሱዳን፣ ሰራዊት’ታ ሃገር ‘ስሙ ንዘጸልሙ’ ጸሓፍትን ጋዜጠኛታትን ክኸስስ ይዳሎ

ሱዳን፣ ሰራዊት’ታ ሃገር ‘ስሙ ንዘጸልሙ’ ጸሓፍትን ጋዜጠኛታትን ክኸስስ ይዳሎ

Radio Erena: 20 July 2020 ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ ስርዓት እታ ሃገር ነቐፌታ ዝጽሕፉ ጋዜጠኛታትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ክሲ ክምስርት ምዃኑ ኣፍሊጡ። ቤት ጽሕፈት እቲ ሰራዊት ብቀዳም 18 ሓም [...]
ዚምባብወ፣ ምእሳር ጋዜጠኛታትን ተጣበቕቲ መሰላትን ይቕጽል

ዚምባብወ፣ ምእሳር ጋዜጠኛታትን ተጣበቕቲ መሰላትን ይቕጽል

Radio Erena: 20 July 2020 መንግስቲ ዚምባብወ፣ ንምውሻብ ኣንጻር ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ዝጥሕሱ፣ ጋዜጠኛታትን ተጣበቕቲ መሰላትን ምእሳር ክቕጽል ምዃኑ ገሊጹ። ወሃብ ቃል’ቲ መንግስቲ ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠይቕ፣ ‘ [...]
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ንፍልይቲ ልእኽቲ ኣብ ኤርትራ፣ ናይ ስራሕ ግዚኣ ብሓደ ዓመት ኣናዊሑ

ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ንፍልይቲ ልእኽቲ ኣብ ኤርትራ፣ ናይ ስራሕ ግዚኣ ብሓደ ዓመት ኣናዊሑ

Radio Erena: 19 July 2020 ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ንፍልይቲ ልእኽቲ ኣብ ኤርትራ፣ ናይ ስራሕ ግዚኣ ብሓደ ዓመት ኣናዊሑ። ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት መበል 44 ስሩዕ ዋዕላኡ ኣብ ዘካየደሉ፣ ንጉዳይ [...]
ብቀ.ሚ. ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኤርትራ ዑደት ኣካዪዱ

ብቀ.ሚ. ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኤርትራ ዑደት ኣካዪዱ

Radio Erena: 19 July 2020 ብቀዳማይ ሚኒስተር ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኤርትራ ዑደት ኣካዪዱ። ዕላማ’ቲ ጉጅለ ልኡኽ ብወግዒ ኣይተገልጸን። ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ዝተዋህበ ሓበሬታ ‘ [...]
ጀርመናዊ ትካል መፍረ መድሃኒት፣ ሳልሳይ ደረጃ ፈተነ መድሃኒት ኮሮና ቫይረስ ከካይድ ድሉው ከምዘሎ ኣፍሊጡ

ጀርመናዊ ትካል መፍረ መድሃኒት፣ ሳልሳይ ደረጃ ፈተነ መድሃኒት ኮሮና ቫይረስ ከካይድ ድሉው ከምዘሎ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 19 July 2020 ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንመላእ ዓለም ኣናዊጹሉ ዘሎ ኣብዚ ሕጂ እዋን፣ ጀርመናዊ ትካል ፋርማሲ፣ ሳልሳይ ደረጃ ፈተነ መድሃኒት ከካይድ ድሉው ከምዘሎ ኣፍሊጡ። እቲ ባዮኤንተክ ዝተባህለ ትካል [...]

السودان والصومال يصوتان ضد تجديد مهام مقررة حقوق الانسان لارتريا

اذاعة ارينا الدولية: الاخبار الجمعة 17 يوليو 2020 صوت كل من الصومال والسودان ضد تمديد فترة عمل مقررة حقوق الانسان لارتريا السيدة دانيلا كرافيتز، ورغم [...]
ግብጺ፤ ንምዕቋር ማይ ዲጋ ተሃድሶ ብዝምልከት ካብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ መግለጺ ሓቲታ

ግብጺ፤ ንምዕቋር ማይ ዲጋ ተሃድሶ ብዝምልከት ካብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ መግለጺ ሓቲታ

Radio Erena: 17 July 2020 ግብጺ፤ ንምዕቋር ማይ ዲጋ ተሃድሶ ብዝምልከት ካብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ መግለጺ ሓቲታ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ብ16 ሓምለ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፤ መንግስቲ ኢትዮጵያ በይናዊ ስጉም [...]
ውድብ ሕቡራት ሃገራት፤ ኣብ ዞባ ዳርፉር ናይ ሱዳን ኣብ ዝርከብ መዓስከር ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ኮኒኑ

ውድብ ሕቡራት ሃገራት፤ ኣብ ዞባ ዳርፉር ናይ ሱዳን ኣብ ዝርከብ መዓስከር ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ኮኒኑ

Radio Erena: 17 July 2020 ውድብ ሕቡራት ሃገራት፤ ኣብ ዞባ ዳርፉር ናይ ሱዳን ኣብ ዝርከብ መዓስከር ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ኮኒኑ። ነበርቲ ዳርፉር ዘለዎም ናይ ጸጥታ ኩነታት ብምቅዋም ተኸታታሊ ሰላማዊ ሰልፍታት [...]
1 137 138 139 140 141 265 1390 / 2647