Author: Admin

1 121 122 123 124 125 265 1230 / 2647
“ነበርቲ ኳዜን፣ ጸረ ኣንበጣ መድሃኒት ዝዕደሉ መሲልዎም ድሕሪ ምእካቦም’ዮም ብሰራዊት ተኸቢቦም።”

“ነበርቲ ኳዜን፣ ጸረ ኣንበጣ መድሃኒት ዝዕደሉ መሲልዎም ድሕሪ ምእካቦም’ዮም ብሰራዊት ተኸቢቦም።”

Radio Erena: 11 September 2020 ኣብ ኳዜን፣ ብሰንበት 30 ነሓሰ እንታይ'ዩ ኣጋጢሙ? መንግስቲ ኤርትራ፣ ብዘይፍርዲ ንዓመታት ኣሲርዎም ዝጸንሐ 20 ዝኾኑ ኣመንቲ ጴንጠቖስጣል፣ ብዋሕስ ከምዝፈትሐ ተሰሚዑ። ብኣንጻ [...]
ኡጋንዳ፣ ብኢንተርነት ሓበሬታ ዝዝርግሕ ዝኾነ ሰብ ሕጋዊ ፍቓድ ክህልዎ ዘገድድ ኣዋጅ ወጺኡ

ኡጋንዳ፣ ብኢንተርነት ሓበሬታ ዝዝርግሕ ዝኾነ ሰብ ሕጋዊ ፍቓድ ክህልዎ ዘገድድ ኣዋጅ ወጺኡ

Radio Erena: 11 September 2020 መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ብኢንተርት ሓበሬታ ዝዝርግሕ ዝኾነ ሰብ፣ ሕጋዊ ፍቓድ ክህልዎ ዘገድድ ኣዋጅ ኣውጺኡ። ብመሰረት እቲ ብ7 መስከረም ዝወጸ ኣዋጅ፣ ዜጋታት እታ ሃገር፣ ነቲ [...]
ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ኣብ ታይዋን ኤምባሲ ምኽፋታ፣ ንመንግስታት ቻይናን ሶማልን ኣቖጢዑ

ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ኣብ ታይዋን ኤምባሲ ምኽፋታ፣ ንመንግስታት ቻይናን ሶማልን ኣቖጢዑ

Radio Erena: 11 September 2020 ኣብ 1991 ካብ ሶማል ድሕሪ ምፍላያ፣ ርእሰ ምምሕዳር ኣዊጃ እትርከብ ሶማሊላንድ፣ ኣብታ ቻይና ዘይትንጸል ኣካላ ምዃና እትገልጻ ታይዋን ኤምባሲ ከፊታ። ርእሰ ምምሕዳር ሶማ [...]
ፈረንሳ፣ “ምስ ኣምልኾ ሰይጣን ዝተተሓሓዘ’ዩ” ዝተባህለ፣ ኣብ ልዕሊ ኣፍራስ ዘስካሕክሕ ግፍዕታት ተፈጺሙ

ፈረንሳ፣ “ምስ ኣምልኾ ሰይጣን ዝተተሓሓዘ’ዩ” ዝተባህለ፣ ኣብ ልዕሊ ኣፍራስ ዘስካሕክሕ ግፍዕታት ተፈጺሙ

Radio Erena: 11 September 2020 ኣብ ፈረንሳ፣ ኣብ ልዕሊ 150 ዝኾኑ ኣፍርሳ ወሪዱ ብዝተባህለ ግፍዕታት ዛጊት ሓደ ሰብ ኣብ ቀይዲ ክኣቱ እንከሎ፣ ካልኦት ጥርጡራት ይህደኑ ምህላዎም ፖሊስ ኣፍሊጡ። ዛጊት [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ምጥፋእ መሃይምነት ዕዉት ንጥፈታት ካብ ዘካየዳ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ምዃና ተገሊጹ

ኤርትራ፣ ኣብ ምጥፋእ መሃይምነት ዕዉት ንጥፈታት ካብ ዘካየዳ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ምዃና ተገሊጹ

Radio Erena: 10 September 2020 ኤርትራ ኣብ ምጥፋእ መሃይምነት ዕዉት ንጥፈታት ካብ ዘካየዳ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ’ያ ክብሉ ኣብዚ ዓውዲ'ዚ ዘተኮሩ መጽናዕታት ገሊጾም። ብምኽንያት'ቲ 8 መስከረም ተዘኪሩ ዝወዓለ [...]
ኣብ ግሪኽ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ሞርያ ተቓጺሉ

ኣብ ግሪኽ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ሞርያ ተቓጺሉ

Radio Erena: 10 September 2020 ኣብ ግሪኽ፣ ደሴት ለስቦስ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ሞርያ ድሕሪ ዘጋጠመ ባርዕ፣ ኣሽሓት ስደተኛታት ክሃድሙ ከምዝኸኣሉ ተገሊጹ። እቲ 12 ሽሕ ዝግመት ስደተኛታት ኣዕቝቡ ዝጸንሐ [...]
ብሚኒስተር ጥዕና ዝምራሕ ላዕለዋይ ሉእኽ ግብጺ ናብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

ብሚኒስተር ጥዕና ዝምራሕ ላዕለዋይ ሉእኽ ግብጺ ናብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 10 September 2020 ብሚኒስተር ጥዕና፣ ሓላ ዛይድ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ግብጺ፣ ኣብ ሱዳን ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ምክያዱ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን- ሱና ሓቢሩ። ዕላማ እቲ ዑደት፣ ኣብ ሱ [...]
ግብጽን ደቡብ ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ዘትየን

ግብጽን ደቡብ ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ ናይል ዘትየን

Radio Erena: 09 September 2020 ብሚኒስተር ሕርሻን ሃብቲ ማይን መሓመድ ዓብደል ዓቲ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ግብጺ፣ ኣብ ጉዳይ ናይልን ዞባዊ ጽልዋታቱን ብዝምልከት ንምዝርራብ ትማሊ ሰሉስ 8 ነሓሰ ናብ [...]
ሶማል፣ ብመጥቃዕቲ ኣልሸባብ ሓደ ኣመሪካዊ ወትሃደር ቆሲሉ

ሶማል፣ ብመጥቃዕቲ ኣልሸባብ ሓደ ኣመሪካዊ ወትሃደር ቆሲሉ

Radio Erena: 09 September 2020 ኣልሸባብ፣ ኣብ ሶማል ዓስኪሩ ኣብ ልዕሊ ዝርከብ ሰራዊት ኣመሪካ ብዘካየዶ መጥቃዕቲ ሓደ ወትሃደር ከምዝቖሰለ ሰራዊት ኣመሪካ እዚ ኣፍሪቃ ኣፍሊጡ። እቲ እዚ ኣብ ዝዘርግሖ መ [...]
1 121 122 123 124 125 265 1230 / 2647