Author: Admin

1 123 124 125 126 127 265 1250 / 2647
ሊብያ፣  ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ ዝመለሶም 5 ኤርትራውያን ብሕጋዊ መስርሕ ተዓዊቶም ኢጣልያ ኣትዮም

ሊብያ፣ ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ ዝመለሶም 5 ኤርትራውያን ብሕጋዊ መስርሕ ተዓዊቶም ኢጣልያ ኣትዮም

Radio Erena: 06 September 2020 ኣብ ሊብያ ዝነበሩ 5 ኤርትራውያን ኣንጻር መንግስቲ ኢጣልያ ድሕሪ ዝመስረቱዎ ክሲ ብምዕዋቶም፤ መሰል ዑቕባ ተዋሂቡዎም ብሕጋዊ መንገዲ ናብ ኢጣልያ ከምዝኣተዉ ተገሊጹ። ኣብ [...]
ሱዳን፣ ብሰንኪ ዕልቕልቕ ንስለስተ ኣዋርሕ ዝጸንሕ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዊጃ

ሱዳን፣ ብሰንኪ ዕልቕልቕ ንስለስተ ኣዋርሕ ዝጸንሕ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዊጃ

Radio Erena: 06 September 2020 መንግስቲ ሱዳን ንሰለስተ ኣዋርሕ ዝጸንሕ ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ኣዋጅ ኣውጺኡ። ቆንስል ጸጥታን ምክልኻልን ሱዳን ብዓርቢ 4 መስከረም ኣብ ዘካየዶ ህጹጽ ኣኼባ’ዩ ነቲ ኣዋጅ [...]
ተቓውሞታት ህዝቢ ኦሮሞ፣ ኣብ ልዕሊ ኤምባሲታት ዘካይዶ ዘሎ መጥቃዕታት፣ ሰኣን ግቡእ ጸጥታዊ ሓለዋ ምዃኑ መንግስቲ ኢትዮጵያ ወቒሱ

ተቓውሞታት ህዝቢ ኦሮሞ፣ ኣብ ልዕሊ ኤምባሲታት ዘካይዶ ዘሎ መጥቃዕታት፣ ሰኣን ግቡእ ጸጥታዊ ሓለዋ ምዃኑ መንግስቲ ኢትዮጵያ ወቒሱ

Radio Erena: 06 September 2020 ሃገራት ኤውሮጳ፤ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ፤ መጥቃዕቲ ክወርደን እንከሎ ግቡእ ጸጥታዊ ሓለዋ ኣይገበራን ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ከሲሱ። ካብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ፤ ኣምባሳደር [...]
جيبوتي تعلن عن عزمها إنشاء منطقة صناعية حرة بقيمة 4 مليارات دولار

جيبوتي تعلن عن عزمها إنشاء منطقة صناعية حرة بقيمة 4 مليارات دولار

اذاعة إرينا الدولية: الاخبار الجمعة 4 سبتمبر 2020 أعلن الرئيس الجيبوتي اسماعيل عمر قيلي عزم بلاده إنشاء منطقة صناعية وتجارية حرة في ميناء دامرغ [...]
ን5 ኣዋርሕ ኣዋርሕ ተቛሪጻ ዝጸንሐት ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፣ ኣርባዕተ ገጻት ጥራይ ሒዛ ዳግም ጀሚራ

ን5 ኣዋርሕ ኣዋርሕ ተቛሪጻ ዝጸንሐት ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፣ ኣርባዕተ ገጻት ጥራይ ሒዛ ዳግም ጀሚራ

Radio Erena: 04 September 2020 ልሳን መንግስቲ ዝኾነት ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፣ ንሓሙሽተ ኣዋርሕ ተቛሪጻ ድሕሪ ምጽንሓ፣ ኣርባዕተ ገጻት ጥራይ ሒዛ ድግም ጀሚራ። እታ ጋዜጣ፣ ምስ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተተሓሒ [...]
ጂቡቲ፣ መኸዘንን መጻረዩን ነዳዲ ዝርከቦ ኢንድስትርያዊ ፓርክ ክትሃንጽ’ያ

ጂቡቲ፣ መኸዘንን መጻረዩን ነዳዲ ዝርከቦ ኢንድስትርያዊ ፓርክ ክትሃንጽ’ያ

Radio Erena: 04 September 2020 ጂቡቲ፣ መኸዘብንን መጻረዩን ነዳዲ ዝርከቦ ኢንዱስትርያዊ ፓርክ ክትሃንጽ'ያ። እቲ ኣብ ዳመርጆግ ዝርከብ ፕሮጀክት፣ ፕረዚደንት እታ ሃገር እስማዒል ዑመር ገለ ዝርከቦም ላዕለ [...]
ንኣስታት ሓደ ወርሒ፣ ኣብ ኣመሪካ፣  ክሕከም ዝጸንሐ ፕረዚደንት የመን፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ተመሊሱ

ንኣስታት ሓደ ወርሒ፣ ኣብ ኣመሪካ፣ ክሕከም ዝጸንሐ ፕረዚደንት የመን፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ተመሊሱ

Radio Erena: 04 September 2020 ካብ 2015 ኣትሒዙ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተሰዲዱ ዝርከብ ፕረዚደንት የመን፣ ዓብደረቦ መንሱር ሓዲ፣ ንኣስታት ሓደ ወርሒ ኣብ ኣመሪካ፣ ኣብ ሕክምና ድሕሪ ምጽንሑ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ [...]
ተዓጽዩ ዝርከብ ቤት ምህርቲ ኢጣልያ ኣብ ኣስመራ ክኽፈት፣ ኣብ መንጎ መንግስታት ኢጣልያን ኤርትራን ወግዓዊ ዝርርብ ክካየድ ጻውዒት ቀሪቡ

ተዓጽዩ ዝርከብ ቤት ምህርቲ ኢጣልያ ኣብ ኣስመራ ክኽፈት፣ ኣብ መንጎ መንግስታት ኢጣልያን ኤርትራን ወግዓዊ ዝርርብ ክካየድ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 03 September 2020 መንግስቲ ኢጣልያ፣ ተዓጽያ ዘላ ኣብ ኣስመራ እትርከብ ቤት ትምህርቲ ኢጣልያ ንኽትክፈት ምስ መንግስቲ ኤርትራ ዝርርብ ክቕጽል ባህላዊ ማሕበር ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ኢጣልያውያን ጻውዒት ኣቕ [...]
1 123 124 125 126 127 265 1250 / 2647