Author: Admin

1 122 123 124 125 126 265 1240 / 2647
ካብ ውሸባ ክሃድም ዝፈተነ ኤርትራዊ መኪና ተረጊጹ ሞይቱ

ካብ ውሸባ ክሃድም ዝፈተነ ኤርትራዊ መኪና ተረጊጹ ሞይቱ

Radio Erena: 09 September 2020 ኣብ ኢጣልያ፣ ዞባ ሲሲልያ፣ ኣብ ሓደ ሓተቲ ዑቕባ ዝተታሕዝሉ ህንጻ፣ ኣብ ውሸባ ተታሒዙ ዝነበረ ኤርትራዊ ክሃድም ኣብ ዝፈተነሉ፣ ብመኪና ተረጊጹ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ማዕከናት ዜና [...]
Ethiopia from Escalation to Head-on Clash

Ethiopia from Escalation to Head-on Clash

Radio Erena: 08 September 2020 The Ethiopian House of Federation recent statement nullifying the forthcoming election in Tigray will accelerate [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 08 መስከረም 2020 ፈነወና፣-

ናይ ሎሚ ሰሉስ 08 መስከረም 2020 ፈነወና፣-

Radio Erena: 08 September 2020 https://www.youtube.com/watch?v=aLcQIL8s_yk&feature=emb_title [...]
“ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ዕብየት ከተርኢ፣ ዞባውን ኣህጉራውን ምሕዝነታዊ ግጥማት ከተካይድ የድልያ።” ኣሰልጣኒኣ ኣለምሰገድ

“ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ዕብየት ከተርኢ፣ ዞባውን ኣህጉራውን ምሕዝነታዊ ግጥማት ከተካይድ የድልያ።” ኣሰልጣኒኣ ኣለምሰገድ

Radio Erena: 08 September 2020 ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፡ ምስ ካልኦት ሃገራውያን ጋንታታት ምሕዝነታዊ ግጥማት ንኸተካይድ ድሌቱ ምዃኑ ኣሰልጣኒኣ ኣለምሰገድ ኤፍሬም ሓቢሩ። ንሱ ንመርበብ ሓበሬታ [...]
ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን፣ ዘለውዎ ኩነታት ዝገልጽ ኣሳእል ብማሕበራዊ ሜድያ ከይዝርግሑ መንግስቲ ኢትዮጵያ የፈራርሖም ምህላዉ ተቓሊሑ

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን፣ ዘለውዎ ኩነታት ዝገልጽ ኣሳእል ብማሕበራዊ ሜድያ ከይዝርግሑ መንግስቲ ኢትዮጵያ የፈራርሖም ምህላዉ ተቓሊሑ

Radio Erena: 08 September 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ብሕማቕ ተዳጕኖም ዘለዉ ዜጋታቱ፣ ንኩነታቶም ዝምልከት ብማሕበራዊ ሜድያታት ዝዝርግሕዎ ዘለዉ ኣሳእል ደው ከብልዎ የፈራርሖም ከምዘሎ ሓደ ካብ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ትግራይ ዝገሹ ጋዜጠኛታት ምዕጋቱ፣ ጸረ ናጽነት ፕረስ ምዃኑ ተነቒፉ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ትግራይ ዝገሹ ጋዜጠኛታት ምዕጋቱ፣ ጸረ ናጽነት ፕረስ ምዃኑ ተነቒፉ

Radio Erena: 08 September 2020 ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየድ ምርጫ ንምዕዛብን ጸብጻባት ንምትሕልላፍን ናብቲ ክልል ዝተበገሱ ሓያሎ ጋዜጠኛታት ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ከምዝተዓግቱ ማዕከናት ዜና ዓለም ኣቃሊሐን። [...]
ሱዳንን ኤርትራን ኣብ ጉዳይ ቀቢላዊ ግጭታት ምብራቕ ሱዳን ከምዝተመያየጣ ዲፕሎስያውን ምንጭታት ኣንፊቶም

ሱዳንን ኤርትራን ኣብ ጉዳይ ቀቢላዊ ግጭታት ምብራቕ ሱዳን ከምዝተመያየጣ ዲፕሎስያውን ምንጭታት ኣንፊቶም

Radio Erena: 08 September 2020 መራሕቲ ኤርትራን ሱዳንን፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ዞብ ምብራቕ ሱዳን፣ ተጎሃሂሩ ብዛዕባ ዘሎ ቀቢላዊ ግጭታት ብዝምልከት ከምዝተመያየጡ ዲፕሎማስያውን ምንጭታት ኣ [...]
ኩባንያ ዕደና ቢሻ፣ 9 ተወሰኽቲ ዓበይቲ ናይ ህንጻ መካይን ካብ ቻይና ሸሚቱ

ኩባንያ ዕደና ቢሻ፣ 9 ተወሰኽቲ ዓበይቲ ናይ ህንጻ መካይን ካብ ቻይና ሸሚቱ

Radio Erena: 07 September 2020 ኣብ ምዕራባዊ ኤርትራ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ዕደና ተዋፊሩ ዝርከብ ኩባንያ ቢሻ፣ ትሽዓተ ተወሰኽቲ ዓበይቲ ናይ ህንጻ መካይን ካብ ቻይና ሸሚቱ። እቲ ንተን ሳኒ ዝተባህላ፣ ኣብ ግ [...]
ኡጋንዳ፣ ኣብ ምርጫ ተሳዒረ ኢሉ ናብ ህዝቢ ዝተኮሰ ሚኒስተር ተኣሲሩ

ኡጋንዳ፣ ኣብ ምርጫ ተሳዒረ ኢሉ ናብ ህዝቢ ዝተኮሰ ሚኒስተር ተኣሲሩ

Radio Erena: 07 September 2020 ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣብ ምርጫ ስለዝተሳዕረ ተቖጢዑ ናብ ህዝቢ ዝተኮሰ ሚኒስተር ዴታ ኣብ ሚኒስትሪ ዕዮ፣ ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተወ ንፖሊስ ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ዘ ሞኒተር ካብ ካምፓላ ሓ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብሓደጋ ዕልቕልቕ ንዝተሃስየ ህዝቢ ሱዳን ንምርዳእ 100 ቶን ህጹጽ ሰብኣዊ ሓገዝ ለጊሳ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብሓደጋ ዕልቕልቕ ንዝተሃስየ ህዝቢ ሱዳን ንምርዳእ 100 ቶን ህጹጽ ሰብኣዊ ሓገዝ ለጊሳ

Radio Erena: 07 September 2020 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብሓደጋ ዕልቕልቕ፣ ካብ መነባብርኡ ንዝተመዛበለ ህዝቢ ሱዳን ንምርዳእ 100 ቶን ዝግመት ዝተፈላለየ ህጹጽ ሰብኣዊ ሓገዝ ምልኣኻ ኣፍሊጣ። እቲ ሓገዝ፣ [...]
1 122 123 124 125 126 265 1240 / 2647