Author: Admin

1 120 121 122 123 124 265 1220 / 2647
እስራኤል፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንኻልኣይ እዋን ምሉእ ምዕጻው ኣዊጃ

እስራኤል፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንኻልኣይ እዋን ምሉእ ምዕጻው ኣዊጃ

Radio Erena: 15 September 2020 ኣብ እስራኤል፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ እናዛየደ ብምምጽኡ፣ እታ ሃገር ንኻልኣይ እዋን ምሉእ ምዕጻው ኣዊጃ። እቲ ንካልኣይ እዋኑ ተኣዊጁ ዘሎ ምዕጻው፣ ካብ ዓርቢ 18 መስከረም [...]
ኢትዮጵያ፣ ብሃንደበት ባጤራ ምቕያራ፣ ኣብ ቁጠባ ሃስያ ክህልዎ ከምዝኽእል ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ብሃንደበት ባጤራ ምቕያራ፣ ኣብ ቁጠባ ሃስያ ክህልዎ ከምዝኽእል ተገሊጹ

Radio Erena: 15 September 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንህዝቢን ፊናንስያውያን ትካላትን ከይሓበረ፣ ብሃንደበት ባጤራ ናይ ምቕያር ስጉምቲ ምውሳዱ፣ ኣብ ቁጠባ ሃስያ ክህልዎ ከምዝኽእል ዝተፈላለዩ ወገናት እታ ሃገር [...]
ፓርላማ ሶማል ካብ ስልጣኑ ዝሰጎጎ ቀ/ሚ ነበር፣ ንፕረዚደንት ክወዳደር ምዃኑ ኣፍሊጡ

ፓርላማ ሶማል ካብ ስልጣኑ ዝሰጎጎ ቀ/ሚ ነበር፣ ንፕረዚደንት ክወዳደር ምዃኑ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 15 September 2020 ፓርላማ ሶማል፣ ኣብ ወርሒ ሓምለ ካብ ስልጣኑ ዝሰጎጎ ቀዳማይ ሚኒስተር ነበር ሓሰን ዓሊ ኻይረ፣ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ኣብ ዝካየድ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ክወዳደር ምዃኑ ኣፍሊጡ። [...]
Challenging Isaias

Challenging Isaias

Radio Erena: 14 September 2020 President Afwerki has swiftly dealt with any oppositional challenges that have arisen during his 27 years as pre [...]
ስቓይ ኣመንቲ ክርስትና ጴንጠቆስጣል ኣብ ኤርትራ

ስቓይ ኣመንቲ ክርስትና ጴንጠቆስጣል ኣብ ኤርትራ

Radio Erena: 14 September 2020 ውህበት የማነ የማነ ጓል 16 ዓመት እንከላ'ያ ተኣሲራ። ድሕሪ 14 ዓመታት ድማ ዝሓለፈ ቅንያት ተፈቲሓ። ትወን ን16 ዓመታት'ያ ተኣሲራ ጸኒሓ። ካብ ሕጽኖቱ ተወሲዱ ን14 ዓመታት ዝ [...]
ኤርትራ፣ ካብ 2 ክሳብ 16 ዓመታት ዝተኣስሩ 35 ኣመንቲ ክርስትና ጴንጠቆስጣል ተፈቲሖም

ኤርትራ፣ ካብ 2 ክሳብ 16 ዓመታት ዝተኣስሩ 35 ኣመንቲ ክርስትና ጴንጠቆስጣል ተፈቲሖም

Radio Erena: 14 September 2020 ኣብ ኤርትራ፣ ካብ 2 ክሳብ 16 ዓመታት ዝተኣስሩ 35 ኣመንቲ ክርስትና ተፈቲሖም። ኣብ ምጥባቕ እሱራት ኣመንቲ ዝነጥፍ ሃኒባል ዳኒኤል ንሬድዮ ኤረና ብዝሃቦ ሓበሬታ መሰረት [...]
ጃፓን፣ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ መኮነን ኣምባሳደር ኣብ ጂቡቲ ክኸውን መዚዛ

ጃፓን፣ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ መኮነን ኣምባሳደር ኣብ ጂቡቲ ክኸውን መዚዛ

Radio Erena: 14 September 2020   ጃፓን፣ ሓላፊ ወትሃደራዊ ስለያ ንዝነበረ ላዕለዋይ መኮነን፣ ኣምባሳደር ኣብ ጂቡቲ ክኸውን መዚዛቶ። እታ ሃገር፣ ነዚ ዝበዝሐ ዕድሚኡ ኣብ ውትህድርና ዘሕለፈ [...]
ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ሊብያ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ክዕጾ፣ ዳግማይ መጸዋዕታ ኣቕሪቡ

ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ሊብያ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ክዕጾ፣ ዳግማይ መጸዋዕታ ኣቕሪቡ

Radio Erena: 13 September 2020 ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ሊብያ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ክዕጾ፣ ዳግማይ መጸዋዕታ ኣቕሪቡ። ዋና ጸሓፊ’ቲ ውድብ ኣንቶንዮ ጉተረዝ ንባይቶ ጸጥታ ኣብ ዝለኣኾ መጸዋዕታ፣ እቲ [...]
ምርጫ ትግራይ፣ ነታ ሃገር ናብ ዝኸፈአ ወጥሪ ከየስግራ ስግኣት ከምዘሎ፣ ፖለቲከኛታት እታ ሃገር ገሊጾም

ምርጫ ትግራይ፣ ነታ ሃገር ናብ ዝኸፈአ ወጥሪ ከየስግራ ስግኣት ከምዘሎ፣ ፖለቲከኛታት እታ ሃገር ገሊጾም

Radio Erena: 13 September 2020 ብረቡዕ 9 መስከረም ዝተኻየደ ዞባዊ ምርጫ ትግራይ፣ ነታ ሃገር ናብ ዝኸፈአ ወጥሪ ከየስግራ ስግኣት ከምዘሎ፣ ፖለቲከኛታት እታ ሃገር ገሊጾም። ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ፈደራላዊ መ [...]
ሃይማኖትን መንግስትን ዝፈላልይ ስምምዕ ሱዳን ዘይምስምማዕ ይፈጥር

ሃይማኖትን መንግስትን ዝፈላልይ ስምምዕ ሱዳን ዘይምስምማዕ ይፈጥር

Radio Erena: 13 September 2020 ንምፍልላይ ሃይማኖትን መንግስትን ብዝምልከት ኣብ መንጎ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክን መራሒ ኤስ.ፒ.ኤል.ኤም.ኤን. ዓብደል ዓዚዝ ኣልሒሉ ዝተኻየደ ኣፈናዊ ስምምዕ፣ ተቐባልነት የብ [...]
1 120 121 122 123 124 265 1220 / 2647