Author: Admin

1 119 120 121 122 123 265 1210 / 2647
18 መስከረም፣ መበል 19 ዓመት ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ይዝከር

18 መስከረም፣ መበል 19 ዓመት ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ይዝከር

Radio Erena: 18 September 2020 መንግስቲ ኤርትራ፣ ንናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ብምዕጻው ንኣዳለውተንን ጋዜጠኛታትን ከምኡ ድማ ጽገናዊ ለውጢ ንዝጠለቡ ላዕለዎት ሰበ ስልጣናቱ ነበር ብኣልማማ ብምቕያድ፣ ሃለዋቶም ዘጥፍ [...]
“ሱዳን፣ ንመላእ ከተማ ካርቱም ከዕኑ ዝኽእል ተፈንጃሪ ባእታ ተታሒዙ”

“ሱዳን፣ ንመላእ ከተማ ካርቱም ከዕኑ ዝኽእል ተፈንጃሪ ባእታ ተታሒዙ”

Radio Erena: 18 September 2020 ኣብ ሱዳን፣ ተፈንጃሪ ባእታ ሒዞም ዝጸንሑ'ዮም ዝተባህሉ 41 ሰባት ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ኣኽባር ሕጊ እታ ሃገር ታቕለሲር ኣል ሓብር ብ16 መስከረም ኣፍሊጡ። እቶም ብ13 [...]
ኡጋንዳ፣ ልዕሊ 200 እሱራት ካብ ሓለወቶም ካላሽን ብምምንዛዕ ሃዲሞም

ኡጋንዳ፣ ልዕሊ 200 እሱራት ካብ ሓለወቶም ካላሽን ብምምንዛዕ ሃዲሞም

Radio Erena: 18 September 2020 ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣስታት 219 እሱራት፣ ካብ ሓለውቶም ጠበናጁ ብምምንዛዕ ክሃድሙ ክኢሎም። መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ነቶቶ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ኡጋንዳ፣ ዞባ ሞሮቶ ካብ ዝርከብ ቤት [...]
ሊብያ፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጃልባ ብምጣሓላ፣ ብውሕዱ 24 ሓተቲ ዑቕባ ከምዝጠሓሉ ተገሊጹ

ሊብያ፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጃልባ ብምጣሓላ፣ ብውሕዱ 24 ሓተቲ ዑቕባ ከምዝጠሓሉ ተገሊጹ

Radio Erena: 17 September 2020 ካብ ገማግም ሊብያ ዝተበገሰት፣ ናይ ጎማ ጃልባ፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብምጥሓላ፣ ዛጊት ተረኺቡ ብዘሎ ሓበሬታ፣ ናይ 24 ሰባት ህወይት ከምዝጠፍአ ወኪል ኣህጉራዊ ምሕበር ስደተኛታት ካብ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል እተካይዶ ዘላ ናይ ሰብ-ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣብ ኬንያ’ውን ክትቅጽሎ ፍቓድ ምሕታታ ተገሊጹ

ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል እተካይዶ ዘላ ናይ ሰብ-ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ኣብ ኬንያ’ውን ክትቅጽሎ ፍቓድ ምሕታታ ተገሊጹ

Radio Erena: 17 September 2020 ኣመሪካ፣ ኣልሸባብ ንምህዳን ኣብ ሶማል እተካይዶ ዘላ ናይ ሰብ ኣልቦ በረርቲ ወይ ድሮን መጥቓዕቲ ኣብ ኬንያ'ውን ንክትቅጽሎ ፍቓድ ትሓትት ከምዘላ ኒውዮርክ ታይምስ ኣፍሊጡ። እቲ [...]
ዩጋንዳ፣ ኣብ መንጎ ዜጋታትን ስደተኛታት ደቡብ ሱዳንን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም

ዩጋንዳ፣ ኣብ መንጎ ዜጋታትን ስደተኛታት ደቡብ ሱዳንን ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 17 September 2020 ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣብ መንጎ ዜጋታት እታ ሃገርን ካብ ደቡብ ሱዳን ዝመጹ ስደተኛታትን ብዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝተቐትሉ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ [...]
ኣብዚ ሰሙን’ዚ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከቦ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪቃ ሓያል ዝናብ ክወርድ ከምዝኽእል ተገሊጹ

ኣብዚ ሰሙን’ዚ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከቦ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪቃ ሓያል ዝናብ ክወርድ ከምዝኽእል ተገሊጹ

Radio Erena: 16 September 2020 ኣብዚ ሰሙን'ዚ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ዞባ ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ሓያል ዝናብ ክወርድ ከምዝኽእል ጸብጻባት ኣህጉራዊ ሜትዮሮሊጂ ተተንብዩ። ብመሰረት እቲ ዝቐርብ ዘሎ ት [...]
ርዋንዳ፣ ኣብ ዓሌታዊ ህልቂት ናይ ዝተቐትሉ 791 ሰባት ሬሳ ተኣኪቡ

ርዋንዳ፣ ኣብ ዓሌታዊ ህልቂት ናይ ዝተቐትሉ 791 ሰባት ሬሳ ተኣኪቡ

Radio Erena: 16 September 2020 ኣብ ርዋንዳ፣ ኣብ 1994 ኣብ ዝተኻየደ ጃምላዊ ህልቂት ናይ ዝተቐትሉ 791 ሰባት ሬሳ ከምዝተኣከበ ተሓቢሩ። እቲ ናይ ምእካብ መስርሕ ዝተጀመረ፣ ኣብ ምዕራባዊ እታ ሃገር [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ባሕረይንን፣ ንእስራኤል ብወግዒ ኣፍልጦ ክህባ’የን

ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ባሕረይንን፣ ንእስራኤል ብወግዒ ኣፍልጦ ክህባ’የን

Radio Erena: 16 September 2020 እስራኤል፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ባሕረይንን፣ ናይ ቢልዮናት ዶላር ወፍርን ንግዳዊ ልውውጥን ከካይዳ ምዃነን ይግለጽ ኣሎ። እዘን ክልተ ሃገራት ዓረብ ምስ እስራኤል ድሕሪ ዝ [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 15 መስከረም ፈነወና

ናይ ሎሚ ሰሉስ 15 መስከረም ፈነወና

Radio Erena: 15 September 2020 https://www.youtube.com/watch?v=6LJnMZymGoA&feature=emb_title [...]
1 119 120 121 122 123 265 1210 / 2647