Author: amanuel

1 95 96 97 98 99 239 970 / 2383
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ የመን ብዘካየደቶ ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ፣ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣልቃዒዳ ከምዝቐተለት ኣፍሊጣ

ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ የመን ብዘካየደቶ ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ፣ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣልቃዒዳ ከምዝቐተለት ኣፍሊጣ

Radio Erena: 07 March 2023 እቲ ሓማድ ቢን ሓሙድ ኣል-ታሚሚ ዝተባህለ ሓላፊ ሜድያ ከምዝነበረ ዝንገረሉ ኣባል ኣልቃዒዳ፣ ማሪብ ኣብ ዝተባህለ ዞባ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዝኡ እንከሎ እዩ ተቐቲሉ። ኣመሪካ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ ምስ ሱዳን ዝጸንሓ ዶባዊ ግጭት ቅልጡፍ ፍታሕ ክትረኽበሉ ተሰማሚዓ

ኢትዮጵያ ምስ ሱዳን ዝጸንሓ ዶባዊ ግጭት ቅልጡፍ ፍታሕ ክትረኽበሉ ተሰማሚዓ

Radio Erena: 07 March 2023 ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ መንግአን ዝጸንሐ ዶባዊ ምስሕሓብ ቅልጡፍ ፍታሕ ክረክብን፡ ንግዳዊ ርክባተን ዳግም ከበራብራን ብሰንበት 5 መጋቢት ተሰማሚዐን። ሓላፊ ልኡላዊ ቆንስል ሱዳን [...]
ኤርትራ ኣብ ኣኼባ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ተኸሲሳ

ኤርትራ ኣብ ኣኼባ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ተኸሲሳ

Radio Erena: 07 March 2023 ኤርትራ ንመበል 52 ግዚኡ ኣብ ዝቃናዕ ዘሎ ኣኼባ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ተኸሲሳ። ካብ 27 ለካቲት ጀሚሩ ክሳብ 4 መጋቢት ኣብ ዝቕጽል ኣኼባ ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት፡ ሰኑይ 6 [...]
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት፤ ንሚኒስተር ምክልኻልን፤ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያትን ካብ ስልጣኖም ኣፋንዩዎም

ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት፤ ንሚኒስተር ምክልኻልን፤ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያትን ካብ ስልጣኖም ኣፋንዩዎም

Radio Erena: 06 March 2023 ቤት ጽሕፈት'ቲ ፕረዚደንት ብመንግስታዊ ተለቪዥን ኣቢሉ ኣብ ዝሃቦ ቃል፤ ምፍናው ሚኒስተር ምክልኻል ኣንጀሊና ተኒ ከምኡ'ውን ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት ማሕሙድ ሰለሙን፤ ዝኾነ ዝተፈልየ [...]
ኬንያ፤ ሕሱር ዋጋ ዘለዎ ሓይሊ ጸዓት ካብ ኢትዮጵያ ክትገዝእ ጀሚራ

ኬንያ፤ ሕሱር ዋጋ ዘለዎ ሓይሊ ጸዓት ካብ ኢትዮጵያ ክትገዝእ ጀሚራ

Radio Erena: 06 March 2023 ንተኸታታሊ 30 ዓመታት ብዋሕዲ ዝናብ ክትሳቐይ ዝጸንሐት ኬንያ፤ ንኤለክትሪክ ከመንጭው ዝኽእል ዕቑር ማይ ብምውዳኣ፤ ህጹጽ መተካእታ ንምግባር እያ ካብ ኢትዮጵያ ሓይሊ ኤለክትሪክ ትገዝ [...]
ኤርትራ፤ ድኻታት ንዝኾና ሃገራት ዓለም ኣብ ዝዳሎ ኮንፈረንስ ትሳተፍ ኣላ

ኤርትራ፤ ድኻታት ንዝኾና ሃገራት ዓለም ኣብ ዝዳሎ ኮንፈረንስ ትሳተፍ ኣላ

Radio Erena: 06 March 2023 መንግስቲ ኤርትራ፤ ኣብ ቅኑዕ መስመር ቁጠባዊ ምዕባለ ንግስግስ ኣለና ኣብ ዝብለሉ ዘሎ እዋን፤ ኤርትራ ኣዝየን ድኻታት ንዝኾና ሃገራት ዓለም ኣብ ዝዳሎ ኮንፈረንስ ትሳተፍ ኣላ። እ [...]
ብሪጣንያ፣ ካብ ኢራን ተበጊሳ ናብ የመን ተምርሕ ዝነበረት፣ ኣጽዋር ዝጸዓነት መርከብ ሒዛ

ብሪጣንያ፣ ካብ ኢራን ተበጊሳ ናብ የመን ተምርሕ ዝነበረት፣ ኣጽዋር ዝጸዓነት መርከብ ሒዛ

Radio Erena: 03 March 2023 ብሪጣንያ፣ ናብ የመን ተምርሕ ዝነበረት ኣጽዋር ዝጸዓነት መርከብ ኢራን፣ ከምዝሓዘት ኣፍሊጣ። ሚኒስትሪ ምክልኻል ብሪጣንያ ብሓሙስ 2 መጋቢት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እታ ካብ ኢራን [...]
ሱልጣን ዓሊ ኣልሚራህ ሱልጣን ብሄረ ዓፋር ኮይኑ ተመዚዙ

ሱልጣን ዓሊ ኣልሚራህ ሱልጣን ብሄረ ዓፋር ኮይኑ ተመዚዙ

Radio Erena: 03 March 2023 ቤት ጽሕፈት ሱልጣን ብሄረ ዓፈር ብሓሙስ ክልተ መጋቢት ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፡ ንኣሕመድ ኣልሚራክ ከም መበል 15 ሱልጣን ብሄረ ዓፈር ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ኢትዮጵያ ጌሩ ከም ዝመዘዞ ተሓቢ [...]
ጀርመን፡ ኤርትራዊ ዜጋ ብቕትለት ተኸሲሱ

ጀርመን፡ ኤርትራዊ ዜጋ ብቕትለት ተኸሲሱ

Radio Erena: 03 March 2023 ኣብ ዝሓለፈ ታሕሳስ ኣብ ደቡባዊ ጀርመን ድሕሪ ዘጋጠመ ቅትለት ጓል 14 ዓመት ጓል ኣንስተይቲ፡ ኣኽባሪ ሕጊ ናይታ ሃገር ኣንጻር ወዲ 27 ዓመት ጥርጡር ክሲ ከም ዝመስረተ ተሓቢሩ። [...]
ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውያን ኣሜሪካውያን ኣንጻር መንግስቲ ኣሜሪካ ክስለፍ’ዩ

ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውያን ኣሜሪካውያን ኣንጻር መንግስቲ ኣሜሪካ ክስለፍ’ዩ

Radio Erena: 02 March 2023 ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውያን ኣሜሪካውያን ኣንጻር መንግስቲ ኣሜሪካ ክስለፍ’ዩ። ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውያን ኣሜሪካውያን ንዝኽሪ ምጅማር ኲናት ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ዒራቕ ምኽንያት ብ [...]
1 95 96 97 98 99 239 970 / 2383