Author: amanuel
ፖለቲካ ኤርትራ ኣብ ጎደናታት ከተማ ሄግ
Radio Erena: Monday, 19 February 2024
ከተማ ሄግ(ደን ሃግ) ንልዕሊ ሓደ ዘመን ከም ዓለምለኻዊት ማእከል ፍትሕን ሰላምን እያ ትፍለጥ::
ኣብዛ ከተማ ሃገራት ፍልልያተን ኲናት ዘይኮነ ብዝርርብን ፍርዳዊ ፍ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
Radio Erena: Sunday, 18 February 2024
Radio Erena · ሰንበት 18 ለካቲት 2024
[...]
ሆላንድ: ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢን ደገፍቲ ህግደፍን ኣብ ዘካየድዎ ግጭት፡ መካይን ፖሊስ ተቓጺለን
Radio Erena: Sunday, 18 February 2024
ኣብ ሆላንድ፡ ከተማ ሄግ፡ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢን ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍን: ብቀዳም 17 ለካቲት፡ ምሸት፡ ኣብ ዝተኻየደ ግጭት: ናይ ፖሊስ ዝርከብአን [...]
ግብጽን ቱርኪን ንልዕሊ 10 ዓመታት ሻሕኪሩ ዝሸንሐ ዝምድንአን አሓዲሰን
Radio Erena: Friday, 16 February 2024
ፕረዚደንት ቱርኪ፡ ጣይብ ኤርዶዋን ናብ ግብጺ ታሪኻዊ ምብጻሕ ኣካይዱ።
እቲ ፕረዚደንት፡ ብረቡዕ 14 ለካቲት ናብ ካይሮ ኣብ ዝኣተወሉ፡ ግብጻዊ መዘንኡ ድሙቕ ኣቐባብላ [...]
ኢትዮጵያ፤ መዓልታዊ 100 ሽሕ ሜተር ኩብ ዝስተ ማይ ብሻምብቆታት ናብ ጂቡቲ ክትልእኽ’ያ
Radio Erena: Friday, 16 February 2024
ኢትዮጵያ፡ መዓልታዊ ናብ ጂቡቲ ክትልእኮ ዝጸንሐት 20 ሽሕ ሜተር ኩብ ጽሩይ ዝስተ ማይ ናብ ኣስታት 100 ሽሕ ክብ ከተብሎ ምዃና 'ያ ዝሓለፈ ወርሒ ገሊጻ።
እዚ ዜና'ዚ፡ [...]
ካብ 18 ክሳብ 25 ለካቲት ኣብ ዝካየድ ኣህጉራዊ ውድድር ዙር ርዋንዳ፡ 8 ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ ክሳተፉዮም
Radio Erena: Friday, 16 February 2024
ካብ 18 ክሳብ 25 ለካቲት ኣብ ዝካየድ ኣህጉራዊ ውድድር ዙር ርዋንዳ፡ 8 ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ ክሳተፉዮም::
ብኣሰልጣኒ ሳምሶም ሰለሙን እትምራሕ ሃገራዊት ጋንታ ኤ [...]
أثيوبيا ترحل قسرا إلى إرتريا مجموعة من الإرتريين كانت اعتقلتهم في الأشهر الماضية
إذاعة إرينا الدولية : 15.02.2024
قالت مصادر إذاعة إرينا في العاصمة الاثيوبية أديس أبابا، ، إن العديد من الإرتريين الذين اختطفوا واحتجزوا في مراكز [...]
ቀይሕ ባሕሪ ብሰንኪ መጥቃዕታት፣ ሓያሎ መራኽብ መንገዲ ክቕይራ ይግደዳ
Radio Erena: Thursday, 15 February 2024
ሑቲ ናይ የመን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ብሰንኪ ዘካይዶ ዘሎ መጥቃዕታት፣ ሓያሎ ናይ ንግዲን ናይ መጓዓዝያን መራኽብ፣ መንገደን ክቕይራ ይግደዳ ምህላወን ኣፍሊጠን።
ኣቐዲሙ ሓ [...]
‘ስምምዕ ፕሪቶርያ ኣይተፈጸመን’ ኣቶ ጌታቸው ረዳ
Radio Erena: Thursday, 15 February 2024
ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን፣ ኣብ ሕዳር 2022 ዝተኸተመ ስምምዕ፣ ዛጊት ኣብ ግብሪ ከምዘይወዓለ፣ ፕረዚደንት ግይዝዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ ኣቶ ጌታቸው ረዳ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ተገፊፎም ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሓያሎ ኤርትራውያን ብግዴታ ናብ ዓዶም ይምለሱ
Radio Erena: Thursday, 15 February 2024
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ፣ ተገፊፎም ኣብ ዝተፈላለየ መደባራት ፖሊስ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ሓያሎ ኤርትራውያን፣ ብዘይድልየቶም ናብ [...]