Author: amanuel

1 85 86 87 88 89 234 870 / 2332
ስዑዲ ዓረብ፣ ብቻይና ናብ ዝምራሕ፣ ኣብ ጸጥታ ዘተኮረ ምትእኽኻብ’ ክትጽንበር ወሲና

ስዑዲ ዓረብ፣ ብቻይና ናብ ዝምራሕ፣ ኣብ ጸጥታ ዘተኮረ ምትእኽኻብ’ ክትጽንበር ወሲና

Radio Erena: 30 March 2023 ስዑዲ ዓረብ፣ ናብቲ ብቻይና ዝቖመን ዝምራሕን፣ ኣብ ጸጥታ ዘተኮረ ደምበ ሃገራት ክትጽንበር ከምዝወሰነት ተሓቢሩ። ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ናብቲ 'ማሕበር ምትሕግጋዝ ሻንጋይ' ዝፍለ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜን ሸዋ፣ ልዕሊ 100 ሰባት ከምዝተጨወዩ ተሓቢሩ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜን ሸዋ፣ ልዕሊ 100 ሰባት ከምዝተጨወዩ ተሓቢሩ

Radio Erena: 30 March 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ፣ ዞባ ሰሜን ሸዋ፣ ኣብ እትርከብ ከባቢ ደራ፣ ልዕሊ 100 ሰባት ተጨውዮም ከምዝለው፣ ንስድራቤታቶም ብምውካስ ዘ ሪፖርተር ሓቢሩ። እቶም ዕጡቓት ኦነግ [...]
ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣስታት 27 ሽሕ ኤርትራውያን ምህላዎም ተገሊጹ

ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣስታት 27 ሽሕ ኤርትራውያን ምህላዎም ተገሊጹ

Radio Erena: 30 March 2023 ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣስታት 27 ሽሕ ኤርትራውያን ከምዘለዉ፣ ንጸብጻብ መንግስቲ ብምውካስ መርበብ ዜና ሞኒተር ሓቢሩ። ኤርትራውያን ኣብ ኡጋንዳ፣ ኣብ ንግድን ወፍርን ብዝገብርዎ ምንቅስቃ [...]
ሰራዊት ሶማል ንካልኣይ መድረኽ መጥቃዕቲ ኣንጻር ኣል ሸባብ ድሉው ክኸውን ፕረዚደንት ሓሰን ጸዊዑ

ሰራዊት ሶማል ንካልኣይ መድረኽ መጥቃዕቲ ኣንጻር ኣል ሸባብ ድሉው ክኸውን ፕረዚደንት ሓሰን ጸዊዑ

Radio Erena: 29 March 2023 ሰራዊት ሶማል፣ ኣንጻር ኣልሸባብ ንዝካየድ ካልኣይ መድረኽ መጥቃዕቲ ድሉው ክኸውን ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ጸዊዑ። እቲ ካብ ኣልሸባብ ሓራ ኣብ ዝኾነ ካቢታት ዞባ ሒራን ኣብ [...]
ምክትል ፕረዚደንት ኣመሪካ፣ ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት ተካይድ ኣላ

ምክትል ፕረዚደንት ኣመሪካ፣ ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት ተካይድ ኣላ

Radio Erena: 29 March 2023 ምክትል ፕረዚደንት ኣመሪካ፣ ካማላ ሃሪስ እትመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ምምሕዳር ባይደን ኣብ ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት የካይድ ኣሎ። ብ26 መጋቢት ብጋና ዝፈለመት ካማላ ሃሪስ፣ ዑ [...]
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ሚልዮናት ሰባት ካብ ደርቂ ንምድሓን 2.6 ቢልዮን ዶላር ምወላ ከምዘድሊ ኢጋድ ገሊጹ

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ሚልዮናት ሰባት ካብ ደርቂ ንምድሓን 2.6 ቢልዮን ዶላር ምወላ ከምዘድሊ ኢጋድ ገሊጹ

Radio Erena: 29 March 2023 ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣንጸላልዩ ኣብ ዘሎ ሓደጋ ደርቂ፣ ህይወት ሚልዮናት ሰባት ንምድሓን፣ 2.6 ቢልዮን ዶላር ምወላ ከምዘድሊ፣ ናይ መንግስታት በዓል ስልጣን ንልምዓት ወይ ኢጋድ [...]
ፓርላማ ኡጋንዳ፣ ሓደ ዓይነት ጾታ ዘለዎም መጻምድቲ ብሞት ክቕጽኡ እማመ ኣቕሪቡ

ፓርላማ ኡጋንዳ፣ ሓደ ዓይነት ጾታ ዘለዎም መጻምድቲ ብሞት ክቕጽኡ እማመ ኣቕሪቡ

Radio Erena: 28 March 2023 ፓርላማ ኡጋንዳ፣ ሓደ ዓይነት ጾታ ዘለዎም መጻምድቲ ብሞት ክቕጽዑ ዝብል እማመ ከምዘቕረበ መርበባት ዜና ሓቢረን። ፓርላማ ኡጋንዳ፣ ኣንጻር ሓደ ዓይነት ጾታ ዘለዎም መጻምድቲ፣ ዝሓ [...]
ኬንያ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት ሩቶ ኣብ ዝተጓሃሃረ ተቓውሞ ብውሕዱ ሓደ ሰብ ተቐቲሉ

ኬንያ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት ሩቶ ኣብ ዝተጓሃሃረ ተቓውሞ ብውሕዱ ሓደ ሰብ ተቐቲሉ

Radio Erena: 28 March 2023 ኣብ ኬንያ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት ዊልያም ሩቶ ኣብ ንዝተወልዐ ህዝባዊ ተቓውሞ ንምብታን ፖሊስ ብዝተኮስዎ ዘንብዕ ጋዝን ጠያይትን ብውሕዱ ሓደ ሰብ ክቕተሉ እንከሎ ሓያሎ ቆሲሎም። እቲ [...]
ኤርትራ፣ 10ታት ሶማላውያን ተዓቝቦሙላ ዝጸንሑ እንኮ መዓስከር ስድተኛታት ጠቕሊላ ተዓጽያ

ኤርትራ፣ 10ታት ሶማላውያን ተዓቝቦሙላ ዝጸንሑ እንኮ መዓስከር ስድተኛታት ጠቕሊላ ተዓጽያ

Radio Erena: 28 March 2023 ኣብ ኤርትራ ኣብ እትርከብ፣ እንኮ መዓስከር ስደተኛታት እምኩሉ ዝጸንሑ 10ታት ሶማላውያን ስደተኛታት ናብ ዓዶም ተፋንዮም። እታ ኣብ ከባቢ ወደባዊት ከተማ ባጽዕ እትርከብ መዓስክር [...]
ሶማል፣ ኣብ 2026 ዝካየድ ምርጫ፣ ብቀጥታ ብህዝቢ ምዃኑ ፕረዚደንት ሓሰን ገሊጹ

ሶማል፣ ኣብ 2026 ዝካየድ ምርጫ፣ ብቀጥታ ብህዝቢ ምዃኑ ፕረዚደንት ሓሰን ገሊጹ

Radio Erena: 27 March 2023 ኣብ ሶማል፣ ኣብ ግንቦት 2026 ኣብ ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫ፣ ህዝቢ ብቀጥታ ከምዝሳተፍ ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ምግላጹ ዘ ኢስት ኣፍሪካን ሓቢራ። ኣብዚ እዋን'ዚ፣ ወከልቲ ዞ [...]
1 85 86 87 88 89 234 870 / 2332