Author: amanuel

1 53 54 55 56 57 240 550 / 2398
ምብራቕ ሱዳን፣ ኮሌራን ብቫይረስ ዝመጽእ ሕማም ዴንጋን ይላባዕ ምህላዉ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ

ምብራቕ ሱዳን፣ ኮሌራን ብቫይረስ ዝመጽእ ሕማም ዴንጋን ይላባዕ ምህላዉ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ

Radio Erena: Wednesday,27 September 2023 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ኮሌራን ብቫይረስ ዝስዕብ ሕማም ዴንጋን ብናህሪ ይላባዕ ምህላዉ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣጠንቂቑ። ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልታት፣ በቲ ሕማም ከምዝተ [...]
ኬንያን ኣመሪካን ኣብ ወትሃደራዊ መዳይ ክተሓጋገዛ ስምምዕ ከቲመን

ኬንያን ኣመሪካን ኣብ ወትሃደራዊ መዳይ ክተሓጋገዛ ስምምዕ ከቲመን

Radio Erena: Tuesday, 26 September 2023 ኣብ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝን ህሉው ኩነታት ዚባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ብዝምልከት ምስ ፕረዚደንታት ጂቡቲን ሶማልንን ዝዘተየ ሚኒስተር ምክልኻል ኣመሪካ፣ ሎይድ ኦስቲን ናብ [...]
ሚኒስተር ምክልኻል ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣመሪካ ናብ ጂቡቲ በጺሑ፣

ሚኒስተር ምክልኻል ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣመሪካ ናብ ጂቡቲ በጺሑ፣

Radio Erena: Tuesday 26 September 2023 ኣብ ህሉው ኩነታት ጸጥታ ሃገራት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዝምልከት ምስ ፕረዚደንትታት ጂቡቲን ሶማልን ተመያይጡ ጸሓፊ ክፍሊ ምክልኻል ኣመሪካ፣ ሎይድ ኦስቲን ዝመ [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣተኵሩ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ፣ ኢትዮጵያ፣ ብዲፕሎማስያዊ መንገዲ ሕቶ ወደብ ከተቕርብ ጻዒውት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣተኵሩ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ፣ ኢትዮጵያ፣ ብዲፕሎማስያዊ መንገዲ ሕቶ ወደብ ከተቕርብ ጻዒውት ቀሪቡ

Radio Erena: Monday, 25 September 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ጉዳይ ቀይሕ ባሕሪን ጸጥታን ብዝምልከት ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንሕቶ ወደብ ብዲፕሎማስያዊ መንገዲ ከቕርብ [...]
اتهام أمريكي من أصل أثيوبي بتمرير وثائق سرية إلى الاستخبارات الاثيوبية

اتهام أمريكي من أصل أثيوبي بتمرير وثائق سرية إلى الاستخبارات الاثيوبية

إذاعة إرينا 25.09.2023     اتُهم أبراهام تخلو ليما، المولود في إثيوبيا، والموظف في وزارتي  الخارجية والعدل الأمريكية، بتمرير وثائ [...]
مؤتمر البحر الأحمر والقضايا الأمنية الاثيوبي يحث الحكومة الاثيوبيةعلى عرض قضايا الميناء  في المؤتمر

مؤتمر البحر الأحمر والقضايا الأمنية الاثيوبي يحث الحكومة الاثيوبيةعلى عرض قضايا الميناء في المؤتمر

إذاعة إرينا الدولية25.2023   نظم معهد وزارة الخارجية الاثيوبية وكلية وزارة الدفاع مؤتمر حول البحر الأحمر والقضايا الأمنية في العاصمة أديس أ [...]
الصومال يطلب من الأمم المتحدةتأجيل سحب 3000حندي من قوات حفظ السلام

الصومال يطلب من الأمم المتحدةتأجيل سحب 3000حندي من قوات حفظ السلام

إذاعة إرينا الدولية 25.092023     طلب الصومال من الأمم المتحدة تأجيل سحب 3000 جندي من قوات حفظ السلام التابعة للاتحاد الأفريقي لم [...]
ጂቡቲን ኢራንን፣ ንሸውዓተ ዓመታት ተበቲኹ ዝጸንሐ ዝምድንአን ንምሕዳስ ተሰማሚዐን

ጂቡቲን ኢራንን፣ ንሸውዓተ ዓመታት ተበቲኹ ዝጸንሐ ዝምድንአን ንምሕዳስ ተሰማሚዐን

Radio Erena: Monday, 25 September 2023 ጂቡቲን ኢራንን፣ ንሸውዓተ ዓመታት ተበቲኹ ዝጸንሐ ዝምድንአን ዳግም ንምሕዳስ ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሓ ተገሊጹ። ጂቡቲን ኢራንን ዝምድንአን ንምሕዳስ ኣብ ስምምዕ [...]
ኢትዮጵያ ዝመበቆሉ ሰራሕተኛ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ካብ ሳትላይት ዝተኣከበ ምንቅስቃስ ዕጡቓት ተቓወምቲን ጎረባብቲ ሃገራትን ዝርከቦ ስለያዊ ሓበሬታ ንኢትዮጵያ ብምስግጋሩ ተኸሲሱ

ኢትዮጵያ ዝመበቆሉ ሰራሕተኛ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ካብ ሳትላይት ዝተኣከበ ምንቅስቃስ ዕጡቓት ተቓወምቲን ጎረባብቲ ሃገራትን ዝርከቦ ስለያዊ ሓበሬታ ንኢትዮጵያ ብምስግጋሩ ተኸሲሱ

Radio Erena: Monday, 25 September 2023 ኢትዮጵያ ዝመበቆሉ፣ ኣብራሃም ተኽሉ ለማ ዝተባህለ፣ ሰራሕተኛ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢን ፍትሒን ኣመሪካ፣ ምስጢራዊ ሰነዳት ንስለያ ኢትዮጵያ ብምስግጋሩ ተኸሲሱ። እቲ [...]
ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክልትኣዊ ዘተ ንምክያድ ሕቶ ኣቕሪቡ

ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክልትኣዊ ዘተ ንምክያድ ሕቶ ኣቕሪቡ

Radio Erena: Friday, 22 September 2023 ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ ምስ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ክልተኣዊ ዘተ ንምክያድ፣ ናብ ሚኒስትሪ ፍትሒ ሕቶ ከምዘቕረበ ተሓቢሩ። ምምሕዳር ትግራይ ነዚ ሕቶ ዘ [...]
1 53 54 55 56 57 240 550 / 2398