Author: amanuel

1 151 152 153 154 155 568 1530 / 5675
ሰራዊት ኤርትራ ንንጥፈታት ኮሚቴ ምክትታል ሕብረት ኣፍሪቃ ዕንቅፋት ይፈጥር ኣሎ ክብል ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ወቒሱ

ሰራዊት ኤርትራ ንንጥፈታት ኮሚቴ ምክትታል ሕብረት ኣፍሪቃ ዕንቅፋት ይፈጥር ኣሎ ክብል ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ወቒሱ

Radio Erena: 22 May 2023 ሰራዊት ኤርትራ፣ ንመስርሕ ስምምዕ ፕሪቶርያ ክግምግም ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝቖመት ኮሚቴ ምክትታልን ምቁጽጻርን፣ ንጥፈታቱ ብዝግባእ ንኸየካይድ ዕንቅፋት ይፈጥረሉ ኣሎ ክብል ግዝያዊ ፕረዚደንት [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት – ሰንበት 21 ግንቦት 2023

ሰንበት ምስ ሸኾርተት – ሰንበት 21 ግንቦት 2023

Radio Erena: 21 May 2023. Radio Erena · ሰንበት 21 ግንቦት 2023   [...]
ጂቡቲ ዓመታዊ ጃምላዊ እቶታ ኣስታት 3 ቢልዮን ዶላር ከምዝበጽሕ ተሓቢሩ

ጂቡቲ ዓመታዊ ጃምላዊ እቶታ ኣስታት 3 ቢልዮን ዶላር ከምዝበጽሕ ተሓቢሩ

Radio Erena: 21 May 2023 ኣስታት ሓደ ሚልዮን ብዝሒ ህዝቢ ዘለዋ ጂቡቲ ዓመታዊ እቶታት ኣስታት 3 ቢልዮን ዶላር ከምዝበጽሐ ጸብጻብ ባንክ ዓለም ሓቢሩ። እታ ሃገር ዓመታዊ ካብ እትርከኽቦ ጃምላዊ እቶት፣ ካብ [...]
ምዕራብ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ናይጀርያን ቡርኪና ፋሶን ኣብ ዝተኻየድ ግጭታት ብውሕዱ 140 ሰባት ተቐቲሎም

ምዕራብ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ናይጀርያን ቡርኪና ፋሶን ኣብ ዝተኻየድ ግጭታት ብውሕዱ 140 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 21 May 2023 ኣብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ኣብ ዝርከባ ክልተ ሃገራት፣ ኣብ ናይጀርያን ቡርኪና ፋሶን ኣብ ዝተኻየደ ግጭታት ብውሕዱ 140 ሰባት ከምዝተቐትሉ ማዕከናት ዜና ካብቲ ከባቢ ሓቢረን። ኣብ ናይጀር [...]
መበል 32 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻኢን ይጽንበል ኣሎ

መበል 32 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻኢን ይጽንበል ኣሎ

Radio Erena: 21 May 2023 24 ግንቦት፣ መበል 32 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ኤርትራውያን ብዝተፈላለየ ኣገባባት ይጽንበል ኣሎ። ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ከም ናይ ኩ [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 20 ግንቦት ፈነወ ራድዮ ኤረና

ናይ ሎሚ ቀዳም 20 ግንቦት ፈነወ ራድዮ ኤረና

Radio Erena: 20 May 2023 Radio Erena · ቀዳም 20 ግንቦት 2023   [...]
ዕለታዊ ዜና- ዓርቢ 19 ግንቦት 2023

ዕለታዊ ዜና- ዓርቢ 19 ግንቦት 2023

Radio Erena: 19 May 2023   https://www.youtube.com/watch?v=lci6pdEIieg&t=1s [...]
‘ካብ እስራኤል ናብ ካናዳ ብስፖንሰር ከምጽኣካ’የ’ ብዝብል፣ ልዕሊ 38 ሽሕ ዶላር ዘታተለ ኤርትራዊ፣ ነቲ ገንዘብ ናብ ዋንኡ ክምለሶ ቤት ፍርዲ ወሲኑ

‘ካብ እስራኤል ናብ ካናዳ ብስፖንሰር ከምጽኣካ’የ’ ብዝብል፣ ልዕሊ 38 ሽሕ ዶላር ዘታተለ ኤርትራዊ፣ ነቲ ገንዘብ ናብ ዋንኡ ክምለሶ ቤት ፍርዲ ወሲኑ

Radio Erena: 18 May 2023 ካብ እስራኤል ናብ ካናዳ ብስፖንሰር ከምጽኣካየ ብዝብል፣ ካብ ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ልዕሊ 38 ሽሕ ዶላር ዝወሰደ ኤርትራዊ፣ ነቲ ገንዘብ ናብ ዋንኡ ክመልስ ቤት ፍርዲ በይኑ። ቤት ፍ [...]
ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ ንውሳነ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ተጻጻሪ መልሲ ሂቡ

ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ ንውሳነ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ተጻጻሪ መልሲ ሂቡ

Radio Erena: 18 May 2023 ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፣ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ፣ ንህወሓት ኣመልኪቱ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዘውጽኦ ኣዋጅ ብዝምልከት ተጻራሪ መግለጺ ኣውጺኡ። እቲ ብሰሉስ 16 ግንቦት ዝወጸ መግለጺ፡ [...]
ሕቡራት ሃገራት፣ ናብ ሱዳን ዝውዕል ሰለስተ ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ሓቲቱ

ሕቡራት ሃገራት፣ ናብ ሱዳን ዝውዕል ሰለስተ ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ሓቲቱ

Radio Erena: 18 May 2023 ሕቡራት ሃገራትን መሻርኽቱን፣ ኣብ ሱዳን ኣብ ዝተወልዐ ወተሃደራዊ ግጭት ናብ ስደት ንዘምርሑን ኣብ ሃገሮም ንዝተመዛበሉን ሱዳናውያንን ንምሕጋዝ ዝውዕል ናይ ሰለስተ ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ክግበር [...]
1 151 152 153 154 155 568 1530 / 5675