Author: amanuel

1 149 150 151 152 153 246 1510 / 2452
ዕጡቓት ቻድ ዶብ ሱዳን ሰጊሮም 18 ሰባት ምቕታሎም መንግስቲ ከሲሱ

ዕጡቓት ቻድ ዶብ ሱዳን ሰጊሮም 18 ሰባት ምቕታሎም መንግስቲ ከሲሱ

Radio Erena: 10 August 2022 ዕጡቓት ቻድ፣ ዶብ ሱዳን ሰጊሮም 18 ሰባት ከምዝቐተሉ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ከሲሱ። እቶም ዕጡቓት፣ ብ4 ነሓሰ፣ ናብ ምዕራብ ዳርፉር ብምስጋር፣ ኣግ [...]
ቻይና፣ ኤርትራ ካብ እትርከበን 16 ሃገራት ዝኣቱ ነገራት ካብ ቀረጸ ናጻ ክትገብሮ’ያ

ቻይና፣ ኤርትራ ካብ እትርከበን 16 ሃገራት ዝኣቱ ነገራት ካብ ቀረጸ ናጻ ክትገብሮ’ያ

Radio Erena: 10 August 2022 ቻይና፣ ኤርትራ ካብ እትርከበን ኣብ ምምዕባል ዝርከባ 16 ሃገራት ዝኣቱ ነገራት፣ ብዜሮ ታሪፍ ወይ ድማ ካብ ናይ ሰደድ ቀረጽ ናጻ ክትገብሮ'ያ። ሚኒስትሪ ፋይናንስ እት እታ ሃገ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ናይ ጎረባብቲ  ዑደት ብምቕጻል ናብ ኡጋንዳ ከምርሕዩ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ናይ ጎረባብቲ ዑደት ብምቕጻል ናብ ኡጋንዳ ከምርሕዩ

Radio Erena: 08 August 2022 ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ብኤርትራ ዝጀመሮ ዑደት ጎረባብቲ ሃገራት ብምቕጻል፣ 9 ነሓሰ ናብ ኡጋንዳ ከምርሕ'ዩ። እቲ ፕረዚደንት ኣብ ናይ ክልተ መዓልታት ዑደቱ፣ ም [...]
‘ሃገራት ኣፍሪቃ ንሩስያ ምድጋፈን ዝረኽብኦ ረብሓ የለን።’ ፕረዚደንት ዩክሬይን

‘ሃገራት ኣፍሪቃ ንሩስያ ምድጋፈን ዝረኽብኦ ረብሓ የለን።’ ፕረዚደንት ዩክሬይን

Radio Erena: 08 August 2022 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ንሩስያ ምድጋፈን ዝረኽብኦ ረብሓ ከምዘየለ፣ ፕረዚደንት ዩክሬይን፣ ቮሎድሚር ዘለንስኪ ገሊጹ። ንሱ ዝሓለፈ ሰሙን ምስ ዝተፈላለያ ሜድያታት እዛ ኣህጉር፣ ብመርበብ [...]
መማህራን ዩኒቨርስቲ ኢትዮጵያ፣ መንግስቲ ወሰኽ ደሞዝ እንተዘይገይሩሎም ክእድሙ ምዃኖም ኣጠንቂቖም

መማህራን ዩኒቨርስቲ ኢትዮጵያ፣ መንግስቲ ወሰኽ ደሞዝ እንተዘይገይሩሎም ክእድሙ ምዃኖም ኣጠንቂቖም

Radio Erena: 08 August 2022 መማህራን ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲታት ኢትዮጵያ፣ መንግስቲ ወሰኽ ደሞዝን ምትዕርራይ ደረጃታትን እንተዘይገይሩሎም ክእድሙ ምዃኖም ዝገልጽ መጠንቀቕታ ኣቕሪቦም። ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ [...]
ሩስያ፣ ካብ ሱዳን ወርቂ ብኮንትሮባንዳ ትሽምት ምህላዋ ሲኤንኤን ኣቃሊሑ

ሩስያ፣ ካብ ሱዳን ወርቂ ብኮንትሮባንዳ ትሽምት ምህላዋ ሲኤንኤን ኣቃሊሑ

Radio Erena: 05 August 2022 ወትሃደራውያን መራሕቲ ሱዳንን ሩስያን፣ ዘይሕጋዊ ንግዲ ወርቂ ሱዳን የካይዱ ምህላዎም ሲኤንኤን ኣቃሊሑ። እቲ ማዕከን ዜና፣ ንምንጭታቱ ካብታ ሃገር ብምውካስ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ንዝርከብ ሰራዊት ጂቡቲ 24 ድሩዓት መካይን ሓጊዛ

ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ንዝርከብ ሰራዊት ጂቡቲ 24 ድሩዓት መካይን ሓጊዛ

Radio Erena: 05 August 2022 ኣመሪካ፣ ኣብ ትሕቲ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ንዝርከብ ሰራዊት ጂቡቲ፣ 24 ድሩዓት መካይን ብሓገዝ ሂባ። እንተ ወትሃደራውያን መካይን፣ ኣብ ዞባታት በለት [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ኣቋሪጽዎ ዘሎ መሰረታዊ ኣገልግሎታት ብዝቀልጠፈ ክጅምር ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ጸዊዖም

መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ኣቋሪጽዎ ዘሎ መሰረታዊ ኣገልግሎታት ብዝቀልጠፈ ክጅምር ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ጸዊዖም

Radio Erena: 05 August 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ኵናት ተተሓሒዙ፣ ናብ ትግራይ ኣቛሪጽዎ ዝርከብ ከም ቴሌፎን፣ ኤሌክትሪክን ባንክን ዝኣመሰለ መሰረታዊ ኣገልግሎታት ክጅምር፣ ኣብ መቐለ ምብጻሕ ዘካየዩ ፍሉያት [...]
ላዕለዋይ ሓላፊ ኣልሸባብ ነበር፣ ሸኽ ሙክታር ሮቦው ሚኒስተር ሃይማኖታዊ ጉዳያት ሶማል ኮይኑ ተመዚዙ

ላዕለዋይ ሓላፊ ኣልሸባብ ነበር፣ ሸኽ ሙክታር ሮቦው ሚኒስተር ሃይማኖታዊ ጉዳያት ሶማል ኮይኑ ተመዚዙ

Radio Erena: 03 August 2022 ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ ሃምዛ ዓብዲ ባረ፣ ንምክትል ኣዛዚ ኣልሸባብ ዝነበር፣ ሸኽ ሙክታር ሮብው፣ ሚኒስተር ሃይማኖታዊ ጉዳያት ክከውን መዚዝዎ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ 26 ዝኣ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ዘተ ቀቢላታት ምብራቕ ሱዳን ኣብ ኣስመራ ከእንግድ ምዃኑ ተሓቢሩ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ዘተ ቀቢላታት ምብራቕ ሱዳን ኣብ ኣስመራ ከእንግድ ምዃኑ ተሓቢሩ

Radio Erena: 03 August 2022 ዝተፈላለዩ ቀቢላታት ምብራቕ ሱዳን፣ ፈላሚ ርክቦም ኣብ ኣስመራ ብምክያድ፣ ኣብ ተኽእሎ ሓፈሻዊ ዘተ ሰላም እቲ ክመያየጡ ምዃኖም ጋዜጣ ኣል ሱዳኒ ሓቢራ። ምስ ኤርትራ ዘዳውብ ምብ [...]
1 149 150 151 152 153 246 1510 / 2452