Author: amanuel
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ዘተ ቀቢላታት ምብራቕ ሱዳን ኣብ ኣስመራ ከእንግድ ምዃኑ ተሓቢሩ
Radio Erena: 03 August 2022
ዝተፈላለዩ ቀቢላታት ምብራቕ ሱዳን፣ ፈላሚ ርክቦም ኣብ ኣስመራ ብምክያድ፣ ኣብ ተኽእሎ ሓፈሻዊ ዘተ ሰላም እቲ ክመያየጡ ምዃኖም ጋዜጣ ኣል ሱዳኒ ሓቢራ።
ምስ ኤርትራ ዘዳውብ ምብ [...]
የመን፣ ሎሚ ዘብቅዐ ስምምዕ ምቁራጽ ተዅሲ ንምንውሑ ዲፕሎማስያዊ ጻዕርታት ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 02 August 2022
ኣብ መንጎ ሑቱን ብስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ዝድገፍ መንግስቲ የመንን፣ ካብ 2 ሚያዝያ ኣትሒዙ በብክልተ ኣዋርሕ እናተናውሐ ንኣርባዕተ ኣዋርሕ ዝጸንሐ ግዝያዊ ስምምዕ ምቑራጽ ተ [...]
ወትሃደራዊ ዕልዋ ሱዳን ለውጢ ኣብ ምውሓስ ከምዝፈሸለ ጀነራል ሐመቲ ተኣሚኑ
Radio Erena: 02 August 2022
ወትሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ካብ 25 ጥቅምቲ 2021 ኣትሒዙ፣ ነቲ ሲቪላዊ ወገን ብዕልዋ ብምእላይ ስልጣን ብሒቱ እኳ እንተሎ፣ ለውጢ ኣብ ምምጻእ ግና ከምዝፈሸለ፣ ብሐመቲ ዝፍለጥ ምክት [...]
ውድድር ጉያ ሻምፕዮን ዓለም ጁንየር፣ ኣብ ናይ 5 ሽሕ ሜትሮ፣ ክልተ ኤርትራውያን ካልኣይን ሳልሳይን ብምዃን ተኸታቲሎም ኣትዮም
Radio Erena: 02 August 2022
ኤርትራውያን ኣትሌታት መርሃዊ መብራህቱን ሃብቶም ሳሚኤልን ናብ ትማሊ ኣብ ዘውግሕ ለይቲ ኣብ ካሊ ኮሎምብያ ኣብ ዘካየድዎ፡ 5 ሽሕ ሜትር ዝርሕቀቱ ውድድር ጉያ ሻምፕዮን ዓለም ጁንየር [...]
ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሰራሕተኛታት ብዝተላዕለ ፍሕፍሐ ወደብ ስዋኪን ንሓያሎ መዓልታት ተዓጽዩ
Radio Erena: 01 August 2022
ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ሱዳን፣ ወደብ ስዋኪን ኣብ መንጎ ሰራሕተኛታት ብዝተላዕለ ፍሕፍሐ፣ እቲ ወደብ ካብ 28 ሓምለ ኣትሒዙ ንኣርባዕተ መዓልታት ካብ ስራሕ ተሰናኺሉ ከምዘሎ ራድዮ ዳባ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ምስ ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ኣብ ካይሮ ንምርኻብ ንኻልኣይ እዋን ዘቕረቦ ጠለብ ተቐባልነት ይስእን
Radio Erena: 01 August 2022
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ወርሒ ሓምለ ናብ ግብጺ ብምብጻሕ ምስ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ንክራኸብ ዘቕረቦ ጠለብ ሕጂ'ውን ተቐባልነት ከምዘይረኸበ ምንጭታት ዲፕሎማሲ [...]
ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኣቀርኒ ኣፍሪቃ ብዛዕባ ዝርርብ ህወሓት ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንምምይያጥ ናብ መቐለ ከተመርሕ’ያ
Radio Erena: 01 August 2022
ፍልይቲ ልእኽቲ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣነት ዌበር እትመርሖ ላዕለዋይ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ፣ ብዛዕባ'ቲ ኣብ መንጎ ህወሓትን መንግስቲ ኢትዮጵያን ዝካየድ ዝርርብ ብዝምልከት ምስ ሰበ ስ [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 30 ሓምለ 2022 ፈነወና፦
Radio Erena: 30 July 2022
Radio Erena · ቀዳም 30 ሓምለ 2022
[...]
ኬንያ፣ 9 ነሓሰ ዝካየድ ምርጫ ግጭት ከየጎሃህር ተሰጊኡ
Radio Erena: 29 July 2022
ኣብ ኬንያ፣ ኣብ 9 ነሓሰ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ሃገራዊ ምርጫ ናዕቢን ዕግርግር ከየለዓዕል ተሰጊኡ ከምዘሎ ኣብ ናይሮቢ ዝመደበረን ዝተፈላለያ ኣህጉራውያን ትካላት የጠንቅቓ።
ንኬንያ [...]
ኣመሪካ፣ ንትግራይ ዝተሸመተቶ 2 ሚልዮን ሊትሮ ነዳዲ፣ ካብ ወደብ ጂቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ክኣቱ ምጅማሩ ተገሊጹ
Radio Erena: 29 July 2022
መንግስታዊ ትካል ረዲኤት ኣመሪካ USAID ናብ ትግራይ ክኣቱ ዝሸመቶ ነዳዲ፣ ካብ ወደብ ጂቡት ናብ ኢትዮጵያ ክግዕዝ ከምዝጀመረ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ኣዲስ ኣበባ ሓቢሩ።
እቲ ትካል [...]