Author: amanuel

1 152 153 154 155 156 246 1540 / 2452
‘ንኤርትራ ብቀይሕ ምንጸፍ ምትእንጋድ ጌጋ ኢዩ።’ ሽወደናዊት ፖለቲከኛ

‘ንኤርትራ ብቀይሕ ምንጸፍ ምትእንጋድ ጌጋ ኢዩ።’ ሽወደናዊት ፖለቲከኛ

Radio Erena: 25 July 2022 'ንኤርትራ ብቀይሕ ምንጻፍ ምትእንጋድ ጌጋ'ዩ' ክትብል፣ ኦሳ ኒልሶን ሶደርስትሮም ዝተባህለት ሽወደናዊት ፖለቲከኛ ገሊጻ። እታ ንሰልፊ ሊበራል ብምውካል፣ ኣብ ባይቶ ከተማ ስቶኮልም [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣንጸላልዩ ንዘሎ ሓደጋ ደርቂ ንምምካት ኣስታት 1.2 ቢልዮን ዶላር ክትልግስ ተመባጺዓ

ኣመሪካ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣንጸላልዩ ንዘሎ ሓደጋ ደርቂ ንምምካት ኣስታት 1.2 ቢልዮን ዶላር ክትልግስ ተመባጺዓ

Radio Erena: 25 July 2022 ኣመሪካ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንሚልዮናት ሰባት ግዳያት ጌሩ ንዘሎ ሓደጋ ደርቂ ንምምካት 1.18 ቢልዮን ዶላር ክትልግስ ምዃና፣ ዳይረክተር USAID፣ ሳማንታ ፖወር ኣፍሊጣ። ካብ 22 [...]
ሰበ ስልጣን ክልል ትግራይ፣ ኣሲሮሞም ዘለዉ ጋዜጠኛታት ክፈትሑ CPJ ጸዊዑ

ሰበ ስልጣን ክልል ትግራይ፣ ኣሲሮሞም ዘለዉ ጋዜጠኛታት ክፈትሑ CPJ ጸዊዑ

Radio Erena: 22 July 2022 ሰበ ስልጣን ክልል ትግራይ፣ ኣሲሮም ዘለዉ ሓሙሽተ ጋዜጠኛታት ክፈትሑ፣ ኣብ ኒው ዮርክ ዝመደበሩ ኮሚተ ምጥባቕ ጋዜጠኛታት ጻዊዑ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል፣ ብ20 ሓምለ ኣብ ዝዘርግሖ መ [...]
ናይ ኢትዮጵያ ዑደቱ ዘሰጋገረ ፕረዚደንት ሶማል ናብ ታንዛንያ ኣምሪሑ

ናይ ኢትዮጵያ ዑደቱ ዘሰጋገረ ፕረዚደንት ሶማል ናብ ታንዛንያ ኣምሪሑ

Radio Erena: 22 July 2022 ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ዑደት ዘካይድ ዘሎ ፕርዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ናብ ታንዛንያ ኣምሪሑ። ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ኣብ ኣብ ታንዛንያ ኣብ ዝጸንሓሉ ክልተ መዓልታት፣ ብዘይ [...]
‘ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ወትሃደራት ሶማል፣ ዝተታሕዝሉ ኩነታት ‘ባርነት’ዩ’ ክብል ጋረወ ገሊጹ

‘ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ወትሃደራት ሶማል፣ ዝተታሕዝሉ ኩነታት ‘ባርነት’ዩ’ ክብል ጋረወ ገሊጹ

Radio Erena: 22 July 2022 ካብ 2019 ኣትሒዞም፣ ንታዕሊም ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ወትሃደራት ሶማል፣ ዘለውዎ ኩነታት ባርነት'ዩ ክብል ሓደ ካብ ዓበይቲ መርበባት ዜና እታ ሃገር፣ ጋረወ ገሊጹ። እቲ መርበብ ዜና [...]
Tigray Liberation Front Picks its Representative to the Talks with the Government

Tigray Liberation Front Picks its Representative to the Talks with the Government

  Radio Erena, News, 20 July 2022 Tigray Liberation Front has selected its representatives to the forthcoming talks with the federal go [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ናብ ኢትዮጵያ ከካይዶ ዝወጠነ ዑደት ከምዝተሰረዘ ተገሊጹ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ናብ ኢትዮጵያ ከካይዶ ዝወጠነ ዑደት ከምዝተሰረዘ ተገሊጹ

Radio Erena: 20 July 2022 ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኤርትራ ናብ እትርከበን ጎረባብቲ ሃገራት ከካይዶ ዝቐነየ ዑደት፣ ናብ ኢትዮጵያ ንምብጻሕ ዝወጠኖ መደብ ከምዝተሰረዘ መርበባት [...]
‘ህወሓት፣ ኣብ ዝርርብ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝውክልዎ ሰባት መሪጹ’

‘ህወሓት፣ ኣብ ዝርርብ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝውክልዎ ሰባት መሪጹ’

Radio Erena: 20 July 2022 ህዝባዊ ወያነ ሓርንነት ትግራይ፣ ኣብ ዝርርብ ምስ መንግስቲ ኢትዮዮጵያ ዝውክልዎ ሰባት ከምዝመረጸ፣ ንኣፈኛ ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ፈረንስ ፈረንሳ ሓቢሩ። [...]
ሱዳን፣ ዞባ ብሉ ናይል ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት 79 በጺሑ

ሱዳን፣ ዞባ ብሉ ናይል ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት 79 በጺሑ

Radio Erena: 20 July 2022 ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ብሉ ናይል፣ ከተማ ደማዚንን ከባቢኣን ኣብ ዝተወልዐ ቀቢላዊ ግጭት ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት 79 ከምዝበጽሐ መንግስቲ ኣፍሊጡ። ብከቢድን ፎኪስን ናይ ዝቖሰሉ ብዝሒ [...]
ሻምፕዮን ዓለም ግርማይ ገብረስላሴ፣ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ልምምድ ኣካይዱ ከብቅዕ ኣብ ማራቶን ኦሪገን ዘይምስታፉ፣ ኣሰልጣኒኡ ዝተሰምዖ ቅሬታ ገሊጹ

ሻምፕዮን ዓለም ግርማይ ገብረስላሴ፣ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ልምምድ ኣካይዱ ከብቅዕ ኣብ ማራቶን ኦሪገን ዘይምስታፉ፣ ኣሰልጣኒኡ ዝተሰምዖ ቅሬታ ገሊጹ

Radio Erena: 19 July 2022 ኣብ ኣመሪካ፣ ኦረገን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሻምፕዮን ኣትለቲክስ ዓለም፣ ኣብ ውድድር ማራቶን ተስፋ ዝተነብረሉ ኤርትራዊ ኣትለት ግርማይ ገብረስላሴ፣ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ልምምድ ኣካይዱ ከብቅ [...]
1 152 153 154 155 156 246 1540 / 2452