Author: amanuel
ንፌስቲቫላት ህግደፍ ኣብ ጀርመንን ብሪጣንያን ብምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ዘጓነፎ ተቓውሞን ምስራዝን ኣብ ካልኦት ሃገራት’ውን ብተመሳሳሊ ክቕጽል ተኽእሎ ምህላዉ ተገሊጹ
Radio Erena: Monday, 17 July 2023
ንፌስቲቫላት ህግደፍ ኣብ ጀርመንን ብሪጣንያን ዘጓነፎ ተቓውሞን ምስራዝን፣ ኣብ ካልኦት ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን'ውን ብተመሳሳሊ ክቕጽል ከምዝኽእል፣ ወከልቲ ናይቲ ምንቅስቓ [...]
መ.ኢትዮጵያ፣ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ብጥርኑፍ ምስጓግ ደው ከብል ኣባላት ባ.ሰብኣዊ መሰላት ሓቲቶም
Radio Erena: Friday 16 July 2023
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፤ ካብ መንግስቲ'ታ ሃገር ዝገጥሞም ዘሎ ናይ ምስጓግ ሓደጋ ከምዘተሓሳሰቦም፤ ኣባላት ሰብ ኣዊመሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጾም።
[...]
ግብጺን ኢትዮጵያን ኣብ መንጎአን ዘሎ ፍልልይ ኣብ ውሽጢ 4 ኣዋርሕ ክፈትሖኦ ተሳማሚዐን
Radio Erena: Friday 16 July 2023
ኢትዮጵያን ግብጺን፤ ብጉዳይ ፈለግ ናይል ዘልዓለኦ ግጭት ንምፍታሕ ዝጀመረ ዘተ ኣብ ዕጹው ማዕጾ ድሕሪ ምብጽሑ፤ ዳግማይ ከካዪዶኦ ተሳማሚዐን።
ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደል ፋታሕ ኣ [...]
ወተሃደራውያን ሓይልታት ሱዳን፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ይዛተዩ
Radio Erena: Friday 16 July 2023
ካብ ዘተ ሰላም ስዑዲ ዓረብ ስሒቡ ዝጸንሐ ሰራዊት ሱዳን፤ ናብ ከተማ ጅዳ ተመሊሱ ክቕጽሎ ምዃኑ ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ ሓቢሩ።
እቲ ብስዑዲ ዓረብን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 15 ሓምለ 2023 ፈነወና
Radio Erena: Saturday, 15 July 2023
Radio Erena · ቀዳም 15 ሓምለ 2023
[...]
ምዕራብ ዳርፉር፣ ኣብ ጋህሲ ዝተቐብረ ናይ 87 ሰባት ሬሳ ተረኺቡ
Radio Erena: Friday 14 July 2023
ኣብ ሱዳን፣ ምዕራብ ዳርፉር፣ ኣብ ጋህሲ ዝተቐብረ ናይ 87 ሰባት ሬሳ ከምዝተረኽበ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።
እቲ ሬሳታት፣ ብጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ብዝምርሑ ፈጣን ሓይልታ [...]
መግለጺ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ዘቖጠዓ ሱዳን፣ ካብ ኢጋድ ክትወጻእ ከምእትኽእል ኣጠንቂቓ
Radio Erena: Friday 14 July 2023
ሱዳን፣ ካብ ዞባዊ ውድብ ናይ መንግስታት በዓል ስልጣን ንልምዓት ወይ ኢጋድ ክትወጽእ ከምእትኽእል ኣጠንቂቓ።
ሱዳን ነዚ ዘጠንቀቐት፣ ብ10 ሓምለ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተጋብ [...]
ናይ ግዳም ሓይልታት ኣብ ጉዳይ ሱዳን ኢዶም ካብ ምእታው ክቑጠቡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ተላብዩ
Radio Erena: Thursday, 13 July 2023
ወጻኢ ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ኢደን ካብ ምእታው ክቑጠባ ፕረዚደንት ኢሰያስ ተላብዩ።
እቲ ፕረዚደንት፣ ብ13 ሓምለ፣ ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ካይሮ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ቅድሚኡ መራሕቲ እታ ሃገር ምስ ዝነበሩ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ነበር ንምምኽኻር ዝዓለመ ዋዕላ ኣካይዱ
Radio Erena: Thursday, 13 July 2023
ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ቅድሚኡ መራሕቲ እታ ሃገርን መንግስቲን ምስ ዝነበሩ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ነበር ንምምኽኻር ዝዓለመ ዋዕላ፣ ብ12 ሓምለ ምክያዱ ማ [...]
ኢትዮጵያ፣ ምጭዋይ ሰባት ግኑን ተርእዮ ኣብ ዝኾነሉ እዋን፣ ሓደ እስራኤላዊ ተታሒዙ ምህላዉ ተገሊጹ
Radio Erena: Thursday, 13 July 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብፍላይ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ሰባት እናጨወኻ፣ ስድራቤታቶም ገንዘብ ክኸፍሉ ምግዳድ ግኑን ተርእዮ ኮይኑሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ሓደ እስራኤል'ውን ተታሒዙ ከምዘ [...]