Author: amanuel

1 144 145 146 147 148 240 1460 / 2398
መማህራን ዩኒቨርስቲ ኢትዮጵያ፣ መንግስቲ ወሰኽ ደሞዝ እንተዘይገይሩሎም ክእድሙ ምዃኖም ኣጠንቂቖም

መማህራን ዩኒቨርስቲ ኢትዮጵያ፣ መንግስቲ ወሰኽ ደሞዝ እንተዘይገይሩሎም ክእድሙ ምዃኖም ኣጠንቂቖም

Radio Erena: 08 August 2022 መማህራን ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲታት ኢትዮጵያ፣ መንግስቲ ወሰኽ ደሞዝን ምትዕርራይ ደረጃታትን እንተዘይገይሩሎም ክእድሙ ምዃኖም ዝገልጽ መጠንቀቕታ ኣቕሪቦም። ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ [...]
ሩስያ፣ ካብ ሱዳን ወርቂ ብኮንትሮባንዳ ትሽምት ምህላዋ ሲኤንኤን ኣቃሊሑ

ሩስያ፣ ካብ ሱዳን ወርቂ ብኮንትሮባንዳ ትሽምት ምህላዋ ሲኤንኤን ኣቃሊሑ

Radio Erena: 05 August 2022 ወትሃደራውያን መራሕቲ ሱዳንን ሩስያን፣ ዘይሕጋዊ ንግዲ ወርቂ ሱዳን የካይዱ ምህላዎም ሲኤንኤን ኣቃሊሑ። እቲ ማዕከን ዜና፣ ንምንጭታቱ ካብታ ሃገር ብምውካስ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ፣ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ንዝርከብ ሰራዊት ጂቡቲ 24 ድሩዓት መካይን ሓጊዛ

ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ንዝርከብ ሰራዊት ጂቡቲ 24 ድሩዓት መካይን ሓጊዛ

Radio Erena: 05 August 2022 ኣመሪካ፣ ኣብ ትሕቲ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ሶማል ተዋፊሩ ንዝርከብ ሰራዊት ጂቡቲ፣ 24 ድሩዓት መካይን ብሓገዝ ሂባ። እንተ ወትሃደራውያን መካይን፣ ኣብ ዞባታት በለት [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ኣቋሪጽዎ ዘሎ መሰረታዊ ኣገልግሎታት ብዝቀልጠፈ ክጅምር ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ጸዊዖም

መንግስቲ ኢትዮጵያ ናብ ትግራይ ኣቋሪጽዎ ዘሎ መሰረታዊ ኣገልግሎታት ብዝቀልጠፈ ክጅምር ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ጸዊዖም

Radio Erena: 05 August 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ኵናት ተተሓሒዙ፣ ናብ ትግራይ ኣቛሪጽዎ ዝርከብ ከም ቴሌፎን፣ ኤሌክትሪክን ባንክን ዝኣመሰለ መሰረታዊ ኣገልግሎታት ክጅምር፣ ኣብ መቐለ ምብጻሕ ዘካየዩ ፍሉያት [...]
ላዕለዋይ ሓላፊ ኣልሸባብ ነበር፣ ሸኽ ሙክታር ሮቦው ሚኒስተር ሃይማኖታዊ ጉዳያት ሶማል ኮይኑ ተመዚዙ

ላዕለዋይ ሓላፊ ኣልሸባብ ነበር፣ ሸኽ ሙክታር ሮቦው ሚኒስተር ሃይማኖታዊ ጉዳያት ሶማል ኮይኑ ተመዚዙ

Radio Erena: 03 August 2022 ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ ሃምዛ ዓብዲ ባረ፣ ንምክትል ኣዛዚ ኣልሸባብ ዝነበር፣ ሸኽ ሙክታር ሮብው፣ ሚኒስተር ሃይማኖታዊ ጉዳያት ክከውን መዚዝዎ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ 26 ዝኣ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ዘተ ቀቢላታት ምብራቕ ሱዳን ኣብ ኣስመራ ከእንግድ ምዃኑ ተሓቢሩ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ዘተ ቀቢላታት ምብራቕ ሱዳን ኣብ ኣስመራ ከእንግድ ምዃኑ ተሓቢሩ

Radio Erena: 03 August 2022 ዝተፈላለዩ ቀቢላታት ምብራቕ ሱዳን፣ ፈላሚ ርክቦም ኣብ ኣስመራ ብምክያድ፣ ኣብ ተኽእሎ ሓፈሻዊ ዘተ ሰላም እቲ ክመያየጡ ምዃኖም ጋዜጣ ኣል ሱዳኒ ሓቢራ። ምስ ኤርትራ ዘዳውብ ምብ [...]
የመን፣ ሎሚ ዘብቅዐ ስምምዕ ምቁራጽ ተዅሲ ንምንውሑ ዲፕሎማስያዊ ጻዕርታት ይካየድ ኣሎ

የመን፣ ሎሚ ዘብቅዐ ስምምዕ ምቁራጽ ተዅሲ ንምንውሑ ዲፕሎማስያዊ ጻዕርታት ይካየድ ኣሎ

Radio Erena: 02 August 2022 ኣብ መንጎ ሑቱን ብስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ዝድገፍ መንግስቲ የመንን፣ ካብ 2 ሚያዝያ ኣትሒዙ በብክልተ ኣዋርሕ እናተናውሐ ንኣርባዕተ ኣዋርሕ ዝጸንሐ ግዝያዊ ስምምዕ ምቑራጽ ተ [...]
ወትሃደራዊ ዕልዋ ሱዳን ለውጢ ኣብ ምውሓስ ከምዝፈሸለ ጀነራል ሐመቲ ተኣሚኑ

ወትሃደራዊ ዕልዋ ሱዳን ለውጢ ኣብ ምውሓስ ከምዝፈሸለ ጀነራል ሐመቲ ተኣሚኑ

Radio Erena: 02 August 2022 ወትሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ካብ 25 ጥቅምቲ 2021 ኣትሒዙ፣ ነቲ ሲቪላዊ ወገን ብዕልዋ ብምእላይ ስልጣን ብሒቱ እኳ እንተሎ፣ ለውጢ ኣብ ምምጻእ ግና ከምዝፈሸለ፣ ብሐመቲ ዝፍለጥ ምክት [...]
ውድድር ጉያ ሻምፕዮን ዓለም ጁንየር፣ ኣብ ናይ 5 ሽሕ ሜትሮ፣ ክልተ ኤርትራውያን ካልኣይን ሳልሳይን ብምዃን ተኸታቲሎም ኣትዮም

ውድድር ጉያ ሻምፕዮን ዓለም ጁንየር፣ ኣብ ናይ 5 ሽሕ ሜትሮ፣ ክልተ ኤርትራውያን ካልኣይን ሳልሳይን ብምዃን ተኸታቲሎም ኣትዮም

Radio Erena: 02 August 2022 ኤርትራውያን ኣትሌታት መርሃዊ መብራህቱን ሃብቶም ሳሚኤልን ናብ ትማሊ ኣብ ዘውግሕ ለይቲ ኣብ ካሊ ኮሎምብያ ኣብ ዘካየድዎ፡ 5 ሽሕ ሜትር ዝርሕቀቱ ውድድር ጉያ ሻምፕዮን ዓለም ጁንየር [...]
ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሰራሕተኛታት ብዝተላዕለ ፍሕፍሐ ወደብ ስዋኪን ንሓያሎ መዓልታት ተዓጽዩ

ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሰራሕተኛታት ብዝተላዕለ ፍሕፍሐ ወደብ ስዋኪን ንሓያሎ መዓልታት ተዓጽዩ

Radio Erena: 01 August 2022 ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ሱዳን፣ ወደብ ስዋኪን ኣብ መንጎ ሰራሕተኛታት ብዝተላዕለ ፍሕፍሐ፣ እቲ ወደብ ካብ 28 ሓምለ ኣትሒዙ ንኣርባዕተ መዓልታት ካብ ስራሕ ተሰናኺሉ ከምዘሎ ራድዮ ዳባ [...]
1 144 145 146 147 148 240 1460 / 2398