Author: amanuel
ሶማል፣ ንማሕበራዊ ሜድያ ቲክቶክን ቴሌግራምን ኣጊዳ
Radio Erena: Wednesday, 23 August 2023
መንግስቲ ሶማል፣ ንማሕበራዊ ሜድያ ቲክቶክን መልኣኽቲ መለዋወጢ ቴሌግራምን ኣብታ ሃገር ካብ ዝወሃብ ዘሎ ኣገልግሎታት ኢንተርነት ክእዕጾ ኣዚዙ።
እቲ መንግስቲ፣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዶብ የመንን ስዑዲ ዓረብን ብጅምላ ተቐቲሎም ናይ ዝተባህሉ ዜጋታታ ከተጻሪ ምዃና ገሊጻ
Radio Erena: Wednesday, 23 August 2023
ዶብ የመን ሰጊሮም ናብ ስዑዲ ዓረብ ንምእታው ዝሓለኑ ኣማኢት ኢትዮጵያን ስደተኛታት፣ ሰራዊት ስዑዲ ዓረብ ብዝተኮስሎም ጠያይቲ ከምዝሞቱ ጸብጻብ ሁማን ራይትስ ዎች ገ [...]
ደቡብ ኣፍሪቃ፣ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝርከቦም መራሕቲ ልዕሊ 60 ሃገራት ኣብ ዋዕላ ብሪክስ ይሳተፉ ኣለዉ
Radio Erena: Wednesday, 23 August 2023
ፕረዚደንት ሩስያ ብሰንኪ ስግኣት ማእሰርቲ ብኣካል ኣይተረኽበን
ብክሲ ገበናት ኵናት ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ናብ ዝገሸሉ ሃገር ተእሲሩ ናብ ፍርዲ ክቐርብ ትእዛዝ [...]
ጂቡቲ፣ ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ብምጥሓላ፣ ናይ 24 ሰባት ሃለዋት ጠፊኡ
Radio Erena: Tuesday, 22 August 2023
18 ደቂንስትዮ ዝርከብኦም 60 ስደተኛታት ጽዒና ካብ ገማግም ባሕሪ ጂቡቲ ዝተበገሰት ጃልባ ብምጥሓላ፣ ናይ 24 ሰባት ሃለዋት ክፍለጥ ከምዘይክኣለ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት ገ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብኵናት ንዝወረደ ዕንወት ንምሕዋይ ልዕሊ 20 ቢልዮን ዶላር ከምዘድልያ ገሊጻ
Radio Erena: Tuesday, 22 August 2023
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜን ክፋል እታ ሃገር ብዝተኻየደ ኵናት ንዝወደረ ዕንውት ንምሕዋይ 20 ቢልዮን ዶላር ከምዘድልያ ገሊጻ።
ሚኒስተር ፋይናንስ እታ ሃገር፣ ኣቶ ኣሕመድ ሺዴ ን [...]
ካናዳ፣ ኣብ ኤድመንተን፣ ፌስቲቫል ህግደፍ፣ ደው ንምባል ብ ‘ብርጌድ ንሓመዱ’ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ብውሕዱ 11 ሰባት ቆሲሎም
Radio Erena: Tuesday, 22 August 2023
ኣብ ካናዳ፣ ኤድመንተን፣ ፌስቲቫል ህግደፍ ደው ንምባል፣ ብምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ብውሕዱ 11 ሰባት ከምዝቖሰሉ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ንጸብጻብ ፖሊ [...]
ኢትዮጵያ፣ ንወደብ ላሙ ናይ ኬንያ ክትጥቀም ድልውቲ ምህላዋ ገሊጻ
Radio Erena: MOnday, 21 August 2023
ኢትዮጵያ፣ ንውደቡ ላሙ ናይ ኬንያ ክትጥቀም ድልየት ከምዘለዋ ገሊጻ።
ዘ ስታር ዝተባህለት ጋዜጣ ኬንያ ብዘቕረበቶ ጸብጻብ፣ ኢትዮጵያ ነቲ ወደብ ክትጥቀም ድሌት ከምዘ [...]
ፈረንሳ፣ ክልተ ሱዳናውያን ዝርከብዎም ኣርባዕተ ሰባት፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋርን ምጥሓል 65 ሰባት ዝጸዓነት ጃልባን ተኸሲሶም
Radio Erena: MOnday, 21 August 2023
ኣብ ፈረንሳ፣ ክልተ ሱዳናውያን ዝርከብዎም ኣርባዕተ ሰባት፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋርን ምጥሓል 65 ሰባት ዝጸዓነት ጃልባን ከምዝተኸሰሱ፣ ኣኽባር ሕጊ ከተማ ፓሪስ ኣፍሊጡ።
[...]
‘ኤርትራ፣ ዞባ ማእከል ገበናት ብ3.8% ወሲኹ’ ኣዛዚ ፖሊስ
Radio Erena: MOnday, 21 August 2023
ኣብ ኤርትራ፣ ዞባ ማእከል፣ ገበናት ብ3.8% ከምዝወሰኸ ኣዛዚ ፖሊስ ናይቲ ዞባ ሌ/ኮ ግርማይ ገብረሚካኤል ምግላጹ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ኣብ ናይ 16 ነሓሰ ሕታማ ኣስፊራ [...]