Author: amanuel

1 138 139 140 141 142 246 1400 / 2451
መራሒ ሱዳን፣ ካብ እስራኤል ዕድመ እንተቐሪብሉ ናብታ ሃገረ ክበጽሕ ድሉው ምዃኑ ገሊጹ

መራሒ ሱዳን፣ ካብ እስራኤል ዕድመ እንተቐሪብሉ ናብታ ሃገረ ክበጽሕ ድሉው ምዃኑ ገሊጹ

Radio Erena: 26 Septemner 2022 መራሒ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን፣ መንግስቲ እስራኤል ዕድመ እንተኣቕሪብሉ ናብታ ሃገር ክበጽሕ ድሉው ምዃኑ ገሊጹ። ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ንምስታፍ [...]
ኣስመራ፣ ጸልማት ተጎልቢብካ ዝካየድ ክትራንን ስርቅን ሳዕሪሩ

ኣስመራ፣ ጸልማት ተጎልቢብካ ዝካየድ ክትራንን ስርቅን ሳዕሪሩ

Radio Erena: 26 Septemner 2022 ኣብ ኣስመራ፣ ጸልማት ተጎልቢብካ ዝካየድ ክትራንን ስርቅን ሳዕሪሩ። ነታ ከተማ ጎሎቢቡዋ ዘሎ ጸላም ተጠቒሞም፣ ኣብ ጽምዋ ቦታታት ክትራን ሰባትን ብለይቲ ገዛውቲ ብምእታው ዝ [...]
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናትን ኣብ ናጽነት ፕረስ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝፈጠሮ ጽልዋን ዘተኮረ ዋዕላ፣ ኣብ ፓሪስ ተቓኒዑ

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናትን ኣብ ናጽነት ፕረስ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝፈጠሮ ጽልዋን ዘተኮረ ዋዕላ፣ ኣብ ፓሪስ ተቓኒዑ

Radio Erena: 23 September 2022 ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኵናትን ኣብ ናጽነት ፕረስ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝፈጥሮ ዘሎ ጽልዋን ዘተኮረ ዋዕላ ኣብ ፓሪስ ተኻይዱ። ኣብቲ ብራድዮ ኤረና ተወዲቡ፣ ብሓሙስ [...]
‘መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ይፍጽም ኣሎ።’ ጸብጻብ መርማሪት ጉጅለ ሕቡራት ሃገራት

‘መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ይፍጽም ኣሎ።’ ጸብጻብ መርማሪት ጉጅለ ሕቡራት ሃገራት

Radio Erena: 22 September 2022 ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ሰሜን ኢትዮጵያ እትምርምር ጉጅለ ሕቡራት ሃገራት፣ 'መንግስቲ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ይፍጽም ኣሎ' ዝብል እምነት ከምዘለዋ ኣፍሊጣ። እታ ጉጅለ፣ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ፍቓድ ዳህሳስ ነዳዲ ኩባንያ ዕደና ቻይና  ሰሪዙ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ፍቓድ ዳህሳስ ነዳዲ ኩባንያ ዕደና ቻይና ሰሪዙ

Radio Erena: 22 September 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ሶማል፣ ዞባ ኦጋዴን፣ ዳህሳስ ነዳዲ ናይ ዘካይድ ዝነበረ ኩባንያ ዕደና ቻይና ፍቃድ ሰሪዙ። መርበባት ዜና እታ ሃገር፣ ንሚኒስተር ማዕድን፣ ኣ [...]
ርዋንዳ፣ ተቓወምቲ ኮንጎ ትድግፍ ኣላ ክብል ፕረዚደንት እታ ሃገር ወቒሱ

ርዋንዳ፣ ተቓወምቲ ኮንጎ ትድግፍ ኣላ ክብል ፕረዚደንት እታ ሃገር ወቒሱ

Radio Erena: 22 September 2022 መንግስቲ ርዋንዳ፣ ኣብ ደሞክራስያዊር ሪፖብሊክ ኮንጎ ግጭታ ንዘካይዱ ዘለዉ ዕጡቓት ተቓወምቲ ይድግፍ ኣሎ ክብል፣ ፕረዚደንት ፈሊክስ ትሽኪዲ ወቒሱ። እቲ ፕረዚደንት ኣብ ሓፈ [...]
ኤርትራ፣ ሃገራዊ ዋዕላ ድንሽ ኣካይዳ

ኤርትራ፣ ሃገራዊ ዋዕላ ድንሽ ኣካይዳ

Radio Erena: 22 September 2022 መንግስቲ ኤርትራ፣ ሃገራዊ ዋዕላ ድንሽ ኣካይዱ። እቲ ብሚኒስትሪ ሕርሻ ተወዲቡ፣ ካብ 21 ክሳብ 22መስከረም፣ ኣብ ኣስመራ ዝተቓንዐ ሃገራዊ ዋዕላ ድንሽ፣ ምሩጽ ዘርኢ ድንሽ [...]
ኤርትራ፣ ‘ዕቑር ሰራዊት’ ኣንሶላን ስንቂን ሒዞም ብዝቐልጠፈ ናብ ኣሃዱታቶም ክጽንበሩ ይጽውዑ

ኤርትራ፣ ‘ዕቑር ሰራዊት’ ኣንሶላን ስንቂን ሒዞም ብዝቐልጠፈ ናብ ኣሃዱታቶም ክጽንበሩ ይጽውዑ

Radio Erena: 21 September 2022 ኣብ ኤርትራ፣ ብሕማም፣ ሓገዝ ንስድራቤታት ይኹን ካልእ ምኽንያታት ኣብ ገገዝኦም ዝጸንሑ ኣባላት ሰራዊት ብዝቀልጠፈ ናብ ኣሃዱታቶም ክጽንበሩ ህጹጽ ጻውዒት ይቐርብ ኣሎ። እቲ [...]
ኡጋንዳ፣ ለበዳ ሕማም ኢቦላ ኣዊጃ

ኡጋንዳ፣ ለበዳ ሕማም ኢቦላ ኣዊጃ

Radio Erena: 21 September 2022 ኡጋንዳ፣ ለበዳ ሕማም ኢቦላ ኣዊጃ። ሰበ ስልጣን ጥዕና እታ ሃገር ብዝሃብዎ ሓበሬታ፣ ኣብ ማእከላይ ኡጋንዳ ኣብ እትርከብ፣ ዞባ ሙበንደ፣ ወዲ 24 ዓመት መንእሰይ፣ ብቫይረስ [...]
ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ 139 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ከምዝሓዘ በዓል መዚ ሃብቲ ዓሳ የመን ወቒሱ

ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ 139 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ከምዝሓዘ በዓል መዚ ሃብቲ ዓሳ የመን ወቒሱ

Radio Erena: 21 September 2022 ኣብ ክሊ ቀይሕ ባሕሪ፣ ዓሳ ኣብ ምግፋፍ ዝነበሩ 139 የመናውያን፣ ብሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ከምዝተታሕዙ፣ በዓል መዚ ሃብቲ ዓሳ እታ ሃገር ወቒሱ። እቶም 23 ትሕቲ ዕድመ ዝር [...]
1 138 139 140 141 142 246 1400 / 2451