Author: amanuel

1 120 121 122 123 124 244 1220 / 2436
መደባት ቆልዑ ኣብ ዩቱብ እተዳሉ ኤርትራዊት መንእሰይ፣ ብቢቢሲ ኣብ ዝዝርጋሕ 100 ጸለውቲ ሰባት ተረቝሓ

መደባት ቆልዑ ኣብ ዩቱብ እተዳሉ ኤርትራዊት መንእሰይ፣ ብቢቢሲ ኣብ ዝዝርጋሕ 100 ጸለውቲ ሰባት ተረቝሓ

Radio Erena: 07 December 2022 መደባት ቆልዑ ኣብ ዩቱብ እተዳሉ፣ ቅሳነት ቴድሮስ ዝተባህለት ኤርትራዊት ነባሪት ኡጋንዳ፣ ብቢቢሲ ዓመታዊ ኣብ ዝዝርጋሕ 100 ጸለውቲ ሰባት ተረቝሓ። ቅሳነት፣ 'በለ ቡቡ' ብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ፣ ኣብ ዝሓለፈ ኣርባዕተ መዓልታት ኣማኢት ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ፣ ኣብ ዝሓለፈ ኣርባዕተ መዓልታት ኣማኢት ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 07 December 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭታት፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ኣርባዕተ መዓልታት ልዕሊ 300 ሰባት ከምዝተቐትሉ ምንጭታት ዜና ሓቢሮም። እቲ ካብ ምዕራብ ወለጋ ናብ [...]
ሓይልታት ትግራይ፣ ካብ 65% ናይ ውግእ ከባቢታት ከምዝሰሓቡ ዋና ኣዛዚ ገሊጹ

ሓይልታት ትግራይ፣ ካብ 65% ናይ ውግእ ከባቢታት ከምዝሰሓቡ ዋና ኣዛዚ ገሊጹ

Radio Erena: 07 December 2022 ሓይልታት ትግራይ ዓሪዶምሉ ካብ ዝነበሩ 65% ናይ ውግእ ከባቢታት ከምዝሰሓቡ፣ ዋና ኣዛዚ ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊጹ። እቲ ጀነራል፣ ብ03 ታሕሳስ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሓይልታ [...]
‘ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ ኣብ ጀርመን፣ ብናይ ካራ መጥቃዕቲ ጓል 14 ዓመት ቆልዓ ቀቲሉ ካልኣይቲ ድማ ብኸቢድ ኣቝሲሉ።’ ፖሊስ

‘ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ ኣብ ጀርመን፣ ብናይ ካራ መጥቃዕቲ ጓል 14 ዓመት ቆልዓ ቀቲሉ ካልኣይቲ ድማ ብኸቢድ ኣቝሲሉ።’ ፖሊስ

Radio Erena: 05 December 2022 ኣብ ደቡባዊ ጀርመን፣ ኣብ ጎደና ብዝተፈጸመ ናይ ካራ መጥቓዕቲ፣ ጓል 14 ዓመት ቆልዓ ክትቕተል እንከላ ጓል 13 ዓመት ድማ ብጽኑዕ ቆሲላ ከምዘላ ፖሊስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። [...]
ናብ ወጻኢ ስርናይ ክትሸጥ ምዃና እትገልጽ ኢትዮጵያ፣ ካብ ዩክሬይን 25 ሽሕ ቶን ስርናይ ረድኤት ተዋሂባ

ናብ ወጻኢ ስርናይ ክትሸጥ ምዃና እትገልጽ ኢትዮጵያ፣ ካብ ዩክሬይን 25 ሽሕ ቶን ስርናይ ረድኤት ተዋሂባ

Radio Erena: 05 December 2022 ዩክሬይን ንሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ረዲኤት ክትህብ ብዝኣተወቶ መብጻዓ መሰረት፣ ናብ ኢትዮጵይ ዝቐንዐ 25 ሽሕ ቶን ስርናይ ዝጸዓነት መርከብ ናብ ጂቡቲ ከምዝኣተወት ተሓቢሩ። ፕ [...]
ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ፣ ናብ የመን ዝተላእከ ኣስታት50 ቶን ኣጽዋር ዝጸዓነት ጃልባ ከምዝሓዘ ገሊጹ

ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ፣ ናብ የመን ዝተላእከ ኣስታት50 ቶን ኣጽዋር ዝጸዓነት ጃልባ ከምዝሓዘ ገሊጹ

Radio Erena: 05 December 2022 ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ፣ ናብ የመን ዝቐንዐ'ዩ ዝብሎ፣ ኣስታት ሓደ ሚልዮን ጠያይቲ፣ ሞርታራትን ሮኬታትን ዘጠቓለለ 50 ቶን ኣጽዋር ዝጸዓነት ጃልባ ከምዝሓዘ ብ03 ታሕሳስ ኣብ ዘውጽ [...]
ነርወይን ካናዳን፣ መንግስቲ ኤርትራ ንዝመደቦም ሓለፍቲ ቆንስላዊ ኣገልግሎታት ነጺገን

ነርወይን ካናዳን፣ መንግስቲ ኤርትራ ንዝመደቦም ሓለፍቲ ቆንስላዊ ኣገልግሎታት ነጺገን

Radio Erena: 05 December 2022 ነርወይን ካናዳን፣ መንግስቲ ኤርትራ ንዝመደቦም ሓለፍቲ ቆንስላዊ ኣገልግሎታት ከምዝነጸጋ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ንራድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። ነርወይ፣ ዘርእሰናይ ተስፋይ ንዝተ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ ብዝቐጸለ ግጭት ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ ብዝቐጸለ ግጭት ብውሕዱ 10 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 02 December 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ፣ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት፣ ሓያሎ ሰባት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና ሓቢረን። ዕጡቓት ኦሮሞ፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ፣ ኪራሙ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ብ2 [...]
ኡጋንዳ፣ ዓመታዊ 46 ሽሕ ቆልዑ ብቐሊሉ ክፍወስ ብዝኽእሉ ሕማማት ከምዝሞቱ ዩኒሴፍ ገሊጹ

ኡጋንዳ፣ ዓመታዊ 46 ሽሕ ቆልዑ ብቐሊሉ ክፍወስ ብዝኽእሉ ሕማማት ከምዝሞቱ ዩኒሴፍ ገሊጹ

Radio Erena: 02 December 2022 ኣብ ኡጋንዳ፣ ዓመታዊ ኣስታት 46 ሽሕ ቆልዑ፣ ብቐሊሉ ክፍወስ ብዝኽእል ሕማማት ከምዝሞቱ ምወላ ሕቡራት ሃገራት ንቖልዑ – UNICEF ገሊጹ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ዘውጽኦ [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ሓያሎ ከባቢታት ትግራይ ከምዝሰሓበ ተገሊጹ

ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ሓያሎ ከባቢታት ትግራይ ከምዝሰሓበ ተገሊጹ

Radio Erena: 02 December 2022 ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ሓያሎ ከባቢታት ትግራይ ከምዝሰሓበ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። ኣብ ከባቢታት ሽረ፣ ኣኽሱምን ዓድዋን ዝጸንሓ ኣሃዱታት ኤርትራ፣ ናብ ከባቢታት ዶብ [...]
1 120 121 122 123 124 244 1220 / 2436