Author: amanuel

1 9 10 11 12 13 241 110 / 2404
ኤርትራ፡ ነዊሕ ኢድ መንግስቲ ኣብ ዲያስፖራ ንምብታኽ ዝካየድ ዘሎ ዝርርብ

ኤርትራ፡ ነዊሕ ኢድ መንግስቲ ኣብ ዲያስፖራ ንምብታኽ ዝካየድ ዘሎ ዝርርብ

RADIO ERENA - Tuesday, 19 March 2024 ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ናይ ቅድም ትዊተር ናይ ሕጂ ኤክስ(X) ጉዳይ ኤርትራ ብዙሕ ሰብ ይዛረበሉ ብምህላዉ ካብ ብዙሕ ሰብ ዝርእዮ (trending) ኮይኑ ቀን [...]
الولايات المتحدة توقع  إتفاقية مع الحكومة الصومالية لبناء خمس معسكرات للجيش الصومالي

الولايات المتحدة توقع إتفاقية مع الحكومة الصومالية لبناء خمس معسكرات للجيش الصومالي

إذاعة إرينا الدولية 18.03.2024 وقعت الولايات المتحدة الامريكية اتفاقية مع الحكومة الفيدرالية الصومالية لبناء خمس معسكرات  للجيش الوطني الصومالي وم [...]
ኢጣልያ እትርከበን ሃገራት ኤውሮጳ፡ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ግብጺ ይዝትያ

ኢጣልያ እትርከበን ሃገራት ኤውሮጳ፡ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ግብጺ ይዝትያ

RADIO ERENA - Monday, 18 March 2024 ፕረዚደንት ኮሚሽን ኤውሮጳ፡ ኡርሰላ ቫን ደር ለየንን መራሕቲ መንግስታት ኢጣልያን ግሪኽን ቤልጁምን፤ ዋሕዚ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ንምግታእ ዝዓለመ ውዕል ንምክያድ፡ ብ1 [...]
ኣመሪካ፡ ንሃገራዊ ሰራዊት ሶማል ሓሙሽተ ወትሃደራዊ መዓስከራት ክትሃንጽ’ያ

ኣመሪካ፡ ንሃገራዊ ሰራዊት ሶማል ሓሙሽተ ወትሃደራዊ መዓስከራት ክትሃንጽ’ያ

RADIO ERENA - Monday, 18 March 2024 ኣመሪካ፡ ንሃገራዊ ሰራዊት ሶማል ዝውዕል፡ ሓሙሽተ ወትሃደራዊ መዓስከራት ንምህናጽ ምስ ፈደራላዊ መንግስቲ እታ ሃገር ስምምዕ ከቲማ። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ከምዝተኸተመ ዝ [...]
ሰንበት ምስ ሽኾርተት

ሰንበት ምስ ሽኾርተት

RADIO ERENA - Sunday, 17 March 2024 Radio Erena · ሰንበት 17 መጋቢት 2024   [...]
ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ዘስግኣ ኣመሪካ፣ ምስታ ንሑቲ ከምእትድግፍ ዝንገረላ ኢራን ብምስጢር ምዝታያ ተሓቢሩ

ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ዘስግኣ ኣመሪካ፣ ምስታ ንሑቲ ከምእትድግፍ ዝንገረላ ኢራን ብምስጢር ምዝታያ ተሓቢሩ

RADIO ERENA - Friday, 15 March 2024 ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ዘስግኣ ኣመሪካ፣ ምስታ ንሑቲ ከምእትድግፍ ዝንገረላ ኢራን ብምስጢር ከምዝዘተየት መጽሔት ፋይናንሻል ታይምስ ሓቢራ። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥሪ፣ ኣብ ዖ [...]
ኣፍሪቃ፣ ልዕሊ 10 መራሕቲ ሃገራት ዕድሚኦም ልዕሊ 75 ዓመት’ዩ

ኣፍሪቃ፣ ልዕሊ 10 መራሕቲ ሃገራት ዕድሚኦም ልዕሊ 75 ዓመት’ዩ

RADIO ERENA - Friday, 15 March 2024 ኣብ ኣፍሪቃ፣ ዝርከቡ ልዕሊ 10 መራሕቲ ሃገራት፣ ዕድሚኦም ልዕሊ 75 ዓመት'ዩ። ብዕድመ ምድፋእ ቀዳማይ ቦታ ሒዙ ዘሎ ፕረዚደንት ካሜሩን ፖል ቢያ ኮይኑ ኣብዚ እዋን'ዚ [...]
ኣብ ክሊ ማይ ሶማል፣ ዓባይ ናይ ንግዲ መርከብ ተጨውያ

ኣብ ክሊ ማይ ሶማል፣ ዓባይ ናይ ንግዲ መርከብ ተጨውያ

RADIO ERENA - Thursday, 14 March 2024 ብመንገዲ ህንዳዊ ውቅያኖስ ትሓልፍ ዝነበረት ዓባይ ናይ ንግዲ መርከብ፣ ኣብ ክሊ ማይ ሶማል ተጨውያ። እታ፣ ብሰሉስ 12 መጋቢት፣ ብቀርሰንቲ ባሕሪ ተጨውያ ከምዘላ ዝተገልጸ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ መላእ ጸወታታት ኣፍሪቃ፣ ብቅድድም ብሽክለታ ኣብ ሓደ መዓልቲ ሰለስተ ወርቂ ሓፊሳ

ኤርትራ፣ ኣብ መላእ ጸወታታት ኣፍሪቃ፣ ብቅድድም ብሽክለታ ኣብ ሓደ መዓልቲ ሰለስተ ወርቂ ሓፊሳ

RADIO ERENA - Thursday, 14 March 2024 ኣብ ጋና ኣብ ዝካያድ ዘሎ መላእ ጸወታታት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ስፖርት ዝወዳደሩ 35 ኣትሌታት ልኢኻ ዘላ ኤርትራ፣ ብ12 መጋቢት ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ብሽ [...]
ኢትዮጵያ፣ ስዉር ዓጸባ ሃገራውን ኣህጉራውይን ቆላሕታ ከምዘድልዮ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ስዉር ዓጸባ ሃገራውን ኣህጉራውይን ቆላሕታ ከምዘድልዮ ተገሊጹ

RADIO ERENA - Wednesday, 13 March 2024 ኢትዮጵያ፣ ክሕባእ ዝድለ ዘሎ ከቢድ ዓጸባ፣ ሃገራውን ኣህጉራውያን ቆላሕታ ከምዘድልዮ፣ ብፈረንሳ እትሕተም ሓንቲ ካብ ዓበይቲ ጋዜጣታት ዓለም ዝኾነት፣ ለ ሞንድ ኣተሓሳሲ [...]
1 9 10 11 12 13 241 110 / 2404