Author: amanuel

1 10 11 12 13 14 234 120 / 2332
ብተሓጋጋዚት ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣብ ኣፍሪቃ ዝምራሕ፣ ላዕለዋይ ወኪል ኣመሪካ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ

ብተሓጋጋዚት ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣብ ኣፍሪቃ ዝምራሕ፣ ላዕለዋይ ወኪል ኣመሪካ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ

Radio Erena: Wednesday, 14 February 2024 ብተሓጋጋዚት ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ሞሊ ፊ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወኪል መንግስቲ ኣመሪካ፣ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። እቲ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀ [...]
ሱዳን፣ ፈጣን ሓይልታት ኣብ ዝቖጻጸርዎ ከባቢታት ህጹጽ ረዲኤት ክልኣኽ ጻውዒት ቀሪቡ

ሱዳን፣ ፈጣን ሓይልታት ኣብ ዝቖጻጸርዎ ከባቢታት ህጹጽ ረዲኤት ክልኣኽ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: Tuesday 13, February 2024 ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን፣ ብተጻራሪኡ ጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ዝምርሑ ፈጣን ሓይልታት፣ ናብ ዝቖጻጸርዎ ከባቢታት፣ ሰብኣዊ ሓገዛ [...]
ጂቡቲ፣ ምስ ዓበይቲ ሃገራት ዓለም ኮይና ኣብ ምውሓስ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ትሰርሕ ምህላዋ ፕረዚደንት ዑመር ገለ ገሊጹ

ጂቡቲ፣ ምስ ዓበይቲ ሃገራት ዓለም ኮይና ኣብ ምውሓስ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ትሰርሕ ምህላዋ ፕረዚደንት ዑመር ገለ ገሊጹ

Radio Erena: Tuesday 13, February 2024 ጂቡቲ፣ ምስ ከም ኣመሪካ፣ ብሪጣንያ ፈረንሳን ካልኦትን ዝኣመሰላ ዓበይቲ ሃገራት ዓለምን ከም ስዑዲ ዓረብ ዝኣመሰላ ሃገራት እቲ ዞባን ብምዃን፣ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ምው [...]
መጭወይቲ ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ እናገነነ ይመጽእ ኣሎ

መጭወይቲ ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ እናገነነ ይመጽእ ኣሎ

Radio Erena: Tuesday 13, February 2024 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብፍላይ ኣብ ክልል ትግራይ መጭውይቲ ኤርትራውያን እናገነነ ይመጽእ ኣሎ። መጭይወቲ ኤርትራውያን፣ ብፍላይ ኣብ ቆልዑ ዘተኮረ፣ ኣብ ከባቢ ኣዲስ ኣበባ'ው [...]
اتهام الجيش الارتري بعمليات نهب واختطاف في مناطق سيطرته بإقليم التغراي

اتهام الجيش الارتري بعمليات نهب واختطاف في مناطق سيطرته بإقليم التغراي

إذاعة إرينا الدولية: 12.02.2024   وذكرت وكالة أسوشيتد برس نقلا عن وكالات إغاثة تابعة للأمم المتحدة أن الجيش الارتري الذي يسيطر على أجزاء من ت [...]
ሶማልያ: ኣል-ሸባብ መዓስከር ኢማራት ኣጥቂዑ

ሶማልያ: ኣል-ሸባብ መዓስከር ኢማራት ኣጥቂዑ

Radio Erena: Monday, 12 February 2024 ብቀዳም 10 ለካቲት ዕጡቓት ሃይማኖታዊ ጉጅለ ኣል-ሸባብ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ መዓስከር ሕቡራት ኢማራት ዓረብ መጥቃዕቲ ኣካይዶም:: በቲ ኣብ ከተማ መቓድሾ ዝተገ [...]
ሰራዊት ኤርትራ: ብዝምታን ጭውያን ይኽሰስ

ሰራዊት ኤርትራ: ብዝምታን ጭውያን ይኽሰስ

Radio Erena: Monday, 12 February 2024 ንገለ ክፋል ትግራይ ተቖጻጺሩ ዘሎ ሰራዊት ኤርትራ ብዝምታ ከብቲን ምጭዋይ ሰባትን ይኽሰስ ከምዘሎ ትካላት ረዲኤት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምርኩስ ብምግባር ማዕከን ዜና [...]
ኤርትራ: ዝተረስዑ ስንኩላን ኩናት ኣብ ከቢድ ናብራ

ኤርትራ: ዝተረስዑ ስንኩላን ኩናት ኣብ ከቢድ ናብራ

Radio Erena: Monday, 12 February 2024 ሃገራዊ ማሕበር ስንኩላን ኩናት ኤርትራ ብ9 ለካቲት ኣብ ከተማ ኣስመራ ዓመታዊ ጉባኤኡን ገምጋምን ኣካይዱ ኔሩ:: እቲ ማሕበር ኣባላቱ ኣብ ንጥፈታት ምፍራይ ደርሁ [...]
ሰንበት ምሽ ሸኾርተት

ሰንበት ምሽ ሸኾርተት

Radio Erena: Sunday, 11 February 2024 Radio Erena · ሰንበት ምስ ሸኾርተት   [...]
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብሰንኪ ዘሎ ጸጥታዊ ስግኣት ጂቡቲ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ አሐይላ

ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብሰንኪ ዘሎ ጸጥታዊ ስግኣት ጂቡቲ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ አሐይላ

Radio Erena: Friday, 09 February 2024 ጅቡቲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብሰንኪ ዘሎ ጸጥታዊ ስግኣት እናዓ በየ አብ ዝመጸሉ ዘሎ እዋን፤ሓለዋ ስትራተጂካዊ መስመራት ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ኣሐይላቶ ኣላ። ኣዛዚ ሓለ [...]
1 10 11 12 13 14 234 120 / 2332