1 798 799 800 801 802 992 8000 / 9912
ንጉስ ስዑዲ ዓረብ ምስ ፕረዚደንት ሱዳን ዘትዩ

ንጉስ ስዑዲ ዓረብ ምስ ፕረዚደንት ሱዳን ዘትዩ

Radio Erena: 05 November 2015 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽርን ንጉስ ሳልማን ናይ ስዑዲ ዓረብን ኣብ ህሉው ኩነታት ቀይሕ ባሕሪ፣ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዘትዮም። ክልቲኦም መራሕቲ ብሰሉስ 3 ሕዳር፣ ኣብ ሪያድ ድሕ [...]
ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ብዘጋጠመ ሃደጋ ነፋሪት 41 ሰባት ሞይቶም

ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ብዘጋጠመ ሃደጋ ነፋሪት 41 ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 05 November 2015 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ከባቢ መዓርፎ ነፈርቲ ጁባ፣ ኣቑሑ እተመላልስ ነፋሪት ወዲቓ ብምሕምሻሻ፣ ብውሕዱ 41 ሰባት ሞይቶም። እታ ነፋሪት ነፋሪት ትማሊ 04 ሕዳር ኣብ ሰዓት ቅድሚ ቀትሪ ካብ መ [...]
ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፣ ኣብ መበል 28 ኣህጉራዊ ዙር ቡርኪና ፋሶ ኣንጸባራቒ ዓወታት ተመዝግብ ኣላ

ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፣ ኣብ መበል 28 ኣህጉራዊ ዙር ቡርኪና ፋሶ ኣንጸባራቒ ዓወታት ተመዝግብ ኣላ

Radio Erena: 04 November 2015 ብዓርቢ 30 ጥቅምቲ 2015 ኣብ ዝፈለመ ኣህጉራዊ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ቡርኪና ፋሶ እትሳተፍ ዘላ ሃገራዊ ጋንታ ኤርትራ ኣንጸባራቒ ዓወታት ተመዝግብ ኣላ። 171 ኪሎሜተር ኣብ ዝሸፈነ መኽ [...]
መንግስቲ ቦትስዋና፣ ኣቐዲሙ ዑቕባ ንዝሃቦም 10 ኤርትራውያን ተጻወቲ፣ ብዝቐልጠፈ ካብ ሃገሩ ክወጹ ኣጠንቂቑ

መንግስቲ ቦትስዋና፣ ኣቐዲሙ ዑቕባ ንዝሃቦም 10 ኤርትራውያን ተጻወቲ፣ ብዝቐልጠፈ ካብ ሃገሩ ክወጹ ኣጠንቂቑ

Radio Erena: 04 November 2015 መንግስቲ ቦስትዋና ዑቕባ ንዝሃቦም 10 ኤርትራውያን ተጻወቲ ብዝቐልጠፈ ካብ ሃገሩ ከውጽኦም ንላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት- UNHCR ሓቲቱ። መንግስቲ ቦትስዋና ነዚ ሕቶ ዘቕ [...]
ኣብቲ ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘዳውብ ከባቢታት ሱዳን ንዝካየድ ዘሎ ምስግጋርን መሸጣን ስደተኛታት ብዝምልከት ዋዕላ ክካየድ’ዩ

ኣብቲ ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘዳውብ ከባቢታት ሱዳን ንዝካየድ ዘሎ ምስግጋርን መሸጣን ስደተኛታት ብዝምልከት ዋዕላ ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 04 November 2015 ብዛዕባ’ቲ ዝበዝሐ ምስግጋርን መሸጣን ደቂ ሰብ ዝፍጸመሉ ዞባ ዓለምና ኮይኑ ኣብ ዘሎ ዞባ ከሰላን ገዳርፍን፣ ብዝምልከት ዋዕላ ክካየድ ምዃኑ ይግለጽ ኣሎ። እዚ ዝግለጽ ዘሎ፣ ድሕሪ'ቲ ወከል [...]
“ኤርትራ ንንግድ ዘይትምችእ ሃገር’ያ፣” ሓድሽ መጽናዕቲ ባንክ ዓለም

“ኤርትራ ንንግድ ዘይትምችእ ሃገር’ያ፣” ሓድሽ መጽናዕቲ ባንክ ዓለም

Radio Erena: 03 November 2015 ንግድን ወፍርን ክካየደለን ኣጸገምቲ ካብ ዝኾና ሃገራት፣ ኤርትራ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ከምእትስራዕ ብባንክ ዓለም ዝተኻየደ መጽናዕቲ ኣፍሊጡ። እቲ Doing Business ብዝብል ኣርእስቲ ዝሰ [...]
ኢትዮጵያ ኣንጸላልዩዋ ዘሎ ከቢድ ናይ ደርቂ ሓደጋ ንምብዳህ ትጽዕር

ኢትዮጵያ ኣንጸላልዩዋ ዘሎ ከቢድ ናይ ደርቂ ሓደጋ ንምብዳህ ትጽዕር

Radio Erena: 03 November 2015 ኢትዮጵያ፣ ኣንጸላልዩዋ ንዘሎ ከቢድ ናይ ደርቂ ሓደጋ ንምምካት ትጽዕር ከምዘላ መጽሔት ዘ ኢኮነሚስት ሓቢሩ። እታ ሃገር ኣብዚ ሓሙሽተ ዓመታት ተኸሲቱ ዘይፈልጥ ዓይነት ደርቂ ኣንጸላልዩዋ ከ [...]
ሊብያ፣ መራኽብ ኵናት ኢጣልያ ክሊ ማየይ ይጥሕሳ ኣለዋ ትብል

ሊብያ፣ መራኽብ ኵናት ኢጣልያ ክሊ ማየይ ይጥሕሳ ኣለዋ ትብል

Radio Erena: 03 November 2015 መራኽብ ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ፣ ንክሊ ማያት ሊብያ ይጥሕሳ ኣለዋ ክብል መንግስቲ እታ ሃገር ከሲሱ። መንግስቲ ሊብያ፣ ብሰንበት 1 ሕዳር ብዛዕባ'ዚ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ሰለስተ መራ [...]
ፈረንሳ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ካብ ኢጣልያ ክትቕበልያ

ፈረንሳ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ካብ ኢጣልያ ክትቕበልያ

Radio Erena: 02 November 2015 ፈረንሳ፣ ኣብ ኢጣልያ ብዝግያውነት ዑቕባ ተዋሂባም ካብ ዘለዉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ክትቕበል'ያ። እቶም ኣስታት ሓደ ሚእቲ ዝኾኑ ስደተኛታት፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ኢጣልያን [...]
ኣብ ሶማል ሰበ ስልጣን ዝርከብዎም 15 ሰባት ከምዝተቀትሉ ተገሊጹ

ኣብ ሶማል ሰበ ስልጣን ዝርከብዎም 15 ሰባት ከምዝተቀትሉ ተገሊጹ

Radio Erena: 02 November 2015 ሰበ ስልጣን ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ከም መንበሪ ኣብ ዝጥቐምሉ ሆቴል ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ ሰለማውያን ሰባት ዝርከብዎም ብውሕዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም። እቲ ትማሊ ሰንበት 01 ሕዳር 2015 [...]
1 798 799 800 801 802 992 8000 / 9912