1 797 798 799 800 801 991 7990 / 9909
ኣብ እስራኤል፣ ኤርትራውያን ኣብ ዝነብርሉ ህንጻ ብዘጋጠመ ባርዕ ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ኣውሪዱ

ኣብ እስራኤል፣ ኤርትራውያን ኣብ ዝነብርሉ ህንጻ ብዘጋጠመ ባርዕ ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ኣውሪዱ

Radio Erena: 09 November 2015 ኣብ እስራኤል ከተማ ቴልኣቪቭ፣ ኤርትራውያን ኣብ ዝነብርዎ ህንጻ ብዘጋጠመ ባርዕ፣ ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ኣውሪዱ። ወኪል ሬድዮ ኤረና ካብ ቴልኣቪቭ ኣብ ዝልኣኾ ሓበሬታ፣ በቲ ባርዕ፣ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ መበል 28 ኣህጉራዊ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ቡርኪናፋሶ፣ ሳልሳይ ደረጃ ሒዛ

ኤርትራ፣ ኣብ መበል 28 ኣህጉራዊ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ቡርኪናፋሶ፣ ሳልሳይ ደረጃ ሒዛ

Radio Erena: 09 November 2015 ኣብ ቡርኪናፋሶ ኣብ ዝተኻየደ መበል 28 ኣህጉራዊ ቅድድም ብሽክለታ፣ ኤርትራ መበል ሳልሳይ ደረጃ ሒዛ። ኣብቲ ካብ 30 ጥቅምቲ ክሳብ ትማሊ ሰነብት 8 ሕዳር ዝተኻየደ፣ 10 መድረኻት ዘጠቓ [...]
ኣብ ማልታ ኣብ ዝካየድ ኣህጉራዊ ዋዕላ ስደተኛታት መራሕትን ወከልትን ኤርትራ ናይ እትርከበን ሃገራት ክሳተፉ’ዮም

ኣብ ማልታ ኣብ ዝካየድ ኣህጉራዊ ዋዕላ ስደተኛታት መራሕትን ወከልትን ኤርትራ ናይ እትርከበን ሃገራት ክሳተፉ’ዮም

Radio Erena: 09 November 2015 ኣብ ማልታ ኣብ ዝካየድ ንዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ደቂሰብ ዝምልከት ኣህጉራዊ ዋዕላ፣ ኣስታት 50 መራሕቲ ሃገራት ኤርትራ ናይ እትርከበን ወከልትን ክሳተፉ ምዃኖም ተሓቢሩ። ኣብዚ ንሮቡዕ [...]
ሰውራ ኮፐርኒከስ ኣብ ኤርትራ

ሰውራ ኮፐርኒከስ ኣብ ኤርትራ

Radio Erena: 06 November 2015      ሓደ እዋን'ዮ ጎብየን ነብርን ብሓደ ጉዳይ ተሰሓሓቦም ይብሃል። ሓደን ክልተን ምብሃሎም ኣብ ቅድሚ ጉባኤ እንስሳ ዘገዳም ነበረ። ጎብየ ብድፍረት ምስ ነብሪ ተመላለሰን ክሳብ ኢድ ብኢ [...]
ባጤራ ናቕፋ ንምቕያር ዝወጸ ቅድመ ኣዋጅ ኣብ ህዝቢ ሻቖሎት ይፈጥር

ባጤራ ናቕፋ ንምቕያር ዝወጸ ቅድመ ኣዋጅ ኣብ ህዝቢ ሻቖሎት ይፈጥር

Radio Erena: 06 November 2015 መንግስቲ ኤርትራ ንምቕያር ባጤራ ናቕፋ ኣመልኪቱ፣ ዘውጽኦ ቅድመ ኣዋጅ ኣብ ህዝቢ ሻቖሎት ፈጢሩ። እቲ መንግስቲ፣ ነቲ ናይ ወረቐት ባጤራ ናቕፋ ክቕይሮ ምዃኑ ቅድመ ኣዋጃ ዝገብር ዘሎ፣ ነቲ [...]
ኤርትራ፣ ብሰንኪ ህድማ ተጻወቲ ካብ ግጥማት ሴካፋ ተገሊላ

ኤርትራ፣ ብሰንኪ ህድማ ተጻወቲ ካብ ግጥማት ሴካፋ ተገሊላ

Radio Erena: 06 November 2015 ኤርትራ፣ ብሰንኪ ህድማ ተጻወቲ ካብ ግጥማት ሴካፋ ከምዝተገለለት ይግለጽ ኣሎ። ኣብቲ 22 ሕዳር 2015 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ግጥማት ሃገራት ምብራቕን ማእከላይን ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ብዘይ [...]
“ኣብ ኢትዮጵያ ኣስታት 35 ሽሕ ህጻናት ብዓጸቦ ተጠቒዖም፣” ሕ/ሃ

“ኣብ ኢትዮጵያ ኣስታት 35 ሽሕ ህጻናት ብዓጸቦ ተጠቒዖም፣” ሕ/ሃ

Radio Erena: 05 November 2015 ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ተራእዩ ዘይፈልጥ ዓጸቦ ህጻናት ተኸሲቱ ምህላዉ ሕቡራት ሃገራት ብሰኑይ 2 ሕዳር 2015 ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ምጥቃሱ ሮይተርስ ሓቢሩ። ኢትዮጵያ ኣቐዲማ'ውን ከቢድ ሓደጋ [...]
ንጉስ ስዑዲ ዓረብ ምስ ፕረዚደንት ሱዳን ዘትዩ

ንጉስ ስዑዲ ዓረብ ምስ ፕረዚደንት ሱዳን ዘትዩ

Radio Erena: 05 November 2015 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽርን ንጉስ ሳልማን ናይ ስዑዲ ዓረብን ኣብ ህሉው ኩነታት ቀይሕ ባሕሪ፣ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዘትዮም። ክልቲኦም መራሕቲ ብሰሉስ 3 ሕዳር፣ ኣብ ሪያድ ድሕ [...]
ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ብዘጋጠመ ሃደጋ ነፋሪት 41 ሰባት ሞይቶም

ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ብዘጋጠመ ሃደጋ ነፋሪት 41 ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 05 November 2015 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ከባቢ መዓርፎ ነፈርቲ ጁባ፣ ኣቑሑ እተመላልስ ነፋሪት ወዲቓ ብምሕምሻሻ፣ ብውሕዱ 41 ሰባት ሞይቶም። እታ ነፋሪት ነፋሪት ትማሊ 04 ሕዳር ኣብ ሰዓት ቅድሚ ቀትሪ ካብ መ [...]
ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፣ ኣብ መበል 28 ኣህጉራዊ ዙር ቡርኪና ፋሶ ኣንጸባራቒ ዓወታት ተመዝግብ ኣላ

ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፣ ኣብ መበል 28 ኣህጉራዊ ዙር ቡርኪና ፋሶ ኣንጸባራቒ ዓወታት ተመዝግብ ኣላ

Radio Erena: 04 November 2015 ብዓርቢ 30 ጥቅምቲ 2015 ኣብ ዝፈለመ ኣህጉራዊ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ቡርኪና ፋሶ እትሳተፍ ዘላ ሃገራዊ ጋንታ ኤርትራ ኣንጸባራቒ ዓወታት ተመዝግብ ኣላ። 171 ኪሎሜተር ኣብ ዝሸፈነ መኽ [...]
1 797 798 799 800 801 991 7990 / 9909