1 800 801 802 803 804 991 8020 / 9906
ንጉስ  ስዑዲ ዓረብን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘትዮም

ንጉስ ስዑዲ ዓረብን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘትዮም

Radio Erena: 23 October 2015 ንጉስ ሳልማን ናይ ስዑዲ ዓረብ ከም መቐጸልታ ናይቲ ምስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘካይዶ ዘሎ ርክባት፣ ትማሊ ሓሙስ 22 ጥቅምቲ'ውን ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ዘ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ሰብኣዊ መሰላት ከኽብር ሕብረት ኤውሮጳ ጸዊዑ

መንግስቲ ኤርትራ ሰብኣዊ መሰላት ከኽብር ሕብረት ኤውሮጳ ጸዊዑ

Radio Erena: 22 October 2015 ኮሚሽነር ናይ ወጻኢ ፖሊሲ ሕብረት ኤውሮጳ ፈደሪካ ሞገሪኒ፣ ኣብ ናይ ኣዲስ ኣበባ ዑደታ ብሰሉስ 20 ጥቅምቲ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ'ያ፣ መንግስቲ ኤርትራ ሰብኣዊ መሰላት ከኽብር ዝ [...]
ወከልቲ 54 ሃገራት ኣፍሪቃ ዝሳተፍዎ ዋዕላ ህንድን ኣፍሪቃን ዝመጽእ ሰሙን ክካየድ’ዩ

ወከልቲ 54 ሃገራት ኣፍሪቃ ዝሳተፍዎ ዋዕላ ህንድን ኣፍሪቃን ዝመጽእ ሰሙን ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 22 October 2015 ኣብቲ ካብ 26 ክሳብ 29 ጥቅምቲ ዝካየድ ዋዕላ ኣስታት 40 መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ክሳተፉ ምዃኖም ጸብጻብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ህንዲ የመልክት። ካብ ዝበዝሐ ዞባውን ኣህጉራውያን ዋዕላታ [...]
ስዑዲ ዓረብ 11 ቢልዮን ዶላር ዝዋግአን ኣርባዕተ መራኽብ ኵናት ካብ ኣመሪካ ክትዕድግ’ያ

ስዑዲ ዓረብ 11 ቢልዮን ዶላር ዝዋግአን ኣርባዕተ መራኽብ ኵናት ካብ ኣመሪካ ክትዕድግ’ያ

Radio Erena: 22 October 2015 እታ ሃገር፣ ነዘን ዘመናውያን መራኽብ ኵናት ካብ ኣመሪካ ትዕድገሉ ዘላ ኣውራ ምኽንያት፣ ምስ ሓይሊ ባሕሪ ኢራን ንምትዕርራይ ተባሂሉ ምዃኑ ወትሃደራውያን ተነትቲ ይጠቕሱ። ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ወ [...]
ኣብ እስራኤል ብግፍዒ ንዝተቀትለ ኤርትራዊ ንምዝካር ናይ ሽምዓ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣብ እስራኤል ብግፍዒ ንዝተቀትለ ኤርትራዊ ንምዝካር ናይ ሽምዓ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 22 October 2015 ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብእስራኤላውያን ብዘስካሕክሕ ኣገባብ ንዝተቐትለ ኤርትራዊ መንእሰይ ንምዝካር ናይ ሽምዓ ምሸት ሰልፊ ኣካይዶም። ኣብቲ ትማሊ ሮቡዕ 21 ጥቅምቲ ኣብ ሰዓታት [...]
ዳኒኤል ተኽለሃይማኖት፣ ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ ወግዓዊ ምሕባር ዙር ፈረንሳ 2016  ምስ ናይ ክብሪ ዑዱማት ናብ መድረኽ ደይቡ

ዳኒኤል ተኽለሃይማኖት፣ ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ ወግዓዊ ምሕባር ዙር ፈረንሳ 2016 ምስ ናይ ክብሪ ዑዱማት ናብ መድረኽ ደይቡ

Radio Erena: 21 October 2015 መበል 103 ዙር ፈረንሳ 2016፣ ዝሽፍኖ ዙርያን ከባቢታን ኣብ ከተማ ፓሪስ ብወግዒ ኣብ ዝተሓበረሉ፣ ኤርትራዊ ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ፣ ዳኒኤል ተኽለሃይማኖት ናይ ክብሪ ዕዱም ኮይኑ ቀሪቡ። [...]
ወከልቲ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ብዛዕባ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምዝታይ ኣብቲ ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘዳውብ ከባቢታ ምብራቅ ሱዳን ዑደት ከካይዱ’ዮም

ወከልቲ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ብዛዕባ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምዝታይ ኣብቲ ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘዳውብ ከባቢታ ምብራቅ ሱዳን ዑደት ከካይዱ’ዮም

Radio Erena: 21 October 2015 ወከልቲ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ኣብቲ ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘዳውብ ከባቢታት ምብራቕ ሱዳን ዑደት ከካይዱ ምዃኖም ተሓቢሩ። እቶም ወከልቲ ሃገራት ፈረንሳ፣ ጀርመን፣ ኢጣልያ፣ ሽወደን፣ ብሪ [...]
ኩባንያ ሳንሪጅ ኣብ ደባርዋ ናይ ዘካይዶ ዘሎ ዕደና ፍርያት ኣብ መወዳእታ 2016 ናብ ዕዳጋ ዓለም ከቕርብ’ዩ

ኩባንያ ሳንሪጅ ኣብ ደባርዋ ናይ ዘካይዶ ዘሎ ዕደና ፍርያት ኣብ መወዳእታ 2016 ናብ ዕዳጋ ዓለም ከቕርብ’ዩ

Radio Erena : 20 October 2015 ኩባንያ ሳንሪጅ ኣብ ከባቢ ኣስመራ ናይ ዘካይዶ ዘሎ ዕደና ፍርያት ኣብ መወዳእታ ኣዋርሕ ናይ 2016 ናብ ዕዳጋ ከቕርብ ትጽቢት ከምዘሎ ኣፍሊጡ። እቲ ናይ ካናዳ ኩባንያ፣ 60 ሚእታዊት ናይ [...]
መራሕቲ ጅቡቲን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ጉዳይ የመን፣ ጸጥታ ቀይሕ ባሕርን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዘትዮም

መራሕቲ ጅቡቲን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ጉዳይ የመን፣ ጸጥታ ቀይሕ ባሕርን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዘትዮም

Radio Erena : 20 October 2015 ንጉስ ሳልማን ናይ ስዑዲ ዓረብን ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ጉለን፣ ኣብ ጉዳይ የመን፣ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ጸጥታ ቀይሕ ባሕርን ዘትዮም። ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ጉለ፣ ኣብ [...]
ቅትለት ኤርትራዊ መንእሰይ ኣብ እስራኤል ሓያል ቁጠዐ ፈጢሩ

ቅትለት ኤርትራዊ መንእሰይ ኣብ እስራኤል ሓያል ቁጠዐ ፈጢሩ

Radio Erena : 20 October 2015 ኣብ እስራኤል ከተማ ባር ሸባ፣ ብሰንበት 18 ጥቅምቲ 2015ብዘስካሕክሕ ኣገባብ ዝተቐትለ ኤርትራዊ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ሓያል ቁጠዐ ፈጢሩ። እቲ ሃብቶም ዝተባህለ ኣብ ክሊ ዕድመ መወዳ [...]
1 800 801 802 803 804 991 8020 / 9906