1 717 718 719 720 721 984 7190 / 9836
ኣብ የመን፣ ምስፍሕፋሕ ሕማም ሸሮኽ ይብእስ

ኣብ የመን፣ ምስፍሕፋሕ ሕማም ሸሮኽ ይብእስ

Radio Erena: 15 November 2016 ምስፍሕፋሕ ሕማም ሸሮኽ ኣብ የመን እናበኣሰ ይመጽእ ከምዘሎ ውድብ ጥዕና ዓለም ትማሊ 14 ሕዳር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ መግለጺኡ፣ 11 ዞባታት የመን፣ ሓደጋ [...]
ሕ. ኢ. ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዝተራቐቓ ነፈርቲ ውግእ ኣዋፊራ ከምዘላ ተገሊጹ

ሕ. ኢ. ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዝተራቐቓ ነፈርቲ ውግእ ኣዋፊራ ከምዘላ ተገሊጹ

Radio Erena: 14 November 2016 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዝተራቐቓ ነፈርቲ ውግእ ኣዋፊራ ከምዘላ ካብ ኣየርባስ ዝተረኽበ ናይ ሳትላይት ኣሳእል ብምጥቃስ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ኣብ ምክልኻልን ክሊ [...]
ፕረዚደንት የመን ኣብ ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ

ፕረዚደንት የመን ኣብ ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ

Radio Erena: 14 November 2016 ፕረዚደንት የመን ዓብደሮቦ መንሱር ሓዲ፣ ኣብ ጅቡቲ ዑደት ከምዘካየደ ማዕከናት ዜና ዓረብ ሓቢረን። እቲ ፕረዚደንት፣ ብቀዳም 12 ሕዳር ናብ ጅቡቲ ኣብ ዝበጽሓሉ፣ ብዛዕባ ምዕባለታት መስርሕ [...]
ግብጽን ኬንያን ካብ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ሩዋንዳ 2016 ስሒበን

ግብጽን ኬንያን ካብ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ሩዋንዳ 2016 ስሒበን

Radio Erena: 14 November 2016 ትማሊ ሰንበት 13 ሕዳር ኣብ ዝጀመረ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ሩዋንዳ 2016፣ ሃገራውያን ጋንታታት ግብጽን ኬንያን ከምዘይተሳተፋ ተፈሊጡ። ኣብ ዙር ሩዋንዳ 2016፣ ኤርትራ እትርከበን ሸሞን [...]
ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ጸኒዑ ዘሎ እገዳ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ተናዊሑ

ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ጸኒዑ ዘሎ እገዳ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ተናዊሑ

Radio Erena: 11 November 2016 ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዘንበሮ እገዳ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ኣናዊሕዎ። እቲ ባይቶ፣ ንጸብጻብ ተቆጻጻሪት ጉጅለ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ሶማልን ድ [...]
ጽባሕ ሰንበት ኣብ ዝጅምር ዙር ሩዋንዳ 2016፣ ኤርትራ እትርከበን 17 ጋንታታት ክሳተፋ’የን

ጽባሕ ሰንበት ኣብ ዝጅምር ዙር ሩዋንዳ 2016፣ ኤርትራ እትርከበን 17 ጋንታታት ክሳተፋ’የን

Radio Erena: 11 November 2016 ካብ ሰንበት13 ክሳብ 20 ሕዳር ኣብ ሩዋንዳ ኣብ ዝካየድ ሓደ ካብ ዓበይቲ ቅድድማት ብሽክለታ ኣፍሪቃ፣ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ እትርከበን 17 ጋንታታት ክወዳደራ ምዃነን መርበባት ሓበሬታ [...]
ኤርትራ፣ ብተጠቃምነት ፈይስቡክ ካብ 211 ሃገራት ኣብ መበል 185 ተሰሪዓ

ኤርትራ፣ ብተጠቃምነት ፈይስቡክ ካብ 211 ሃገራት ኣብ መበል 185 ተሰሪዓ

Radio Erena: 11 November 2016 ኣብ 211 ሃገራት ዓለም ካብ ዝርከቡ ተጠቀምቲ ፈይስቡክ፣ ብዝሒ ተጠቀምቲ ካብ ኤርትራ ኣብ መበል 185 ተሰሪዑ ከምዘሎ ዙም ስፌር ቻርትስ ፈይስቡክ ሓቢሩ። ኣብዚ እዋን'ዚ ዝበዝሐ ህዝቢ ዓ [...]
ሃገራት ኢጋድ ኣብ ጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታት ዘትየን

ሃገራት ኢጋድ ኣብ ጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታት ዘትየን

Radio Erena: 11 November 2016 ወከልቲ ሃገራት ኢጋድ፣ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ንምዝርራብ ኣብ ኡጋንዳ ከተማ ካምፓላ ኣኼባ የካይዱ ኣለዉ። ኣገልግሎት ቻይና ሽንሁዋ ኣቕሪብዎ ብዘሎ ጸብጻብ መሰረት፣ ካብ ኢትዮጵያ፣ ሶማልያ፣ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣  ብጉዳይ ስደተኛታት ናብ ሓያሎ መራሕቲ ሃገራት መልእኽቲ ሰዲዱ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ብጉዳይ ስደተኛታት ናብ ሓያሎ መራሕቲ ሃገራት መልእኽቲ ሰዲዱ

Radio Erena: 10 November 2016 ፕረዚደንት ኤርትራ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብጉዳይ ዋሕዚ ስደተኛታት ናብ ዝተፈላለዩ መርሕቲ ሃገራት መልእኽቲ ከምዝሰደደ ማዕከን ዜና እቲ መንግስቲ ሓቢሩ። እቲ ፕረዚደንት ኣብ መልእኽቱ፣ ብ [...]
ሸሞንተ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ጉዳይ ሊብያ ዘትዮም

ሸሞንተ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ጉዳይ ሊብያ ዘትዮም

Radio Erena: 10 November 2016 ሸሞንተ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ጉዳይ ሊብያ ከምዝዘተዩ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። እቶም፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ሊብያ ንምዝታይ፣ ብሰሉስ 8 ሕዳር ኣብ ኣዲስ ኣዲስ ኣበባ ዝተኣከቡ ሸውዓተ መ [...]
1 717 718 719 720 721 984 7190 / 9836