1 687 688 689 690 691 989 6890 / 9885
ቀ/ ሚ ኢትዮጵያ ኣብ ሩዋንዳ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ

ቀ/ ሚ ኢትዮጵያ ኣብ ሩዋንዳ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ

Radio Erena: 01 May 2017 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ኣብ ሩዋንዳ ናይ ሰለስተ መዓልታት ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ካብ 28 ክሳብ 30 ሚያዝያ ኣብ ሩዋንዳ ኣብ ዘካ [...]
ነቭሰን ሪሶርስስ ኣጋጢሙዎ ንዘሎ ናይ ሓይሊ ኤለክትሪክ ቀረብ ንምምላእ ብሓይሊ ጸሓይን ናፍታን ኤለክትሪክ ዘመንጩ መሳርሒታት ከእቱ’ዩ

ነቭሰን ሪሶርስስ ኣጋጢሙዎ ንዘሎ ናይ ሓይሊ ኤለክትሪክ ቀረብ ንምምላእ ብሓይሊ ጸሓይን ናፍታን ኤለክትሪክ ዘመንጩ መሳርሒታት ከእቱ’ዩ

Radio Erena: 30 April 2017 ኣብ ኤርትራ ኣብ ዕደናዊ ንጥፈታት ተዋፊሩ ዝርከብ ነቭሰን ሪሶርስስ ኣጋጢሙዎ ንዘሎ ናይ ሓይሊ ኤለክትሪክ ቀረብ ንምምላእ ብሓይሊ ጸሓይን ናፍታን ኤለክትሪክ ዘመንጩ መሳርሒታት ከእቱ ምዃኑ ተፈሊጡ [...]
ሕ.ኢ.ዓ. ንኤርትራን ጂቡቲን ኣብ ዘዳውብ ወደባት ሓድሽ ወተሃደራዊ መዓስከር ትሃንጽ

ሕ.ኢ.ዓ. ንኤርትራን ጂቡቲን ኣብ ዘዳውብ ወደባት ሓድሽ ወተሃደራዊ መዓስከር ትሃንጽ

Radio Erena: 30 April 2017 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ንኤርትራን ጂቡቲን ኣብ ዘዳውብ ወደባት ሓድሽ ወተሃደራዊ መዓስከር ትሃንጽ ከምዘላ ተገሊጹ። ማዕከን ዜና ኩወይት ታይምስ ብ29 ሚያዝያ ንኣመሪካውያን ወተሃደራዊ ምንጭታቱ ብም [...]
‘’ሓለዋ ከተማ ጁባ ክቕጽል’ዩ’’ ኣዘዝቲ ሰራዊት ደቡብ ሱዳን

‘’ሓለዋ ከተማ ጁባ ክቕጽል’ዩ’’ ኣዘዝቲ ሰራዊት ደቡብ ሱዳን

Radio Erena: 30 April 2017 ቅልውላው ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ዕልዋ መንግስቲ ክካየድ’ዩ ተባሂሉ ንተላበዐ ወረ ክሳብ ዝጻረይ፣ ሰራዊት መንግስቲ ንጎደናታት ከተማ ጁባ ዝገብሮ ዘሎ ከቢድ ሓለዋ ክቕጽል ምዃኑ ኣ [...]
ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ዝተኣኻኸቡ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንሓድሕዶም ብዘካየድዎ ባእሲ ብውሕዱ 11 ሰባት ቆሲሎም

ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ዝተኣኻኸቡ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንሓድሕዶም ብዘካየድዎ ባእሲ ብውሕዱ 11 ሰባት ቆሲሎም

Radio Erena; 28 April 2017 ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ወደባዊት ከተማ ካሌ ዝተኣኻኸቡ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝርከቦውም ስደተኛታት ንሓድሕዶም ብዘካየድዎ ባእሲ ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝቖሰሉ ፖሊስ ፈረንሳ ሓቢሩ። ሓ [...]
ናይ ብሪጣንያ ኩባንያ ዕደና፣ ኣብ ሃይኮታ ኩዕታ ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ

ናይ ብሪጣንያ ኩባንያ ዕደና፣ ኣብ ሃይኮታ ኩዕታ ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 28 April 2017 ኣብ ኤርትራ ናይ ዕደና ፍቓድ ዝረኸበ ናይ ብሪጣንያ ኩባንያ ኦርታክ፣ ኣብ ከባቢ ሃይኮታ ኩዕታ ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ። ኣንድያሞ ምስ ዝተባህለ ካልእ ናይ ብሪጣንያ ኩባንያ ብሕብረት ዝሰርሕ ዘሎ [...]
ጅቡትን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ወትሃደራውን ጸጥታውን ጉዳያት ስምምዕ ይኽትማ

ጅቡትን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ወትሃደራውን ጸጥታውን ጉዳያት ስምምዕ ይኽትማ

Radio Erena: 28 April 2017 ጅቡትን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ወትሃደራውን ጸጥታውን ጉዳያት ብሓባር ክሰርሓ ዘኽእለን ሓያሎ ስምምዓት ከቲመን። እዘን ሃገራት ነዚ ስምምዕ ዝኸተማ፣ ብሚኒስተር ምክልኻል ጅቡቲ ዓሊ ሓሰን ባሕዱን ዝም [...]
ሱዳን፣ ብጉዳይ ምድግጋፍ ምስ ተቓወምቲ ንመንግስቲ ደቡብ ሱዳን ኣጠንቒቓ

ሱዳን፣ ብጉዳይ ምድግጋፍ ምስ ተቓወምቲ ንመንግስቲ ደቡብ ሱዳን ኣጠንቒቓ

Radio Erena: 27 April 2017 መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ንዝተፈላለዩ ዕጡቓት ተቓወምቲ ሱዳን ይድግፍ ኣሎ ክብል መንግስቲ እታ ሃገር ወቒሱ። መንግስቲ ሱዳን ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ መንግስቲ ጁባ ብፍላይ ከኣ ፕረ [...]
ታንዛንያ፣ ንዳይረክተር ፕሮግራም ልምዓት ሕቡራት ሃገራት ሰጉጓ

ታንዛንያ፣ ንዳይረክተር ፕሮግራም ልምዓት ሕቡራት ሃገራት ሰጉጓ

Radio Erena: 27 April 2017 መንግስቲ ታንዛንያ፣ ኣብ ሃገር ዳይረክተር ፕሮግራም ልምዓት (UNDP) ኮይና ክትሰርሕ ንዝጸንሐት ላዕለወቲ በዓልቲ ስልጣን ሕቡራት ሃገራት ሰጕጉ። እቲ መንግስቲ፣ ብ25 ሚያዝያ ኣብ ዘውጽኦ መግ [...]
ኤርትራ፣ ንሰሜን ኮርያ ጥራይ በሊጻ፣ ዝተሓተ ናጽነት ፕረስ ዘለዋ ሃገር ተባሂላ

ኤርትራ፣ ንሰሜን ኮርያ ጥራይ በሊጻ፣ ዝተሓተ ናጽነት ፕረስ ዘለዋ ሃገር ተባሂላ

Radio Erena: 26 April 2017 ኤርትራ፣ ካብ 180 ሃገራት ዝተሓተ ናጽነት ፕረስ ዘለዋ ካልኣይቲ ሃገር ተባሂላ። ኣብ ፓሪስ ዝመደበሩ ኣህጉራዊ ትካል ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ ብ26 ሚያዝያ ኣብ ዝዘርግሖ ናይ 2017 ሓድሽ ኩነታት [...]
1 687 688 689 690 691 989 6890 / 9885