1 594 595 596 597 598 994 5960 / 9931
ስደት ብማእከላይ ባሕሪ ብኣስታት ፍርቂ ይጎድል፣ ብዝሒ ኤርትራውያን ግና ይዛይድ

ስደት ብማእከላይ ባሕሪ ብኣስታት ፍርቂ ይጎድል፣ ብዝሒ ኤርትራውያን ግና ይዛይድ

Radio Erena: 21 May 2018 ኣብዘን ዝሓለፋ ኣርባዕተ ኣውራሕ ብማእከላይ ባሕሪ ኣቢሎም ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ናይ ዝወሓዙ ብዝሒ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ኣስታት 26 ሽሕ ምንባሩ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት -IOM ኣ [...]
ቀ/ ሚ ኢትዮጵያ፣ ካብ ኣፍሪቃ ወጻኢ ፈላሚ ዑደቱ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣካይዱ

ቀ/ ሚ ኢትዮጵያ፣ ካብ ኣፍሪቃ ወጻኢ ፈላሚ ዑደቱ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣካይዱ

Radio Erena: 21 May 2018 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብዩ ኣሕመድ፣ ንጉስ ሳልማን ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት ካብ ኣፍሪቃ ወጻኢ ፈላም ዑደቱ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣካይዱ። ንሱ ካብ 17 ክሳብ 19 ግንቦት ኣብታ ሃገር ኣ [...]
ፕረዚደንታት ሱዳንን ቱርክን ዝምድንኦም ንምሕያል ተወሳኺ ስምምዓት ይኽትሙ

ፕረዚደንታት ሱዳንን ቱርክን ዝምድንኦም ንምሕያል ተወሳኺ ስምምዓት ይኽትሙ

Radio Erena: 21 May 2018 ፕረዚደንታት ሱዳንን ቱርኪን፣ ዝምድናታት ሃገሮም ንምሕያል ዘኽእሎም ተወሳኺ ስምምዓት ከምዝኸተሙ ተሓቢሩ። ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ጎኒ ጎኒ'ቲ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ቱርኪ፣ ከተማ ኢስ [...]
ልዕሊ 1500 ኤርትራውያን ኣብ በርን ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም።

ልዕሊ 1500 ኤርትራውያን ኣብ በርን ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም።

Radio Erena: 20 May 2018 ኣብ ስዊዘርላንድ ዝርከቡ ልዕሊ 1500 ኤርትራውያን ኣብ በርን ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም። ኣብቲ ብዕለት 18 ግንቦት ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ሰልፈኛታት ነቲ መንግስቲ ስዊዘርላንድ ዝኽተሎ ዘሎ ኣተሓ [...]
ሕ.ኣፍሪቃን ኤ.ሕብረትን ንትሕተ ቅርጺ ብዝምልከት ናይ ክልተ መዓልታት ኣኼባ ኣካዪዶም

ሕ.ኣፍሪቃን ኤ.ሕብረትን ንትሕተ ቅርጺ ብዝምልከት ናይ ክልተ መዓልታት ኣኼባ ኣካዪዶም

Radio Erena: 20 May 2018 ሕብረት ኣፍሪቃን ኤውሮጳዊ ሕብረትን ንትሕተ ቅርጺ ብዝምልከት ናይ ክልተ መዓልታት ኣኼባ ኣካዪዶም። ኣብቲ ብሓሙስ 17 ግንቦት ዝጀመረ ኣኼባ ወከልቲ ክልቲኡ ሕብረታት ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ቤት ጽ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ በስገዳድ ተዓስኪሮም ዝጸንሑ 210 ትሕቲ ዕድመ ህጻናት ናብ ሰላማዊ መነባብሮኦም ተፋንዮም

ደቡብ ሱዳን፣ በስገዳድ ተዓስኪሮም ዝጸንሑ 210 ትሕቲ ዕድመ ህጻናት ናብ ሰላማዊ መነባብሮኦም ተፋንዮም

Radio Erena: 20 May 2018 ኣብ ደቡብ ሱዳን በስገዳድ ተዓስኪሮም ዝጸንሑ 210 ትሕቲ ዕድመ ህጻናት ናብ ሰላማዊ መነባብሮኦም ከምዝተፋነዉ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። እቶም ብዓርቢ 18 ግንቦት ዝተፋነዉ ትሕቲ ዕድመ ህጻናት፣ [...]
ሱዳን፣ ካብ ቻይና ነፈርቲ ውግእ ትሽምት

ሱዳን፣ ካብ ቻይና ነፈርቲ ውግእ ትሽምት

Radio Erena: 18 May 2018 ሱዳን፣ ሽዱሽተ ነፈርቲ ውግእ ካብ ቻይና ከምዝሸመተት ወትሃደራውያን ምንጭታት ሱዳንን ቻይናን ኣፍሊጦም። እተን FTC-2000 ዝዓይነተን ነፈርቲ ውግእ ብ16 ግንቦት ካርቱም ኣብ ዝኣተዋሉ፣ ኣዛዚ ሓ [...]
ኢትዮጵያ፣ ህንዳዊ ኣካያዲ ስራሕ ናይ ወጻኢ ኩባንያን ክልተ ኢትዮጵያውያን መሳርሕቱን መንነቶም ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ተቐቲሎም

ኢትዮጵያ፣ ህንዳዊ ኣካያዲ ስራሕ ናይ ወጻኢ ኩባንያን ክልተ ኢትዮጵያውያን መሳርሕቱን መንነቶም ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ተቐቲሎም

Radio Erena: 18 May 2018 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ህንዳዊ ኣካያዲ ስራሕ ዳንጎት ዝተባህለ ብኩባንያ ናይጀርያ እትውነን ፋብሪካ ሰሜንቶ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ከምዝተቐትለ ምንጭታት ዜና ኣረጋጊጾም። እቲ ዲፕ ካራማ ዝተባህለ ህ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ተወሰኽቲ 150 ወትሃደራት ዓቃብ ሰላም ክዋፈሩ

ደቡብ ሱዳን፣ ተወሰኽቲ 150 ወትሃደራት ዓቃብ ሰላም ክዋፈሩ

Radio Erena: 18 May 2018 ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዞባ ዩኒቲ ተወሰኽቲ 150 ወትሃደራት ዓቃብ ሰላም ከዋፍር ምዃኑ ገሊጹ። እዚ ኣህጉራዊ ውድብ ነዚ ዘፍለጠ፣ መስርሕ ሰላም ደቡብ ሱዳን ዳግም ንምብርባሩ፣ ሚኒስተራ [...]
ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ ኤርትራውያን ናብ ኒጀር ግዒዞም

ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ ኤርትራውያን ናብ ኒጀር ግዒዞም

Radio Erena: 17 May 2018 ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኵነታት ዝጸንሑ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝኾኑ 132 ስደተኛታት ናብ ኒጀር ከምዝገዓዙ፣ ወኪል ላዕለዋይ ኮሚሽኝ ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት - UNHCR ኣፍሊጡ [...]
1 594 595 596 597 598 994 5960 / 9931