1 596 597 598 599 600 991 5980 / 9909
ቻይና፣ ንክልተ ነፈርቲ ኲናት ኣመሪካ ኣውዲቓ ንዝብል ክሲ ነጺጋቶ

ቻይና፣ ንክልተ ነፈርቲ ኲናት ኣመሪካ ኣውዲቓ ንዝብል ክሲ ነጺጋቶ

Radio Erena: 06 May 2018 ኣብ ጂቡቲ ኣብ ልዕሊ ነፈርቲ ኲናት ኣመሪካ ዘጋጠመ ክልተ ሓደጋታት፣ ቻይና ብዝዘርገሓቶ ናይ ጨረርታ ብርሃን’ዩ ተባሂሉ ንዝወጸ ክሲ፣ መንግስቲ ቻይና ናይ ኣሉታ መልሲ ሂቡሉ። ወሃብ ቃል ሚኒስትሪ ጉ [...]
3 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ

3 ግንቦት ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ

Radio Erena: 04 May 2018 ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ' ትማሊ 3 ግንቦት ብደረጃ ዓለም ተዘኪሩ። ናይዚ ዓመት'ዚ ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ፣ ኤርትራ ዝበኣሰ ኩነታት ናጽነት ፕረስ ካብ ዘለወን ሃገራት ተባሂላ ንሰሜን ኮር [...]
ሱዳን፣ ኣብ የመን ዝርከብ ሰራዊታ ንምስሓብ ትወላወል

ሱዳን፣ ኣብ የመን ዝርከብ ሰራዊታ ንምስሓብ ትወላወል

Radio Erena: 04 May 2018 ሱዳን፣ ኣብ የመን ዝርከብ ሰራዊታ ክትስሕብ ዶ? ኣይፋል? ኣብ ዝብል ነጥቢ መጽናዕቲ ተካይድ ከምዘላ ሚኒስትሪ ምክልኻል እታ ሃገር ዓሊ ሳልም ገሊጹ። ንሱ ንኣባላት ፓርላማ ሱዳን ኣብ ዝሃቦ መግለጺ [...]
ኔቭሰን፣ ኣብዘን ኣርባዕተ ኣዋርሕ፣  ካብ ቢሻ 71.6 ሚልዮን ፓውንድ ሓጺን ኣፍርዩ

ኔቭሰን፣ ኣብዘን ኣርባዕተ ኣዋርሕ፣ ካብ ቢሻ 71.6 ሚልዮን ፓውንድ ሓጺን ኣፍርዩ

Radio Erena: 03 May 2018 ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ዕደና፣ ኣብዘን ዝሓለፋ ኣርባዕተ ኣዋርሕ፣ 71.6 ሚልዮን ፓውንድ ሓጺን 8.9 ሚልዮን ፓውንድ ከኣ ነሓስ ከምዘፍረየ ብ1 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ ወ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ብርኪ ንምውናን መደብ ከምዘለዋ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ብርኪ ንምውናን መደብ ከምዘለዋ ተገሊጹ

Radio Erena: 03 May 2018 ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ብርኪ ንምውናን መደብ ከምዘለዋ ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ ጅቡቲ ናይ ሰለስተ መዓልታት ወግዓዊ ምብጻሕ ዛዚሙ ካብታ ሃ [...]
ቀጠር፣ ወደብ ሱዋኪን ናይ ሱዳን ንምሕዳስ ብዝኣተወቶ መብጽዓ፣ ዝተፈላለየ መሳርሒታት ልኢኻ

ቀጠር፣ ወደብ ሱዋኪን ናይ ሱዳን ንምሕዳስ ብዝኣተወቶ መብጽዓ፣ ዝተፈላለየ መሳርሒታት ልኢኻ

Radio Erena: 03 May 2018 ቀጠር ንወደብ ስዋኪን ናይ ሱዳን ንምብርባሩ ብዝኣተወቶ መብጽዓ መሰረት፣ ናይ መጽዓንን መራገፍን መሳርሒታት ወይ ክሬይን ዝርከቦ ናውቲ ወደብ ከምዝልኣኸት ኣፍሊጣ። እቲ ዝሓለፈ ሰሙን ናብ ሱዳን ዝኣተ [...]
ሱዳን ሰራዊታ ካብ የመን ክትስሕብ ኣባላት ባይቶ እታ ሃገር ሓቲቶም

ሱዳን ሰራዊታ ካብ የመን ክትስሕብ ኣባላት ባይቶ እታ ሃገር ሓቲቶም

Radio Erena: 02 May 2018 መንግስቲ ሱዳን ኣብ የመን ኣዋፊርዎ ዘሎ ሰራዊት ብዝቀልጠፈ ክስሕብ ኣባላት ፓርላማ እታ ሃገር ሓቲቶም። እቶም ወከልቲ ናጻ ሰልፍታት ዝኾኑ ኣባላት ፓርላማ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ዝዘርግሕዎ መግለጺ [...]
ፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ናብ ሕ/ኢ ዓረብ በጺሑ

ፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ናብ ሕ/ኢ ዓረብ በጺሑ

Radio Erena: 02 May 2018 ፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ዓብድወሊ መሓመድ ዓሊ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ናይ ኣርባዕተ መዓልታት ምብጻሕ ፈጺሙ። ንሱ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝጸንሐሉ፣ ዱባይ ኣብ ወደብ ቦሳሶ ክትገብሮ እት [...]
ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን  ከምርሕ’ዩ

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ከምርሕ’ዩ

Radio Erena: 2 May 2018 ኣብ ጅቡቲ ናይ ክልተ መዓልታት ምብጻሕ ዘካየደ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ ሱዳን'ውን ተመሳሳሊ ምብጻሕ ንምክያድ ጽባሕ ሮቡዕ 2 ግንቦት ናብ ካርቱም ክኣቱ ምዃኑ ኣገልግሎ [...]
ባሕቲ ግንቦት፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ይዝከር

ባሕቲ ግንቦት፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ይዝከር

Radio Erena: 01 May 2018 ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ሎሚ ሰሉስ 1 ግንቦት ብደረጃ ዓለም ይዝከር ኣሎ። ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፣ ኣብ ከም በዓል ኤርትራ፣ ኩባን ሰሜን ኮርያን ዝኣመሰላ ሃገራት ብሰልፍን ካልእ ንጥፈ [...]
1 596 597 598 599 600 991 5980 / 9909