1 595 596 597 598 599 994 5970 / 9931
ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ናይ ወጻኢ ባንክ ሕሳብ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ክፍተሽ ምዃኑ ኣፍሊጡ

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ናይ ወጻኢ ባንክ ሕሳብ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ክፍተሽ ምዃኑ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 17 May 2018 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ዶክተር ወርቅነ ገበየሁ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ቀጠር ምብጻሕ ከምዝፈጸመ ማዕከን ዜና ቀጠር፣ ዘ ፔኑንሱላ ሓቢሩ። እቲ ሚኒስተር፣ ካብ ቀዳማ [...]
ግብጺ፣ 330 እሱራት ብምሕረትፕረዚደንት ተፈቲሖም

ግብጺ፣ 330 እሱራት ብምሕረትፕረዚደንት ተፈቲሖም

Radio Erena: 17 May 2018 ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ፣ ናዕብን ሰለማዊ ሰልፍን ወዲብኩምን ተሳቲፍኩም ተባሂሎም ተኣስሮም ንዝጸንሑ 330 ዜጋታት እታ ሃገር ብምሕረት ክፍትሑ ከምዝኣዘዘ ማዕከናት ዜና ካብ ካይሮ ሓቢ [...]
ኤርትራ፣ ኣቦ መንበር ኮሚተ እገዳ ናብ ኣስመራ ንምብጻሕ ዘቕረቦ ሕቶ ነጺጋ

ኤርትራ፣ ኣቦ መንበር ኮሚተ እገዳ ናብ ኣስመራ ንምብጻሕ ዘቕረቦ ሕቶ ነጺጋ

Radio Erena: 16 May 2018 ኣቦ መንበር ኮሚተ እገዳ ሶማልን ኤርትራን ካይራት ኢማሮቭ፣ ናብ ኤርትራ ንምብጻሕ ዘቕረቦ ሕቶ መንግስቲ ኤርትራ ከምዝነጸጎ ዲፕሎማስያውይን ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ካዛኪስታናዊ ዲፕሎማሰኛ፣ ኣቐዲሙ [...]
ሱዳንን ቀጠርን ኣብ ትግባረ ምስፋሕ ወደብ ስዋኪን ዘትየን

ሱዳንን ቀጠርን ኣብ ትግባረ ምስፋሕ ወደብ ስዋኪን ዘትየን

Radio Erena: 16 May 2018 ሱዳንን ቀጠርን ኣብ ትግባረ ናይቲ ድሮ ክህነጽ ጀሚሩ ዘሎ ምስፋሕ ወደብ ስዋኪን ከምዝዘተያ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ። ሚኒስተር መጓዓዝያ ሱዳን ማካዊ መሓመድ ዓዋድ ምስ ቀጠራዊ መዘንኡ ጃሲም ሳይፍ፣ ኣ [...]
ጅቡቲ፣ ሰራዊት ቻይና ጽዑቕ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይድ

ጅቡቲ፣ ሰራዊት ቻይና ጽዑቕ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይድ

Radio Erena: 16 May 2018 ኣብ ጅቡቲ ዓድኪሩ ዝርከብ ሰራዊት ቻይና ወትሃደራዊ ልምምድ ከምዘካየደ ተሓቢሩ። እቲ ብ12 ግንቦት ከምዝተኻየደ ዝተሓበረ ጽዑቕ ወትሃደራዊ ልምምድ፣ 40 ዲግሪ ሰንትግሬድ ኣብ ዝበጽሕ ሙቐትን ኣጻእ [...]
ፕረዚደንት ሱዳን፣ ናይ ኣባላት ካቢነ ሚኒስተራት ምቅይያር ኣካይዱ

ፕረዚደንት ሱዳን፣ ናይ ኣባላት ካቢነ ሚኒስተራት ምቅይያር ኣካይዱ

Radio Erena: 15 May 2018 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ናይ ኣባላት ካቢነ ሚኒስተራቱ ምቅይያር ከምዝገበረ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ፕረዚደንት፣ በብእዋኑ ንላዕለዎት ሰበ ስልጣናቱ ክኣሊ እኳ እንተ [...]
ፕረዚደንት ሶማል ኣብ ቀጠር ምብጻሕ የካይድ

ፕረዚደንት ሶማል ኣብ ቀጠር ምብጻሕ የካይድ

Radio Erena: 15 May 2018 ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ኣብ ቀጠር ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ከምዘካየደ ማዕከን ዜና ጋልፍ ታይምስ ሓቢሩ። እቲ ፕረዚደንት ኣብ ቀጠር ኣብ ዝጸንሓለን ክልተ መዓልታት ምስ ኣሚር [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ሰራዊታ ናብ ደሴት ሶኮትራ ናይ የመን ተዋፍር

ስዑዲ ዓረብ፣ ሰራዊታ ናብ ደሴት ሶኮትራ ናይ የመን ተዋፍር

Radio Erena: 15 May 2018 ስዑዲ ዓረብ፣ ሰራዊታ ናብታ ንቀይሕ ባሕርን ህንዳዊ ውቅያኖስን እተራኽብ ስትራቴጅያዊት ደሴት ሶኮትራ ከምዘዋፈረት ኣፈኛ ናይቲ ናይ ሃገራት ዓረብ ናይ ልፍንቲ ሰራዊት ቱርኪ ኣል ማሊክ ሓቢሩ። ስዑዲ [...]
ቀጠር፣ ብዛዕባ መግለጺ መንግስቲ ኤርትራ መብርሂ ክህብ ንኣምባሳደር ኤርትራ ሓቲታ

ቀጠር፣ ብዛዕባ መግለጺ መንግስቲ ኤርትራ መብርሂ ክህብ ንኣምባሳደር ኤርትራ ሓቲታ

 Radio Erena: 14 May 2018 ኣምባሳደር ኤርትራ ኣቶ ዓሊ ኢብራሂም መሓመድ፣ ምስ ኣፈኛ ቤት ምኽሪ ቀጠር ቢን ዓብዱላ ዛይድ ኣልማሕሙድ ተራኺቡ ብዛዕባ ህልዉ ኩነታት ዝምድና ክልትኤን ሃገራትን ካልእ ጉዳያትን ብዝምልከት ተዘራ [...]
የመን፣ ናይ ቱርኪ መርከብ መጥቃዕቲ ወሪዱዋ

የመን፣ ናይ ቱርኪ መርከብ መጥቃዕቲ ወሪዱዋ

Radio Erena: 14 May 2018 ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ሑቲ ናብ ዝቖጻጸሮ ወደብ ናይ የመን እተቕንዕ ዝነበረት ናይ ቱርኪ መርከብ፣ መጥቃዕቲ ከምዝወረዳ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ዜና ሓቢሮም። እታ ካብ ወደብ ሖዴዳ ንሰሜን ኣብ እትርከብ ን [...]
1 595 596 597 598 599 994 5970 / 9931