Category: News
ኤርትራዊ ኣትሌት ፔትሮ ማሙ፡ ኣብ ፖላንድ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ማራቶን ፖዝናን፡ ክብረ ወሰን ብምስባር ተዓዊቱ
Radio Erena: Tuesday 24 October 2023
ኤርትራዊ ኣትሌት ፔትሮ ማሙ፡ ትማሊ ሰንበት 22 ጥቅምቲ 2023 ኣብ ፖላንድ ኣብ ዝተኻየደ መበል 22 ቅድድም ማራቶን ፖዝናን፡ ክብረ ወሰን ናይ'ቲ መወዳደሪ ቦታ ብምስ [...]
ንመራሕቲ ኣል-ሸባብ ዝጠቖመ 10 ሚልዮን ዶላር ሞቕሽሽ ተሰሊዑ
Radio Erena: Monday 23 October 2023
ንኣዝዮም ተደለይቲ መራሕቲ ሶማላዊ ጉጅለ ዕጡቕ ኣል-ሸባብ ኣሕመድ ዲርየ: ማሃድ ካራተ: ጀሃድ ሙስጠፍን ኣቡበከር ዓሊ ኣዳን ዝጠቆመን ኣበይ ከምዘለዉን ዝሓበረን ንነፍሲወ [...]
ኣፍሪቃ: ሓድሽ ዝለዓለ ናይ ክለባት ኩዑሶ እግሪ ግጥም ጀሚሩ
Radio Erena: Monday 23 October 2023
ኣብ ኣፍሪቃ ብዓይነቱ ሓድሽ ዝኾን ኣብ መንጎ ዓበይቲ ናይ ሃገራት ክዑሶ እግሪ ክለባት ዝካየድ ግጥም ዝሓለፈ ዓርቢ ጀሚሩ::
እዚ African Football Leagu [...]
ብርጌድ ንሓመዱ፣ ውዳቤታቱ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራትን ከተማታትን የሓይል
Radio Erena: Monday 23 October 2023
ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ኣንጻር 'ቲ ንኤርትራ ዘመሓድር ዘሎ ስርዓት ዝተፈላለያ ናይ ተቓውሞ ውድባትን ህዝባዊ ምልዕዓላትን ምንቅስቓሳትን ተራእዩ እዩ::
ካብቲ ኣብ ወጻኢ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት – ብዮናታን ሃብተ
Radio Erena: Sunday, 22 October 2023
Radio Erena · ሰንበት 22 ጥቅምቲ 2023
[...]
ሽልማት ሳካሮቭ ንናጽነት ኣተሓሳስባ፣ ንማህሳ ኣሚኒ ተዓዲሉ
Radio Erena: Friday,20 October 2023
ሕብረት ኤውሮጳ ዓመታዊ ሽልማት ሳካሮቭ ንናጽነት ኣተሓሳስባ፣ ነታ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ፖሊስ ዝሞተት ኢራናዊት ጓል ኣንስተይቲ ማህሳ ኣሚኒን ኣብ ኢራን ንዝነበ [...]
ኣመሪካ፣ ፈጣን ሓይልታት ደብዳብ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ደው ከብል ጸዊዓ
Radio Erena: Friday,20 October 2023
ብጀነራል ሓምዳን ዶጋሎ ዝምራሕ ፈጣን ሓይልታት ኣብ ደቡብ ዳርፉርን ኦምዱርማንን ደብዳብ ከምዘሐየለ ዝገልጽ ጸብጻባት ኣሜሪካ ኣዝዩ ከምዘሻቐላ ወሃቢ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት [...]
ሱዳን፣ ቁጽሪ ብጥሜት ዝሞቱ ይውስኽ
Radio Erena: Friday,20 October 2023
ኣብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ብጀነራል ኣልቡርሃን ዝምራሕ ሰራዊት መንግስቲን ብጀነራል ሓምዳን ዶጋሎ ዝምራሕ ፈጣን ሓይልታትን ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ኵናት፣ ቁጽሪ ብጥሜት ዝሞታ ስድ [...]
ኢትዮጵያ፣ ውህሉል ዕዳኣ ትኸፍለሉ ግዜ ክናዋሕ ሓቲታ
Radio Erena: 19 October 2023
ኢትዮጵያ፣ በብእዋኑ ዝተኣከበ ውህሉል ናይ ወጻኢ ዕዳ፣ ትኸፍለሉ ግዜ ክናዋሓላ ከምዝሓተተ ተገሊጹ።
እታ ሃገር ነዚ ሕቶ ተቕርብ ዘላ፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ፣ ብመሪሕነት ባ [...]
ጃፓን፣ ኣብ ፍሉይ ስርሒት ዝዋፈራ ነፈርቲ ናብ ጂቡቲ ልኢኻ
Radio Erena: 19 October 2023
ጃፓና፣ ኣብ ፍሉይ ስርሒት ዝዋፈራ ሰለስተ ነፈርቲ ናብ ጂቡቲ ከምዘዋፈረት ወትሃድራውያን ምንጭታት ሓቢሮም።
እተን C-2 ዝዓይነተን፣ ኣብ ምክልኻል፣ መጥቃዕትን መጓዓዝያን ዝነጥ [...]