Category: News
ቁጽሪ ተመዛበልቲ ሰባት ፣ ብደረጃ ዓለም 114 ሚልዮን በጺሑ
Radio Erena: Friday 27 October 2023
ኣብ መላእ ዓለም ቁጽሪ ካብ መንበሪኦም ብግዴታ ተመዛቢሎም ዝነብሩ ሰባት ልዕሊ 114 ሚልዮን ከምዝኾነ ሕቡራት ሃገራት ትማሊ ብረቡዕ 25 ጥቅምቲ ኣፍሊጡ።
እዚ ድማ [...]
‘ኢትዮጵያ ብወራር ከተተግብሮ ትደሊ መደብ የብላን’ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ
Radio Erena: Thursday, 26 October 2023
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብያ ኣሕመድ፣ ኣብቲ ብምኽንያት መበል 116 ዓመት ምምስራት ምክልኻል ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ሎሚ ሓሙስ 26 ጥቅምቲ 2023 ኣብ መስቀል ኣ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ናይ ንግዲ ቦታ ብዘጋጠመ ባርዕ፣ ኤርትራዊ ወይ ኢትይጵያዊ ምዃኑ ዛጊት ዘይተነጸረ ነጋዳይ ምስ ወዱ ሞይቶም
Radio Erena: Thursday, 26 October 2023
ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ዞባ ጆንጎሊ፣ ከተማ ቦር ኣብ ዝርከብ ዕሙር ናይ ንግዲ ከባቢ ማሮል፣ ብዘጋጠመ ባርዕ፣ ኤርትራዊ ወይ ኢትይጵያዊ ምዃኑ ዛጊት ዘይተነጸረ ነጋዳይ ም [...]
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኬንያ፣ መንግስቲ ናብ ሄይቲ ሰራዊት ከይልእኽ ዘሕለፎ እገዳ ኣናሂሑ
Radio Erena: Thursday, 26 October 2023
መንግስቲ ኬንያ፣ ኣብ ሄይቲ እናገነነ ንዝመጽእ ዘሎ ፋሉልነት ንምርግጋእ ኣብ ዝዋጻእ ኣህጉራዊ ሓይሊ ዝዋፈር ልዕሊ ሓደ ሽሕ ሰራዊት ንምልኣኽ ዘሕለፎ ውሳኔ፣ ብላዕለ [...]
ኤርትራ፣ ብማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ዝደጋገም ዘሎ ጎስጓስ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ፣ ኣብ ህዝቢ ሻቕሎት ይፈጥር
Radio Erena: Thursday, 26 October 2023
ብወገን ኢትዮጵያ ዝደጋገምን ብጹዑቕ ጎስጓስ ዝካየደሉን ዘሎ ዋንነት ኣፍደገ ባሕሪ፣ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ሻቕሎት ፈጢሩ ምህላዉ ምንጭታት ኤረና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።
[...]
ኣብ ቃዛ እናበኣሰ ዝኸይድ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ንደቂ ኣንስትዮ ብዝያዳ ግዳያት ይገብር
Radio Erena: Wednesday, 25 October 2023
ብቀዳም 7 ጥቅምቲ ንግሆ ኣብ ወሽመጥ ቃዛ ዝመደበሩ ፍልስጤማዊ ዕጡቕ ጉጅለ ሓማስ ብመሬት ባሕርን ሰማይን ኣብ ልዕሊ እስራኤል ሃንደበታዊ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ብም [...]
ናብ ዓዲ እንግሊዝ ዝተሰዱ ሱዳናውያን፡ ዝተዋህቦም ናይ ሽዱሽተ ወርሒ ቪዛ መዓልቱ ስለ ዘእከለ ኣብ ሻቕሎት ይርከቡ
Radio Erena: Wednesday, 25 October 2023
ብሰንኪ ኲናት ናብ ዓዲ እንግሊዝ ዝተሰዱ ሱዳናውያን፡ ዝተዋህቦም ናይ ሽዱሽተ ወርሒ ቪዛ ክውዳእ ኣብ ዝጅምረሉ ዘሎ እዋን፡ ኣብ ስግኣት ከም ዝርከቡ ዘጋርድያን ሓቢ [...]
‘ጉዳይ ሱዳን ክፍታሕ፣ ኣብ ሞንጎ ሱዳናውያን ሓድነት ክህሉ ይግባእ’ ዓብደላ ሓምዶክ
Radio Erena: Wednesday, 25 October 2023
ቀዳማይ ሚኒስተር ነበር ዓብደላ ሓምዶክ፣ ኣብታ ሃገር ዝቕጽል ዘሎ ግጭት ነባሪ ፍታሕ ንምርካብ፣ ኣብ መንጎ ሱዳናውያን ሓድነት ክህሉ ጸዊዑ ክትብል ሱዳን ትሪቡን ገ [...]
ርዋንዳ፣ ናብ ህዝቢ ቃዛ፣ ህጹጽ ሓገዛት ልኢኻ
Radio Erena: Tuesday 24 October 2023
መንግስቲ ርዋንዳ፣ ኣብ መንጎ እስራኤልን ሓማስን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ግዳይ ኮይኑ ንዘሎ ህዝቢ ቓዛ ንምሕጋዝ ዝውዕል፣ 16 ቶን ዝግመት ረዲኤት ልኢኹ።
እቲ መብ [...]
ሱዳን፣ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ካብ ካርቱም ናብ ፖርት ሱዳን ይግዕዙ
Radio Erena: Tuesday 24 October 2023
ሱዳን፣ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ካብ ካርቱም ናብ ፖርት ሱዳን ይግዕዙ
ኣብ መንጎ ሰራዊት ሱዳንን ፈጣን ሓይልታትን ዝቕጽል ዘሎ ግጭት፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ዳግም እ [...]