Category: News

1 94 95 96 97 98 969 960 / 9681
መራሕቲ ግብጽን ደቡብ ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ተመያይጦም

መራሕቲ ግብጽን ደቡብ ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ተመያይጦም

Radio Erena: Tuesday, 07 November 2023 ኣብ ግብጺ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዘካይድ ዘሎ ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳል ቫኪር ሚያርዲት፣ ምስ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ብምርኻብ፣ ኣብ ህሉው ኩነታት [...]
ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ግጭታት ዳግም ተጎሃሂሩ

ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ግጭታት ዳግም ተጎሃሂሩ

Radio Erena: Tuesday, 07 November 2023 ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ብተዛማዲ ተረጋጊኡ ኣብ ዝጸንሐ ብዙሕ ከባቢታት ዳግም ግጭት ከምዝተጎሃሃረ ይግለጽ ኣሎ። ብፍላይ ኣብ ዞባታት ሰሜን ሸዋን ምዕራብ ጎጃምን፣ [...]
ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ተወሳኺ መጥቃዕቲ ክፍጽም ምዃኑ የጠንቅቕ

ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ተወሳኺ መጥቃዕቲ ክፍጽም ምዃኑ የጠንቅቕ

Radio Erena: Tuesday, 07 November 2023 ብኢራን ከምዝድገፍ ዝንገረሉ ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ናይ ሮኬትን ድሮናትን መጥቃዕቲ ከካይድ ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ። እቲ ብእምነት ምስልምና ሺዓ ዝም [...]
ምስሓብ ሃገራዊት ጋንታ ኩዑሶ እግሪ ኤርትራ፣ ብሰንኪ ዋሕዲ ባጀት ዶ ስግኣት ህድማ?

ምስሓብ ሃገራዊት ጋንታ ኩዑሶ እግሪ ኤርትራ፣ ብሰንኪ ዋሕዲ ባጀት ዶ ስግኣት ህድማ?

Radio Erena: Monday, 06 November 2023 ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኣብ ከተማ ከረን ዝተፈላለየ ንጥፈታት ስፖርት ኣካይዱ ኔሩ:: ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፣ ኣብቲ ዝበዝሕ እዋን ኣብ [...]
መደብ ሸኾርተት – ሰንበት 05 ሕዳር 2023

መደብ ሸኾርተት – ሰንበት 05 ሕዳር 2023

Radio Erena: Sunday, 05 November 2023 Radio Erena · ሰንበት 05 ሕዳር 2023   [...]
ሶማል፣ 100 ሚልዮን ዶላር ልቓሕ ንምርካብ ምስ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ትዘራረብ

ሶማል፣ 100 ሚልዮን ዶላር ልቓሕ ንምርካብ ምስ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ትዘራረብ

Radio Erena: Friday, 03 November 2023 መንግስቲ ሶማል፣ ናይ 100 ሚልዮን ዶላር ምወላ ንምርካብ ምስ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ኣብ መባእታዊ ስምምዕ ከምዝተበጽሐ ተገሊጹ። ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ – [...]
ፊፋ፣ ንኤርትራ፡ ካብ ኣህጉራዊ መሳልል ደረጃታት ሃገራውያን ጋንታታ ገሊሉዋ

ፊፋ፣ ንኤርትራ፡ ካብ ኣህጉራዊ መሳልል ደረጃታት ሃገራውያን ጋንታታ ገሊሉዋ

Radio Erena: Friday, 03 November 2023 በብእዋኑ ንብቕዓት ኩዕሶ እግሪ ኣባል ሃገራት እናዓየረ ዕላዊ ዝገብር፡ ኣህጉራዊ ፈደረሽን ማሕበር ኩዕሶ እግሪ (ፊፋ)፡ ኣብ መወዳእታ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቕምቲ ኣብ ዝዘር [...]
ወደብ ጂቡቲ ብዝህቦ ኣገልግሎት ኣብ ኣፍሪቃ ምስ ቀዳሞት 10 ይስራዕ

ወደብ ጂቡቲ ብዝህቦ ኣገልግሎት ኣብ ኣፍሪቃ ምስ ቀዳሞት 10 ይስራዕ

Radio Erena:Thursday, 02 November 2023 ወደብ ጂቡቲ ብዝህቦ ኣገልግሎታት ኣብ ኣፍሪቃ ምስ ቀዳሞት 10 ከምዝስራዕ መርበብ ሓበሬታ ማሪን ሎጂስቲክስ ኣብ ጸብጻቡ ኣስፊሩ። ወደብ ጂቡቲ ምስ ከም በዓል ደ [...]
ሱዳን፣ ፈጣን ሓይልታት ንዞባ ዳርፉር ንምቑጽጻር ይግስግሱ

ሱዳን፣ ፈጣን ሓይልታት ንዞባ ዳርፉር ንምቑጽጻር ይግስግሱ

Radio Erena:Thursday, 02 November 2023 ኣብ ሱዳን ኣብ መንጎ ክልት ወትሃደራውያን ጉጅለታት ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት፣ ብጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ዝምርሑ ፈጣን ሓይልታት፣ ኣብ ዳርፉር ዓበይቲ ዓወታት ከምዝተጎና [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ታዕሊም ዝነበሩ ሶማላውያን ወትሃደርት ንሓድሕዶም ብዘካየድዎ ቶዅሲ ዝሞቱን ዝቖሰሉን ከምዘለዉ ተሓቢሩ

ኤርትራ፣ ኣብ ታዕሊም ዝነበሩ ሶማላውያን ወትሃደርት ንሓድሕዶም ብዘካየድዎ ቶዅሲ ዝሞቱን ዝቖሰሉን ከምዘለዉ ተሓቢሩ

Radio Erena:Thursday, 02 November 2023 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ከባቢታት ኣፋምቦን፣ ኣብ ታዕሊም ዝነበሩ ሶማላውያን ወትሃደራት ንሓድሕዶም ብዘካየድዎ ቶዅሲ ቁጽሮም ዘይተፈልጠ ከምዝሞቱን ከምዝቖሰሉን ምንጭታት ን [...]
1 94 95 96 97 98 969 960 / 9681