Category: News

1 74 75 76 77 78 968 760 / 9677
“ንሰላም ሶማልያ ክንዲ ኢትዮጵያ ዋጋ ዝኸፈለት ሃገር የላን” ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ

“ንሰላም ሶማልያ ክንዲ ኢትዮጵያ ዋጋ ዝኸፈለት ሃገር የላን” ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ

Radio Erena: Wednesday 07 , Feburary 2024 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ትማሊ ኣብ መበል 14 ስሩዕ ኣኼባ ሃገራዊ ባይቶ ብጉዳይ ሶማል ኣመልኪቱ ንኣባላት ባይቶ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፣ ኣብ መንጎ [...]
ሱዳን ሰሜን ዳርፉር ፣ መዓልታዊ 13 ህጻናት ይሞቱ

ሱዳን ሰሜን ዳርፉር ፣ መዓልታዊ 13 ህጻናት ይሞቱ

Radio Erena: Wednesday 07 , Feburary 2024 ኣብ ሱዳን ሰሜን ዳርፉር ኣብ ዝርከብ መዓስከር ተመዛበልቲ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ክልተ ሰዓት ብውሕዱ ሓደ ህጻን ይመውት። ብመሰረት ጸብጻብ ሓካይም ብዘይዶብ እቲ [...]
ጉጅለ ሓሙሽተ ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ሶማልን ጸጥታ እቲ ዞባን ዘትዩ

ጉጅለ ሓሙሽተ ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ሶማልን ጸጥታ እቲ ዞባን ዘትዩ

Radio Erena: Tuesday 06 , February 2024 ንሶማል፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ቀጠር፣ ቱርኪ፣ ኣመሪካን ብሪጣንያን ዝሓቖፈ ጉጅለ ሓሙሽተ ሃገራት፣ ኣብ ኣብ ጉዳይ ሶማልን ጸጥታ እቲ ዞባን ብምትኳር ዘትዩ። እቲ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ 10ታት ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ 10ታት ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

Radio Erena: Tuesday 06 , February 2024 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ዞባታት ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት 10ታት ሰባት ከምዝተቐትሉ መርበባት ዜና ገሊጸን። ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ጎጃም፣ ማራዊ ኣብ [...]
ፖሊስ ኡጋንዳ፣ ኤርትራውያን ኣብ ዝነብርሉ ከባቢታት ከተማ ካምፓላ 25 ሰባት ኣሲሮም

ፖሊስ ኡጋንዳ፣ ኤርትራውያን ኣብ ዝነብርሉ ከባቢታት ከተማ ካምፓላ 25 ሰባት ኣሲሮም

Radio Erena: Tuesday 06 , Feburary 2024 ፖሊስ ኡጋንዳ፣ ኤርትራውያን ብብዝሒ ኣብ ዝነብርሉ ከባቢታት ከተማ ካምፓላ ኣብ ዘካየድዎ ተፍትሽ፣ መንበሪ ፍቓድ ዘይጸንሖም ብውሕዱ 25 ሰባት ከምዝኣሰሩ ክፍሊ ኢምግሬሽን [...]
ከተማታት ሑቲ-የመን ተደብዲበን

ከተማታት ሑቲ-የመን ተደብዲበን

Radio Erena: Monday, 05 February 2024 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ብሪጣንያን ኣብ የመን ዕጡቓት ሑቲ ኣብ ዝቆጻጸርዎ ቦታ 36 ዒላማታት ብናይ ነፈርትን ሚሳይል መጥቃዕትን ከምዝተሃርመ ተገሊጽ:: እቲ [...]
ሆቴላት ኣስመራ ንኣጋይሸን መሕጸቢ ማይ ክቕርባ ይሽገራ

ሆቴላት ኣስመራ ንኣጋይሸን መሕጸቢ ማይ ክቕርባ ይሽገራ

Radio Erena: Monday, 05 February 2024 ሆቴላት ኤርትራ ብፍላይ ድማ ርእሰ-ከተማ ኣስመራ ንኣጋይሸን ዝኸውን ቀረብ መሕጸቢ ማይ ኣብ ምምላእ ይሽገራ ከምዘለዋ ዝተፈላለዩ ወጻእተኛታይ በጻሕቲ ኣብ ዘቕረብዎ መረ [...]
እስራኤል: ዛጊት 27 ኤርትራውያን ተቐቲሎም ኣለዉ

እስራኤል: ዛጊት 27 ኤርትራውያን ተቐቲሎም ኣለዉ

Radio Erena: Monday, 05 February 2024 ኣብ እስራኤል 23 ደቀንስትዮ ብመጻምድተንን ብጾተንን ክቕተላ እንከለዋ ካብ 2019 ንድሓር ጥራይ ድማ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ብደቂ ሃገሮም ተቐቲሎም ከምዘለዉ ተሓላቒት [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት

ሰንበት ምስ ሸኾርተት

Radio Erena: Sunday, 04 February 2024 Radio Erena · ሰንበት 04 ለካቲት 29024   [...]
ሱዳን፣ 8 ሚልዮን ሰባት ካብ ሱዳን ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ተሰዲዶም፡  ኢትዮጵያ ተወሳኺ ሰብኣዊ ሓገዛት ንስደተኛታት የድልያ

ሱዳን፣ 8 ሚልዮን ሰባት ካብ ሱዳን ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ተሰዲዶም፡ ኢትዮጵያ ተወሳኺ ሰብኣዊ ሓገዛት ንስደተኛታት የድልያ

Radio Erena: Friday,02 February 2024 ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ፊሊፖ ግራንዲ ትማሊ ረቡዕ ብዝሃቦ ሓበሬታ መሰረት ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዘሎ ኩናትን ግጭታትን ሃዲሞም ና [...]
1 74 75 76 77 78 968 760 / 9677