Category: News
ሶማልያ: ኣል-ሸባብ መዓስከር ኢማራት ኣጥቂዑ
Radio Erena: Monday, 12 February 2024
ብቀዳም 10 ለካቲት ዕጡቓት ሃይማኖታዊ ጉጅለ ኣል-ሸባብ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ መዓስከር ሕቡራት ኢማራት ዓረብ መጥቃዕቲ ኣካይዶም::
በቲ ኣብ ከተማ መቓድሾ ዝተገ [...]
ሰራዊት ኤርትራ: ብዝምታን ጭውያን ይኽሰስ
Radio Erena: Monday, 12 February 2024
ንገለ ክፋል ትግራይ ተቖጻጺሩ ዘሎ ሰራዊት ኤርትራ ብዝምታ ከብቲን ምጭዋይ ሰባትን ይኽሰስ ከምዘሎ ትካላት ረዲኤት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምርኩስ ብምግባር ማዕከን ዜና [...]
ኤርትራ: ዝተረስዑ ስንኩላን ኩናት ኣብ ከቢድ ናብራ
Radio Erena: Monday, 12 February 2024
ሃገራዊ ማሕበር ስንኩላን ኩናት ኤርትራ ብ9 ለካቲት ኣብ ከተማ ኣስመራ ዓመታዊ ጉባኤኡን ገምጋምን ኣካይዱ ኔሩ::
እቲ ማሕበር ኣባላቱ ኣብ ንጥፈታት ምፍራይ ደርሁ [...]
ሰንበት ምሽ ሸኾርተት
Radio Erena: Sunday, 11 February 2024
Radio Erena · ሰንበት ምስ ሸኾርተት
[...]
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብሰንኪ ዘሎ ጸጥታዊ ስግኣት ጂቡቲ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ አሐይላ
Radio Erena: Friday, 09 February 2024
ጅቡቲ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብሰንኪ ዘሎ ጸጥታዊ ስግኣት እናዓ በየ አብ ዝመጸሉ ዘሎ እዋን፤ሓለዋ ስትራተጂካዊ መስመራት ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ኣሐይላቶ ኣላ።
ኣዛዚ ሓለ [...]
ኤርትራ ምስ ሕብረት ኤውሮጳን ዩኒሴፍን ብምትሕብባር፡ ምኽንሻብን ትሕቲ ዕድመ መርዓን ደቂንስትዮን ንምውጋድ፡ ን2 ዓመት ዝጸንሕ ስምምዕ ፈሪማ
Radio Erena: Friday, 09 February 2024
ኤርትራ ምስ ሕብረት ኤውሮጳን ዩኒሴፍን ብምትሕብባር፡ ምኽንሻብን ትሕቲ ዕድመ መርዓን ደቂንስትዮን ንምውጋድ፡ ን2 ዓመት ዝጸንሕ ስምምዕ ብ19 ጥሪ 2024 ፈሪማ።
[...]
ሑቲ፣ ብቀይሕ ባሕሪ ንዝመላለሳ መራኽብ መጥቃዕታቱ ይቕጽል
Radio Erena: Thursday, 08 February
ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንዝመላለሳ መራኽብ ንምጥቃዕ ዝጀመሮ ወፍሪ ከምዝቐጸሎ ኣፍሊጡ።
ንዝበዝሐ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ናይ የመን ተቖጻጺሩ ዝርከብ ሑቱ፣ ኣመሪካን [...]
ዶብ ሶማልን ኢትዮጵያን: ብውሕዱ ሽዱሽተ ኢትዮጵያውያን ብዕጡቓት ተቐቲሎም
Radio Erena: Thursday, 08 February 2024
ንሶማል፣ ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ዘዋስን ከባቢታት ከተማ በለድ ሃዎ፣ ዕጡቓት ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ሓሙሽተ ደቂንስትዮን ሓድ ሰብኣይን፣ ሽዱሽተ ኢትዮጵያውያን ከምዝ [...]
ኣብ ኤርትራ፣ ብኣህጉራዊ ደረጃ ዝተመዝገባ 15 ናይ ንግዲ መራኽብ ከምእትውንን ተገሊጹ
Radio Erena: Thursday, 08 February 2024
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ምግዕዓዝ ደረቕን ፈሳስን ነገራት ዘመላልሳ፣ ኣብ ምግፋፍ ዓሳ ዝዋፈራን ኣብ ምምራሕን ምዕሻግን ናብ ወደብ ዝጽግዓን ዘገልግላ፣ ብኣህጉራዊ ደረጃ ዝተመዝ [...]
ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ፣ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት
Radio Erena: Wednesday 07 , Feburary 2024
ትማሊ ዓርቢ ኣብ ምብራቓዊ ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ኣብ ልዕሊ ሄሊኮፕተር ሕቡራት ሃገራት ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ክልተ ደቡብ ኣፍሪቃውያን ዓቃብ ሰላም ቆሲሎም [...]