Category: News

1 737 738 739 740 741 979 7390 / 9787
መራሕቲ ግብጽን ጅቡትን ኣብ ዝተፈላለየ ጉዳያት ስምምዕ ይኽትሙ

መራሕቲ ግብጽን ጅቡትን ኣብ ዝተፈላለየ ጉዳያት ስምምዕ ይኽትሙ

Radio Erena: 27 December 2016 ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ጉለ፣ ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት፣ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም ሰኑይ 26 ታሕሳስ ናብ ግብጺ ከምዝኣተወ ማዕከናት ዜ [...]
መንግስቲ ሱዳን ቀይድዎም ዝጸንሐ 20 መራሕቲ ተቓወምቲ ለቒቑ

መንግስቲ ሱዳን ቀይድዎም ዝጸንሐ 20 መራሕቲ ተቓወምቲ ለቒቑ

Radio Erena: 27 December 2016 መንግስቲ ሱዳን፣ ቀይድዎም ዝጸንሐ 20 መራሕቲ ተቓወምቲ ውድባት ከምዝለቐቐ ሱዳን ትሪቡን ካብ ካርቱም ሓቢሩ። እቶም ብሰንበት 25 ታሕሳስ ዝተለቁ መራሕቲ ተቓወምቲ ውድባት፣ ነቲ ኣብ ሱዳን [...]
ንኣዋርሕ ደው ኢሉ ዝጸንሐ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ዳግም በረራታት ይጅምር

ንኣዋርሕ ደው ኢሉ ዝጸንሐ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ዳግም በረራታት ይጅምር

Radio Erena: 26 December 2016 ካብ መፋርቕ ወርሒ ሰነ 2016፣ ናይ መጓዓዝያ በረራታቱ ተሰናኺሉ ዝጸንሐ መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ስሩዕ በረራታት ይጅምር ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። መንገዲ ኣየር [...]
ኤርትራዊ ደራሲ ሓጂ ጃብር ንሽልማት ሸኽ ዛይድ ተረቑሑ

ኤርትራዊ ደራሲ ሓጂ ጃብር ንሽልማት ሸኽ ዛይድ ተረቑሑ

Radio Erena: 26 December 2016 ኤርትራዊ ደራሲ ሓጂ ጃብር፣ ብቋንቋ ዓረብ ንዝተደርሰ ብሉጽ ስነ ጽሑፍ ዝዕድል ሽልማት ሸኽ ዛይድ ተረቑሑ ከምዘሎ ካብ ኣቡ ዳቢ ዝተፈነወ ዜና ኣፍሊጡ። ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝተወልደን ቀጠር ዝ [...]
ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ 154 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ኣብዚ ሳልስቲ’ዚ ተለቒቖም

ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ 154 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ኣብዚ ሳልስቲ’ዚ ተለቒቖም

Radio Erena: 23 December 2016 ኣብ ኤርትራ ተቐይዶም ዝጸንሑ 154 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ከምዝተለቁ ሚኒስትሪ ሃብቲ ዓሳ የመን ብ21 ታሕሳስ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። ካብ ኤርትራ ድሕሪ ምፍናዎም፣ ኣብ [...]
ዓጀብቲ ፕረዚደንታት ኡጋንዳን ግብጽን ተባኢሶም

ዓጀብቲ ፕረዚደንታት ኡጋንዳን ግብጽን ተባኢሶም

Radio Erena: 23 December 2016 ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ኣብ ኡጋንዳ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም ኣብ ከተማ ካምፓላ ድሕሪ ምእታዊ፣ ዓጀብቱ ምስ ዓጀብቲ ፕረዚደንት ኡጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ ከምዝተባእሱ [...]
“ስልጣነይ ኣየረክብን” ፕረዚደንት ጋምብያ

“ስልጣነይ ኣየረክብን” ፕረዚደንት ጋምብያ

Radio Erena: 23 December 2016 ኣብ መጀመርያ ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ዝተሳዕረ፣ ፕረዚደንት ጋንብያ ያሕያ ጃምህ፣ ስልጣኑ ኣብቲ ምርጫ ንዝተዓወተ ኣዳማ ባሮው ከረክብ፣ ብኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ክግበረ [...]
300 ሰባት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ምጥሓል ድሒኖም

300 ሰባት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ምጥሓል ድሒኖም

Radio Erena: 23 December 2016 ኣስታት 300 ስደተኛታት ብሓገዝ ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያን ናይ ውልቂ ትካላትን፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ከድሕኑ እንከለዉ፣ ሽዱሽተ ሰባት ግና ከምዝሞቱ ንሰበ ስልጣን ኢጣል [...]
ኤርትራዊ ተስፎም ዑቕባማርያም ተዓዋቲ ሽልማት “ብሉጽ ተቐዳዳማይ ብሽኽለታ ኣፍሪቃ 2016″ ኮይኑ

ኤርትራዊ ተስፎም ዑቕባማርያም ተዓዋቲ ሽልማት “ብሉጽ ተቐዳዳማይ ብሽኽለታ ኣፍሪቃ 2016″ ኮይኑ

Radio Erena: 22 December 2016 ምስ ናይ ሕቡራት ኤማራት ዓረብ ክለብ ሻርጃ ዝቐዳደም ኤርትራዊ ተስፎም ዑቕባማርያም ተዓዋቲ ሽልማት “ብሉጽ ተቐዳዳማይ ብሽኽለታ ኣፍሪቃ 2016" ኮይኑ። ሻምፕዮን ኣፍሪቃ 2016 ዝኾነ ተስ [...]
ክልተ ባንክታት ኣብ ካምፓላ፣ ብቕትለት ኤርትራዊ  ነጋዳይ መርመራ ይካየደለን

ክልተ ባንክታት ኣብ ካምፓላ፣ ብቕትለት ኤርትራዊ ነጋዳይ መርመራ ይካየደለን

Radio Erena: 23 December 2016 ኣብ ከተማ ካምፓላ ዝርከባ ክልተ ባንክታት፣ ኣብ ቅትለት ኤርትራዊ ነጋዳይ ዳኒኤል ወልዱ ምትሕብባር ኔሩወን ብዝብል ክሲ መርመራ ይካየደለን ምህላዉ ማዕከናት ዜና ካብ ኡጋንዳ ሓቢረን። ኣፈኛ [...]
1 737 738 739 740 741 979 7390 / 9787