Category: News

1 736 737 738 739 740 908 7380 / 9079
ኤርትራ ንመጥቃዕቲ ኤምባሲ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢራን ኮኒና፣ ኩዌት ኣምባሳደራ ካብ ኢራን ስሒባ

ኤርትራ ንመጥቃዕቲ ኤምባሲ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢራን ኮኒና፣ ኩዌት ኣምባሳደራ ካብ ኢራን ስሒባ

Radio Erena: 06 January 2016 ብስዑዲ ዓረብ ዝተመርሐ እስላማዊ ኪዳን፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ልዕሊ ኢራን ዝጀመሮ ዲፕሎማስያዊ ጸቕጢ፣ ኩዌት'ውን ምስ ኢራን ዝነበራ ዝምድና በቲኻ። ኣባል እቲ እስላማዊ ኪዳን ዝኾነት ኤ [...]
ብቁጠባ ተዳኺማ ዘላ ዚምባብዌ፣ እንስሳ ዘገዳም ናብ ቻይና ክትሸይጥ’ያ

ብቁጠባ ተዳኺማ ዘላ ዚምባብዌ፣ እንስሳ ዘገዳም ናብ ቻይና ክትሸይጥ’ያ

Radio Erena: 06 January 2016 ብቁጠባዊ ቅልውላው ባይታ ዘቢጣ እትርከብ ዚምባብዌ፣ እንስሳ ዘገዳም ናብ ቻይና ክትሸይጥ'ያ። ነዚ ዘረጋገጸ ሚኒስተር ኣከባቢ ኦፓ ሙቺንጉሪ፣ ሓራምዝ ዝርከብዎም እንስሳ ዘገዳን ናብ ቻይና ምሻ [...]
ሱዳን ንኣምባሳደር ኢራን ሰጕጓ

ሱዳን ንኣምባሳደር ኢራን ሰጕጓ

Radio Erena: 05 January 2016 እታ ሃገር ነቲ ኣብ ካርቱም ዝነበረ ኣምባሳደር ኢራን ዝሰጎጎትሉ ምኽንያት፣ ኢራናውያን ነቲ ስዑዲ ዓረብ ዝተፈጸመ ቅትለት ሃማኖታዊ መራሒ ሺዓ ብምቕዋም፣ ኣብ ከተማ ቴህራን ንዝርከብ ኤምባሲ [...]
ሽወደን ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ መንነት ወረቀት ዝሕተተሉ ነቑጣ ኣቝማ

ሽወደን ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ መንነት ወረቀት ዝሕተተሉ ነቑጣ ኣቝማ

Radio Erena: 05 January 2016 ሽወደን ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ምስ ዴንማርክ ኣብ ዘዳውባ ቦታ፣ መንነት ወረቀት ዝሕተተሉ ነቑጣ ኣቝማ። እታ ሃገር፣ ኣብ ዓመተ 2015 ጥራይ 150 ሽሕ ሓተቲ ዑቕባ ከምዝኣተውዋ ብምሕባር [...]
ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ክልተ ኬንያውያን ጨውዮም ክብል መንግስቲ ኬንያ ወቒሱ

ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ክልተ ኬንያውያን ጨውዮም ክብል መንግስቲ ኬንያ ወቒሱ

Radio Erena: 05 January 2016 ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ኣብቲ ንኢትዮጵያን ኬንያን ዘዳውብ ከባቢ ሞያለ፣ ክልተ ኬንያውያን ከምዝጨወዩ ኮሚሽነር ዞባ ማርሳቢት ሞፋት ካንጋ ገሊጹ። ማዕከናት ዜና ኬንያ ንኮሚሽነር እቲ ዞባ [...]
ካልኣይ ዙርያ ስልጠና ወትሃደራት መንግስቲ የመን ኣብ ኤርትራ ይወሃብ ኣሎ

ካልኣይ ዙርያ ስልጠና ወትሃደራት መንግስቲ የመን ኣብ ኤርትራ ይወሃብ ኣሎ

Radio Erena: 04 January 2015 ኣስታት 400 ወትሃደራት መንግስቲ የመን ኣብ ኤርትራ ይስልጥኑ ምህላዎም ይግለጽ ኣሎ። እዞም ኣብ ከባቢ ዓሰብ ዝልጥኑ ዘለዉ ካልኣይ ዙርያ ተዓለምቲ ወትሃደራት መንግስቲ የመን፣ ካብ መወዳእታ [...]
ኣብ እስራኤል፣ ብትግርኛ እትምህር መባእታ ቤት ትምህርቲ ናይ 2016 ስሩዕ ንጥፈታታ ጀሚራ

ኣብ እስራኤል፣ ብትግርኛ እትምህር መባእታ ቤት ትምህርቲ ናይ 2016 ስሩዕ ንጥፈታታ ጀሚራ

Radio Erena: 04 January 2015 ኣብ እስራኤል፣ ከተማ ቴልኣቪቭ እትርከብ ንኤርትራውያን ቆልዑ ብቋንቋ ኣደ -ብትርግኛ እትመህር መባእታ ቤት ትምህርቲ ናይ ዓመት ትምህርቲ 2016 ስሩዕ ኣካዳምያዊ ትምህርቲ ጀሚራ። እታ ካብ [...]
ስዑዲ ዓረብ ኣብ ጽባሕ ሓድሽ ዓመት 47 ሰባት ብሞት ቀጺዓ

ስዑዲ ዓረብ ኣብ ጽባሕ ሓድሽ ዓመት 47 ሰባት ብሞት ቀጺዓ

Radio Erena: 04 January 2015 ስዑዲ ዓረብ፣ ብሽበራ ዝኸሰሰቶም 47 ሰባት ኣብ ጽባሕ ሓድሽ ዓመት ብሞት ምቕጽዓ፣ ኣብ ዞባ ማእከላይ ምብራቕ ሓድሽ ወጥሪ ኣኸቲሉ ይርከብ። እታ ሃገር፣ ኤርትራ እትርከበን 35 ሃገራት ብእስ [...]
ኡጋንዳ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት እሱራት ትምሕር

ኡጋንዳ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት እሱራት ትምሕር

Radio Erena: 31 December 2015 ኡጋንዳ፣ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ልዕሊ 2 ሽሕ እሱራት ምሕረት ክግበረሎም'ዮም። ኣገልግሎት ቤት ማእሰርቲ ኡጋንዳ፣ ምሕረት ንኽግበረሎም ስም ዝርዝር ናይ 2 500 እሱራት ናብ ቤት ጽሕፈት [...]
1 736 737 738 739 740 908 7380 / 9079