Category: News

1 738 739 740 741 742 912 7400 / 9111
ስዑዲ ዓረብ ንጅቡቲ ኣብ ጽላት ጸዓት ክትሕግዛ’ያ

ስዑዲ ዓረብ ንጅቡቲ ኣብ ጽላት ጸዓት ክትሕግዛ’ያ

Radio Erena: 12 January 2016 ስዑዲ ዓረብ ንጅቡቲ ኣብ ጽላት ጸዓት ክትሕግዛ ምዃና ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ ብሚኒስተር ጸዓት ጅቡቲ ዓሊ ያቆብ ማሕሙድ ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ጅቡቲ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ከተማ [...]
ኣብ ዳርፉር ኣብ ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ ብውሕዱ ኣርባዕት ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

ኣብ ዳርፉር ኣብ ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ ብውሕዱ ኣርባዕት ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

Radio Erena: 12 January 2016 ኣብ ሱዳን ዞባ ዳርፉር ንዝተኻየደ ህዝባዊ ተቓውሞ ንምብታን ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ጎነጽ ከምዝተጠቕሙ ይግለጽ ኣሎ። እቲ ብሰንበት 10 ጥሪ ኣብ ገነይና ኣብ ዝተባህለት ከተማ ዝተኻየደ ህዝባዊ [...]
ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ብሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ተጨውዮም ዝጸንሑ ክልተ ኬንያውያን ተለቒቖም

ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ብሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ ተጨውዮም ዝጸንሑ ክልተ ኬንያውያን ተለቒቖም

Radio Erena: 12 January 2016 ኣብቲ ንኢትዮጵያን ኬንያን ዘዳውብ ዞባ ማርሳቢት፣ ብዕጡቓቲ ኢትዮጵያ ተጨዮም ዝጸንሑ ክልተ ኬንያውያን ከምዝተለቁ ምክልት ኮሚሽነር እቶ ዞባ ማርክ ዋንጃላ ኣረጋጊጹ። እቶም ክልተ ኬንያውያን፣ [...]
ብዝሒ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ነወርይ ኣብ ራብዓይ ደረጃ ተሰሪዑ

ብዝሒ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ነወርይ ኣብ ራብዓይ ደረጃ ተሰሪዑ

Radio Erena: 11 January 2016 ኣብዛ ዝሓለፈት ዓመት ብዝሒ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ነርወይ ኣብ ራብዓይ ደረጃ ተሰሪዑ። ክፍሊ ስደተኛታት እታ ሃገር ብዘውጽኦ ጸብጻብ መሰረት፣ ኣብታ ሃገር ኣብ ዓመተ 2015፣ 31, [...]
ሶማል ምስ ኢራን ዝጀመረቶ ዝምድና በቲኻ

ሶማል ምስ ኢራን ዝጀመረቶ ዝምድና በቲኻ

Radio Erena: 11 January 2016 ሶማል፣ ኣሰር ሱዳንን ጅቡትን ብምስዓብ ምስ ኢራን ዝጀመረቶ ዝምድና ምሉእ ብምሉእ በቲኻ። እታ ሃገር ነቲ ምስ ኢራን ጀሚራቶ ዝነበረት ዝምድና ትበትኽ ዘላ፣ ንስዑዲ ብምድጋፍ ኣሰር ሓያሎ ሃገ [...]
ናብ የመን ንምስጋር ዝሓለኑ 112 ስደተኛታት ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም

ናብ የመን ንምስጋር ዝሓለኑ 112 ስደተኛታት ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም

Radio Erena: 11 January 2016 ኣስታት 200 ስደተኛታ ኢትዮጵያን ሶማልን ዝጸዓነት ጃልባ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሶማሊላንድ ከምዝጠሓለት ተገሊጹ። እታ ናብ የመን ንምስጋር ዝሓለኑ ስደተኛታት ዝዓነት ጃልባ፣ ካብ ገማግም ባሕሪ [...]
መንበረ ጵጵስና ኣህጉረ ስብከታት፣ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ብዘይዝኾነ ይኹን ቅድመ ኩነት ኣብ መንፈሳዊ መንበሮም ክምለሱ ጸዊዑ

መንበረ ጵጵስና ኣህጉረ ስብከታት፣ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ብዘይዝኾነ ይኹን ቅድመ ኩነት ኣብ መንፈሳዊ መንበሮም ክምለሱ ጸዊዑ

Radio Erena: 08 January 2016 ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ብዘይዝኾነ ይኹን ቅድመ ኩነት ኣብ መንፈሳዊ መንበሮም ተመሊሶም ነቲ ንሶም ዘንበርዎ ውግዘት ከልዕልዎ፥ ቡራኬን ፍትሓትን ክህቡ ኣህጉረ ስብከታት ሰሜን ኣሜሪካ፥ ኤ [...]
ቀጠር ንስዑዲ ዓረብ ብምድጋፍ ምስ ኢራን ዝነበራ ዝምድና በቲኻ

ቀጠር ንስዑዲ ዓረብ ብምድጋፍ ምስ ኢራን ዝነበራ ዝምድና በቲኻ

Radio Erena: 08 January 2016 ቀጠር ኣሰር ሓያሎ ሃገራት ዓረብ ብምስዓብ፣ ምስ ኢራን ዝነበራ ዝምድና በቲኻ። ኣብ መንጎ ስዑዲ ዓረብ ኢራን ድህሪ ዝተፈጥረ ምስሓሓብ፣ ሓያሎ ሃገራት ዓረብ ምስ ኢራን ዝነበረን ዝምድና ኣብ [...]
ክልተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ምስ ጀርመናዊት ክለብ ተጸንቢሮም

ክልተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ምስ ጀርመናዊት ክለብ ተጸንቢሮም

Radio Erena: 07 January 2015 ኣህጉራውያን ክለባት ቅድድም ብሽክለታ፣ የዒንተን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ ኣንቢረናሉ ኣብ ዘለዋ እዋን፣ ጀርመናዊት ክለብ ባይክ ኤይድ ኣብዚ ዓመት ክልተ ተወሰኽቲ ኤርትራውያን ጸንቢ [...]
እስራኤል፣ ሓደሽቲ ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ሖሎት ንምቕያድ፣ ንኣዋርሕ ዝተታሕዙ ትፈትሕ

እስራኤል፣ ሓደሽቲ ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ሖሎት ንምቕያድ፣ ንኣዋርሕ ዝተታሕዙ ትፈትሕ

Radio Erena: 07 January 2015 ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ሓተቲ ዑቕባ ዝቕየድሉ ክፉት ቤት ማእስርቲ ሖሎት፣ ካብ ዓቕሙ ንላዕሊ እሱራት ሒዙ ብምህላዉ፣ መንግስቲ እስራኤል ነቶም ልዕሊ ትሽዓተ ኣዋርሕ ዝተቐየዱ ክፈትሕ ምዃኑ [...]
1 738 739 740 741 742 912 7400 / 9111