Category: News

1 735 736 737 738 739 904 7370 / 9031
መንግስቲ የመንን ሑቲን ስምምዕ ምቁራጽ ተዅሲ ከቲሞም

መንግስቲ የመንን ሑቲን ስምምዕ ምቁራጽ ተዅሲ ከቲሞም

Radio Erena: 17 December 2015 ተቓወምቲ ሑቲን መንግስቲ የመን ናይ እሱራት ምልልዋጥ ኣካይዶም። ምልውዋጥ ናይቶም 360 ካብ ተቃወምቲ 265 ከኣ ካብ ወገን መንግስቲ ዝኹኑ እሱራት ኣብ ዞባ ላሃጅ ከምዝተኻየደ'ዩ ዘመልክት [...]
ጀርመን፣ ምስ መንግስታት ኤርትራ፣ ሱዳንን ግብጽን፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ትዝቲ

ጀርመን፣ ምስ መንግስታት ኤርትራ፣ ሱዳንን ግብጽን፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ትዝቲ

Radio Erena: 16 December 2015 ልኡኽ መንግስቲ ጀርመን ብዛዕባ ዋሕዚ ስደተኛታትን ኩነታት ሰብኣዊ መሰላትን ኤርትራ ንምዝታይ ኣብ ኤርትራ ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደት ኣካይዱ። እቲ ብሚኒስተር ምትሕግጋዝን ልምዓትን ገርድ ሙለ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ልዕሊ 200 ሚልዮን ዶላር ንምልጋስ ዘረጋገጸሉ፣ መንግስቲ ኤርትራ ሰብኣዊ መሰላት ከኽብር ስለዝተመባጽዐ ምዃኑ ተገሊጹ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ልዕሊ 200 ሚልዮን ዶላር ንምልጋስ ዘረጋገጸሉ፣ መንግስቲ ኤርትራ ሰብኣዊ መሰላት ከኽብር ስለዝተመባጽዐ ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 16 December 2015 ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ ክልግሰሉ ምዃኑ ዘረጋገጾ ልዕሊ 200 ሚልዮን ዶላር ልምዓታዊ ሓገዝ፣ መንግስቲ ኤርትራ ሰብኣዊ መሰላት ከኽብር ኣትይዎ ምስ ዘሎ መብጻዓ ዝተሓሓዝ ምዃኑ ተ [...]
ቻይና ብብዝሒ ኣሲራቶም ዘላ ጋዜጣኛታት ቀዳማይ ደረጃ ሒዛ

ቻይና ብብዝሒ ኣሲራቶም ዘላ ጋዜጣኛታት ቀዳማይ ደረጃ ሒዛ

Radio Erena: 16 December 2015 ኣብ ኒውዮርክ ዝመደበሩ ኮሚተ ምጥባቕ ጋዜጠኛታት ብዝዘርግሖ ጸብጻብ፣ ኣብ ዓመተ 2015 ቻይና ኣሲራቶም ናይ ዘላ ጋዜጠኛታት ብዝሒ 49 ምዃኑ'ዩ። ቻይና ኣብ ዝሓለፈ ዓመት'ውን ብብዝሒ ዝቐ [...]
ኣብ ቴልኣቪቭ፣ ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ዝነብርሉ ህንጻ ብዘጋጠመ ባርዕ ሰለስተ ኤርትራውያን ቆሲሎም

ኣብ ቴልኣቪቭ፣ ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ዝነብርሉ ህንጻ ብዘጋጠመ ባርዕ ሰለስተ ኤርትራውያን ቆሲሎም

Radio Erena: 15 December 2015 ኣብ እስራኤል፣ ከተማ ቴልኣቪቭ ከባቢ ለቪንስኪ ፓርክ፣ ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ዝነብርሉ ህንጻ ብዘጋጠመ ባርዕ፣ ሓደ ህጻን ዝርከቦም ሰለስተ ኤርትራውያን ቆሲሎም። ጠንቒ'ቲ ብቀዳም 12 ታሕሳስ ኣ [...]
ጅቡቲ ንኢትዮጵያ እትህቦ ናይ ወደብ ኣገልግሎት ተወሳኺ ክፍሊት ትሓትት

ጅቡቲ ንኢትዮጵያ እትህቦ ናይ ወደብ ኣገልግሎት ተወሳኺ ክፍሊት ትሓትት

Radio Erena: 15 December 2015 መንግስቲ ጅቡቲ ካብ መፋርቕ ጥሪ 2016 ግብራዊ ዝኸውን ሓድሽ ናይ ኣገልግሎት ክፍሊት ኣታኣታትዩ ከምዘሎ ዝጠቐሰ ጸብጻብ ዘ ሪፖርተር፣ እቲ ተወሳኺ ክፍሊት ንሓደ ኮንተይነር ንምፍታሽ ካብ [...]
ኣብ ስዑዲ ዓረብ ንምርጫ ኣምሓደርቲ ካብ ዝተወዳደራ ኣስታት 900 ደቂንስትዮ 17 ተዓዊተን

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ንምርጫ ኣምሓደርቲ ካብ ዝተወዳደራ ኣስታት 900 ደቂንስትዮ 17 ተዓዊተን

Radio Erena: 15 December 2015 ኣብ ታሪኽ ስዑዲ ዓረብ ንመጀመርያ እዋኑ ንደቂንስትዮ ኣብ ምርጫ ክወዳደራ ይኹን ክመርጻ ዕድል ዝሃበ ፍጻሜ፣ ልዑል ተሳትፎ ደቂንስቶ ከምዝተራእዮ ተገሊጹ። ውጺት ናይቲ ብቀዳም 12 ታሕሳስ [...]
ብሪጣንያን ፈረንሳን፣ ኣብ ወደብ ካሌ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዘለዉ ኤርትውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ቆላሕታ ክገብራ ጻውዒት ቀሪቡ

ብሪጣንያን ፈረንሳን፣ ኣብ ወደብ ካሌ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዘለዉ ኤርትውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ቆላሕታ ክገብራ ጻውዒት ቀሪቡ

Radio Erena: 14 December 2015 ብሪጣንያን ፈረንሳን፣ ኣብ ወደብ ካሌ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዘለዉ ኣማኢት ኤርትራውያን ናይ ዝርከብዎም ኣሽሓት ስደተኛታት፣ ፍታሕ ንምንዳይ ተበግሶ ክወስዳ መተሓሳሰቢ ቀሪቡ። እቲ መተሓሳሰቢ ዝ [...]
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ መስጊድ ኣንዋር ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሓላፍነት ዝወሰደሉ ኣካል ኣይተረኽበን

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ መስጊድ ኣንዋር ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሓላፍነት ዝወሰደሉ ኣካል ኣይተረኽበን

Radio Erena: 14 December 2015 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ማእከል ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኣንዋር መስጊድ ብዓርቢ 11 ታሕሳስ ዘጋጠመ ናይ ቦምብ መጥቃዕቲ ዛጊት ሓላፍነት ዝወሰደሉ ኣካል ከምዘየለ ተሓቢሩ። እቲ መጥቃዕቲ መን [...]
ታዕሊም ብሳሆ፣ ካብ ብራስለስ ክሳብ ሳዋ

ታዕሊም ብሳሆ፣ ካብ ብራስለስ ክሳብ ሳዋ

Radio Erena: 10 December 2015      ቤልጁም ካብ 2010 ኣትሒዙ ንልዕሊ ሓደ ዓመት ዝኣክል መንግስቲ ኣይነበራን። መንግስቲ ዘይብላ ሃገር ከመይ ክትቕጽል ከምእትኽእል ክርድኣኒ ኣይከኣለን። መንግስቲ ዘይብለን ሃገራት ኣ [...]
1 735 736 737 738 739 904 7370 / 9031