Category: News

1 68 69 70 71 72 968 700 / 9676
ጋዛ፣ ኲናት ዘስዓቦ ሞት ህጻናት ይብእስ

ጋዛ፣ ኲናት ዘስዓቦ ሞት ህጻናት ይብእስ

RADIO ERENA:- Wednesday, 06 March 2024 ዞባዊ ዳይረክተር ማእከላይ ምብራቕን ሰሜን ኣፍሪቃን ዩኒሴፍ ኣደለ ኮድር ትማሊ ሰንበት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ “እቲ ዝፈራሕናዮ ሞት ህጻናት ኣብዚ ኣሎ” ብምባል ነቲ እ [...]
ኢትዮጵያ፡ ምስጓግ ኤርትራውያን ይቕጽል

ኢትዮጵያ፡ ምስጓግ ኤርትራውያን ይቕጽል

RADIO ERENA:- Tuesday, 05 March 2024 መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት ገፊፉ ኣሲርዎም ዝጸንሐ ኤርትራውያን ምስጓግ ቀጺሉ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ መንእሰያት ዝበዝሕዎም 10ታት ኤርትራውያን ብመንገዲ [...]
ቱርኪ፡ ጂኦ ፖለቲካዊ ኩነታት ኣብ ኣህጉራዊ ንግዲ ፈጢርዎ ዘሎ ብድሆታት ዝዳህሰሰ ዋዕላ ተኻይዱ

ቱርኪ፡ ጂኦ ፖለቲካዊ ኩነታት ኣብ ኣህጉራዊ ንግዲ ፈጢርዎ ዘሎ ብድሆታት ዝዳህሰሰ ዋዕላ ተኻይዱ

RADIO ERENA:- Tuesday, 05 March 2024 ኣብ ቱርኪ፡ ጂኦ ፖለቲካዊ ኩነታት ኣብ ኣህጉራዊ ንግዲ ፈጢርዎ ዘሎ ብድሆታት ብዝምልከት፡ ኣህጉራዊ ዋዕላ ተኻይዱ። እቲ ብ'ኣናቶልያ ዲፕሎማሲ ፎሮሞ' ዝተሰምየ ኣህጉራዊ [...]
ጂቡቲ፡ ህሉው ኩነታት ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ፡ ንጠለባት ወደባታ ከምዘዕበዮ ገሊጻ

ጂቡቲ፡ ህሉው ኩነታት ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪ፡ ንጠለባት ወደባታ ከምዘዕበዮ ገሊጻ

RADIO ERENA:- Tuesday, 05 March 2024 ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ተኸሲቱ ምስ ዘሎ ኩነታት ጸጥታ ተተሓሒዙ፡ ወደባት ጂቡቲ ጠለባቱ እናዓበየ ከምዝመጸ ተሓቢሩ። ሻርቕ ኣል ኣውሰጥ፡ ንሰብ መዚ ወደብ ጂቡቲ ብምጥቃስ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ: ፈረንሳዊ ጋዜጠኛ ተቐይዱ

ኢትዮጵያ: ፈረንሳዊ ጋዜጠኛ ተቐይዱ

RADIO ERENA:- Monday ,04 March 2024 ኣብ ኢትዮጵያ ሕንፍሽፍሽን ዕግርግርን ከተእቱ ደሊኻ ተባሂሉ ተኸሲሱ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ ዝጸንሐ ኣንቶንዮ ጋሊንዶ ዝተባህለ ፈረንሳዊ ጋዜጠኛ ድሕሪ ሓደ ሰሙን ነጻ ተፈ [...]
ሱዳን: ህርፋን ስልጣን ጀነራላት ሃገር የዕኑ

ሱዳን: ህርፋን ስልጣን ጀነራላት ሃገር የዕኑ

RADIO ERENA:- Monday ,04 March 2024 ኣብ ሱዳን ስልጣን መን ጨበጠ ኣብ መንጎ ክልተ ጀነራላት ዝካየድ ዘሎ ኲናት ሕድሕድ ንሃገረ ሱዳን ናብ እተስካሕክሕ ናይ ገበን ማእከል ይቕይራ ከምዘሎ ውድብ ሕቡራት ሃገራ [...]
ቀይሕ ባሕሪ: ሑቲ ዝሃረሙዋ መርከብ ጥሒላ

ቀይሕ ባሕሪ: ሑቲ ዝሃረሙዋ መርከብ ጥሒላ

RADIO ERENA:- Monday ,04 March 2024 'ሩቢማር' ዝተባህለይ ዋንነታ ናይ ብሪጣንይ ዝኾነት መርከብ ብዑጡቓት ሑቲ-የመን ብሚሳይል ድሕሪ ምህራማ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከባቢ ባብ-ኤል መንደብ ከምዝጠሓለት ተገሊጹ:: [...]
ብደረጃ ዓለም ልዕሊ ሓደ ቢልዮን ሰባት ክሩሻት ምዃኖም ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ

ብደረጃ ዓለም ልዕሊ ሓደ ቢልዮን ሰባት ክሩሻት ምዃኖም ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ

RADIO ERENA:- Friday , 01 March 2024 “ቅድሚ ሕጂ ስብሒ ወይ ልዕሊ ክብደት ከም ጸገም ሃብታማት ጌርና ክንሓስብ ጸኒሕና። ኣብዚ እዋን እዚ ግን ናይ ዓለም ጸገም እዩ” ክብል ኣብ ውድብ ጥዕና ዓለም ሓላፊ ኣ [...]
ሑቲ ንኤውሮጳ ምስ ኤስያ ዘራኽቡ ኣርባዕተ ገመዳት ርክብ ትሕቲ ባሕሪ የዕንዩ

ሑቲ ንኤውሮጳ ምስ ኤስያ ዘራኽቡ ኣርባዕተ ገመዳት ርክብ ትሕቲ ባሕሪ የዕንዩ

RADIO ERENA:- Friday , 01 March 2024 ሑቲ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣብ ልዕሊ ብብሪጣንያ እትውነን ናይ ጽዕነት መርከብ ብሚሳይል መጥቃዕቲ ምሰካየደ፣ ኣብ መንጎ ስዑዲ ዓረብን ጅቡትን ኣብ ዝርከብ ሸነኽ ቀይሕ [...]
ኬንያን ኢትዮጵያን ንክልተኣዊ ምትሕብባር ዝዓለመ ስምምዕ ፈሪመን

ኬንያን ኢትዮጵያን ንክልተኣዊ ምትሕብባር ዝዓለመ ስምምዕ ፈሪመን

RADIO ERENA:- Friday , 01 March 2024 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ኬንያ ናይ ክልተ መዓልቲ ምብጻሕ ድሕሪ ምፍጻሙ ክልቲኤን ሃገራት፣ ኣብ ባህላዊ ልምዓት፣ ቱሪዝምን እንስሳ ዘገዳምን፣ ሰማያ [...]
1 68 69 70 71 72 968 700 / 9676