Category: News

1 4 5 6 7 8 910 60 / 9095
ህወሓትን ብልጽግና፣ መሰረታዊ ጠንቂታት ኩናት ሰሜን ኢትዮጵያ ብፖለቲካ ዘተ ንምፍትሑ ፈላሚ ርክብ ኣካይዶም

ህወሓትን ብልጽግና፣ መሰረታዊ ጠንቂታት ኩናት ሰሜን ኢትዮጵያ ብፖለቲካ ዘተ ንምፍትሑ ፈላሚ ርክብ ኣካይዶም

RADIO ERENA –Thursday, 04 April 2024   ህዝብዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ብልጽግናን፣ ጠንቂ ናይቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ኵናት፣ ብፖለቲካ [...]
ሩስያ፣ ሓድሽ ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ሰይማ፣ ሓደ ካብ ምክትላቱ ናብ ኤርትራ ይበጽሕ

ሩስያ፣ ሓድሽ ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ሰይማ፣ ሓደ ካብ ምክትላቱ ናብ ኤርትራ ይበጽሕ

RADIO ERENA –Thursday, 04 April 2024   ሩስያ፣ ኣካል ናይቲ ኣብ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ተዋፊሩ ዝርከብ ጭፍራ መራኽብ ዝኾነት ፍሪጌት ዝዓይነታ ናይ ኵናት መርከብ ናብ ወደብ ባጽዕ ኣጸጊዓ ከምዘላ ይፍለ [...]
ሰራዊት ሱዳን፣ ኣንጻር ፈጣን ሓይልታት ኣብ ዘካይዶ ዘሎ መጥቃዕታት፣ ናይ ወጻኢ ዕጡቓት ከምዝማረኸ ሓቢሩ

ሰራዊት ሱዳን፣ ኣንጻር ፈጣን ሓይልታት ኣብ ዘካይዶ ዘሎ መጥቃዕታት፣ ናይ ወጻኢ ዕጡቓት ከምዝማረኸ ሓቢሩ

RADIO ERENA –Wednesday, 03 April 2024 ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ከተማ ካርቱምን ከባቢኣን፣ ኣንጻር ፈጣን ሓይልታት ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ጽዑቕ መጥቃዕታት፣ ናይ ውጻኢ ዕጡቓት ከምዝማረኸ ሓቢሩ። ኣብ ትሕቲ ፈጣን [...]
ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ካብ ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ስሒባ

ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ካብ ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ስሒባ

RADIO ERENA –Wednesday, 03 April 2024 ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ብፈደራል መንግስቲ ንዝቐረበ እማም ምምሕያሽ ቅዋም ኣብ ምርጫ ብምንጻግ፣ ካብ ኣባላትነት ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ከምዝሰሓበት ኣፍሊጣ። [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ግፋ ኤርትራውያን ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ ግፋ ኤርትራውያን ተኻይዱ

RADIO ERENA –Wednesday, 03 April 2024   ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ግፋ ኤርትራውያን ከምዝተኻየደ ምንጭታት ኤረና ካብታ ከተማ ሓቢሮም። እቲ ግፋ መብዛሕቱ፣ ኣብ [...]
ቲክቶክ ኣብ ኣፍሪቃ ሓደጋ ይኸውን: ሕብረት ኣፍሪቃ ኢዱ የእቱ

ቲክቶክ ኣብ ኣፍሪቃ ሓደጋ ይኸውን: ሕብረት ኣፍሪቃ ኢዱ የእቱ

RADIO ERENA –Tuesday, 02 April 2024 ኣብ መስከረም 2016 ዝጀመረ ማሕበራዊ መራኸቢ ምውዐላ(App) 'ቲክቶክ' (TikTok) ክጅምር እንከሎ ዕላምኡ ተጠቀምቲ መሃሪ: መዘናግዒ: ምህዞን ሰንዓን: ሳዕስዒትን ደርፍን [...]
ኤርትራዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ፣  ንሰሌዳ ኮኾብ ኣመዝገብቲ ጐል ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ይመርሕ

ኤርትራዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ፣ ንሰሌዳ ኮኾብ ኣመዝገብቲ ጐል ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ይመርሕ

RADIO ERENA –Tuesday, 02 April 2024 ኣጥቃዓይ ኢትዮጵያዊት ክለብ ሃዋሳ ከነማ፡ ኤርትራዊ ዓሊ ሱሌማን፡ ኣብ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ብሸቶታቱ ይደምቕ። እዚ ወዲ 24 ዓመት ተጻዋታይ፡ ዝሓ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ናብ ሃገራት እቲ ዞባ ዑደት የካይድ

ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ናብ ሃገራት እቲ ዞባ ዑደት የካይድ

RADIO ERENA –Monday, 01 April 2024 ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ዡ ቢንግ፣ ናብ ሃገራት እቲ ዞባ ዑደት ኣብ ምክያድ ይርከብ። እቲ መልእኽቲ ፕረዚደንት ቻይና፣ ዢ ዚፒንግ ሒዙ ናብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ መራሕቲ ፖለቲካውያን ተቓወምቲ ንዝርከብዎም 52 ሰባት ብሽበራ ከሲሱ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ መራሕቲ ፖለቲካውያን ተቓወምቲ ንዝርከብዎም 52 ሰባት ብሽበራ ከሲሱ

RADIO ERENA –Monday, 01 April 2024 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ንዝነጥፉ፣ መራሕቲ ተቓወምቲ ፖለቲካውያን ውድባት ዝርከብዎም 52 ሰባት ብሽበራ ከምዝኸሰሰ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ናብ [...]
ጭፍራ መራኽብ ኵናት ሩስያ፣ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ዝኣተዋሉ ምኽንያት ኣካል ወፍሪ ነዊሕ ጉዕዛ ባሕሪ ምዃኑ ተገሊጹ

ጭፍራ መራኽብ ኵናት ሩስያ፣ ናብ ቀይሕ ባሕሪ ዝኣተዋሉ ምኽንያት ኣካል ወፍሪ ነዊሕ ጉዕዛ ባሕሪ ምዃኑ ተገሊጹ

RADIO ERENA –Monday, 01 April 2024 ብ'ፓሲፊክ' ዝፍለጥ ጭፍራ መራኽብ ኵናት ሩስያ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ይዝምቢ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ሓንቲ ካብተን ጭፍራ ዝኾነት፣ ዝተፈላለየ ኣጽዋር ዝዓጠቐት፣ 'ማርሻል ሻቦሺኒኮቭ' ዝ [...]
1 4 5 6 7 8 910 60 / 9095