Category: News

1 501 502 503 504 505 913 5030 / 9121
ንኤርትራ ዝገለለ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሽዱሽተ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ ይካየድ

ንኤርትራ ዝገለለ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሽዱሽተ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ ይካየድ

Radio Erena: 31 December 2018 ቀይሕ ባሕሪ ዘዋስንን ሽዱሽተ ሃገራት፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይዳ ኣለዋ። ብስዑዲ ዓረብ ኣብ ዝቖመ ሓድሽ ምትእኽኻብ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ ኣባላት ዝኾና ጅቡቲ፣ ሱዳ [...]
ሓለፍቲ ስለያን ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢን ሱዳንን ግብጽን ተመያይጦም

ሓለፍቲ ስለያን ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢን ሱዳንን ግብጽን ተመያይጦም

Radio Erena: 31 December 2018 ሓለፍቲ ስለያ ሱዳንን ግብጽን ኣብ ህሉው ጸጥታዊ ኩነታት ክልቲኤን ሃገራት ንምምይያጥ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ካርቱም ርክብ ኣካይዶም። ጎኒ ጎኒ'ቲ ብ27 ታሕሳስ ዝተኻየደ ርክብ ሓለፍቲ ስለያ ሱ [...]
ብወገን ራማን ዛላምበሳን ተጀሚሩ ዝነበረ ናጻ ምንቅስቓስ ዳግማይ ድሕሪ ምዕጻዉ፣ ኣብ ኤርትራ ናህሪ ዋጋታት ሃለኽቲ ነገራት ይንህር

ብወገን ራማን ዛላምበሳን ተጀሚሩ ዝነበረ ናጻ ምንቅስቓስ ዳግማይ ድሕሪ ምዕጻዉ፣ ኣብ ኤርትራ ናህሪ ዋጋታት ሃለኽቲ ነገራት ይንህር

Radio Erena: 30 December 2018 ብወገን ራማን ዛላምበሳን ተጀሚሩ ዝነበረ ናጻ ምንቅስቓስ ዳግማይ ድሕሪ ምዕጻዉ፣ ኣብ ኤርትራ ናህሪ ዋጋታት ሃለኽቲ ነገራትን ናይ ህንጻ መሳርሒ ኣቑሑን ይንህር ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና [...]
ኢትዮጵያ፣ 35 ዶክተራት ወለንታዊ ኣገልግሎት ክገብሩ፣ ናብ ኤርትራ ልኢኻ

ኢትዮጵያ፣ 35 ዶክተራት ወለንታዊ ኣገልግሎት ክገብሩ፣ ናብ ኤርትራ ልኢኻ

Radio Erena: 30 December 2018 ኢትዮጵያ፣ 35 ናይ ሕክምና ዶክተራትን፣ ኣርባዕተ ክኢላታት ሕክምናን ወለንታዊ ኣገልግሎት ክገብሩ፣ ናብ ኤርትራ ልኢኻ። ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ቅርበት ከምዘለዎ ዝንገረሉ ማዕከን ሓበሬታ ፋና [...]
ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ይቕጽል

ህዝባዊ ናዕቢ ሱዳን ይቕጽል

Radio Erena: 30 December 2018 ኣንጻር ምምሕዳር ፕረዚደንት ኣልበሽር ዝተላዕለ ህዝባዊ ናዕቢ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ማሕበር ሞያውያን’ታ ሃገር ንዕለት 31 ታሕሳስ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ጸዊዖም። እዚ ማሕበር’ዚ ነቲ ኣብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ዓፈር ብዝተጎሃሃረ ግጭት ሓያሎ ሰባት ግዳያት ሞትን መቑሰልትን ኮይኖም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ዓፈር ብዝተጎሃሃረ ግጭት ሓያሎ ሰባት ግዳያት ሞትን መቑሰልትን ኮይኖም

Radio Erena: 28 December 2018 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ዓፈር ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ኣርባዕተ ሰባት ከምዝተቐትሉን 13 ድማ ከምዝቖሰሉን ዘ ሪፖርተር ሓቢሩ። እቲ ናብ ሰሉስ 25 ታሕሳስ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ዝተጎሃሃረ [...]
ጋዜጠኛታት ሱዳን፣ ፕረዚደንት በሽር ክወርድ ዝጠልብ ተቓውሞ ይጽንበሩ

ጋዜጠኛታት ሱዳን፣ ፕረዚደንት በሽር ክወርድ ዝጠልብ ተቓውሞ ይጽንበሩ

Radio Erena: 28 December 2018 ጋዜጠኛታት ሱዳን፣ ፕረዚደንት በሺር ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝጽውዕ ህዝባዊ ተቓውሞ ከምዝተጸንበርዎ ኣፍሊጦም። ጋዜጠኛታትን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላትን ዝሓቖፈ መርበብ፣ ነቲ ዓስራይ መዓልቱ ሒዙ [...]
ብሩንዲ፣ ኣብ ሶማል ዝርከብ ሰራዊታ ክትስሕብ ትእዘዝ

ብሩንዲ፣ ኣብ ሶማል ዝርከብ ሰራዊታ ክትስሕብ ትእዘዝ

Radio Erena: 28 December 2018 ብሩንዲ ኣብ ሶማል ዝርከብ ሰራዊታ ክትስሕብ ካብ ሕብረት ኣፍሪቃ ትእዛዝ ከምዝተዋህባ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ። እታ ሃገር ነቶም ኣብ ትሕቲ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል ኣዋ [...]
ሊብያ፣ ዳዒሽ ናይ ዝቐተሎም 34 ኢትዮጵያውያን ጋህሲ ተረኺቡ

ሊብያ፣ ዳዒሽ ናይ ዝቐተሎም 34 ኢትዮጵያውያን ጋህሲ ተረኺቡ

Radio Erena: 27 December 2018 ዳዒሽ ኣብ 2015 ብሰካሕክሕ ኣገባብ ናይ ዝቐተሎም 34 ኢትዮጵያውያን ጋህሲ ተረኺቡ ክብል መንግስቲ ሊብያ ኣፍሊጡ። እቲ ጋህሲ ክርከብ ዝኸኣለ ሓደ ኣባል እቲ ኣረሜናዊ ጉጅለ ነበር ድሕሪ ዝ [...]
1 501 502 503 504 505 913 5030 / 9121