Category: News

1 500 501 502 503 504 913 5020 / 9121
ሑቲ፣ ንሰላማዊ ህዝቢ ዝተለገሰ እኽሊ ዝጸዓና 72 ዓበይቲ መካይን ዘሚቱ

ሑቲ፣ ንሰላማዊ ህዝቢ ዝተለገሰ እኽሊ ዝጸዓና 72 ዓበይቲ መካይን ዘሚቱ

Radio Erena: 06 January 2019 ብኢራን ዝድገፍ ሑቲ ናይ የመን፣ ንሰላማዊ ህዝቢ ዝተለገሰ እኽሊ ዝጸዓና 72 ዓበይቲ መካይን ከምዝሃገረ ተገሊጹ። ኣል ሻርቕ ኣልኣውሳጥ ብ5 ጥሪ ኣብ ዝዘገሖ ሓበሬታ፣ ዓለማዊ ውድብ መግቢ፣ ረ [...]
ሽዱሽተ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ ዝተሳተፍኦ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ተዛዚሙ

ሽዱሽተ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ ዝተሳተፍኦ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ተዛዚሙ

Radio Erena: 04 January 2019 ንኤርትራ ዝገለለ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሽዱሽተ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ ተዛዚሙ። ኣብዚ ካብ 30 ታሕሳስ 2018 ክሳብ 3 ጥሪ 2019፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ስዑዲ ዓረብ ዝተኻየደ ሓባራዊ ወት [...]
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝተመርሐ ልኡኽ ቻይና ናብ ኢትዮጵያ ይበጽሕ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝተመርሐ ልኡኽ ቻይና ናብ ኢትዮጵያ ይበጽሕ

Radio Erena: 04 January 2019 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቻይና፣ ዋንግ ዩ ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ። እቲ ሚኒስተር ብሓሙስ 3 ጥሪ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝ [...]
ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ጉዳይ ሶማል ዘትዩ

ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ጉዳይ ሶማል ዘትዩ

Radio Erena: 04 January 2019 ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ሶማል ዘተ ኣካይዱ። እቲ ባይቶ፣ ኣብቲ ብ3 ጥሪ ዘካየዶ ዘተ፣ ኣብ ምስጓግ ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ካብታ ሃገር ዘተኮረ'ዩ ኔሩ። ካብ ሶማል ዝተ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮሞ፣ ብሰንኪ ግጭት ልዕሊ 1700 ኣብያተ ትምህርቲ ተዓጽየን

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኦሮሞ፣ ብሰንኪ ግጭት ልዕሊ 1700 ኣብያተ ትምህርቲ ተዓጽየን

Radio Erena: 03 January 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት፣ 1765 ኣብያተ ትምህርቲ ከምዝተዓጽዋ ንሓላፊ ክፍሊ ትምህርቲ ናይቲ ክልል ዶክተር ቶላ በሪሶ ብምጥቃስ ዝተፈላለያ ማዕከና [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ የመን ንእተካይዶ ዘላ ኵናት፣ ትሕቲ ዕድመ ዝኾኑ ተወላዶ ዳርፉር ተዐስክር ከምዘላ ተቓሊዑ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ የመን ንእተካይዶ ዘላ ኵናት፣ ትሕቲ ዕድመ ዝኾኑ ተወላዶ ዳርፉር ተዐስክር ከምዘላ ተቓሊዑ

Radio Erena: 03 January 2019 ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ የመን ኣብ እተካይዶ ዘላ ኵናት፣ ካብ 14 ክሳብ 17 ዓመት ዝዕድሚኦም ሱዳናውያን ተወላዶ ዳርፉር፣ ተዐስክሮም ከምዘላ ጋዜጣ ኒውዮርክ ታይምስ፣ ኣብ ናይ ዝሓለፈ ሰሙን ሕታማ [...]
ሶማል፣ ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ተሰጕጉ

ሶማል፣ ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ተሰጕጉ

Radio Erena: 02 January 2019 መንግስቲ ሶማል፣ ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኮይኑ ንዝተመዘዘ ኒኮላስ ሃይሶም ሰጕግዎ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሶማል፣ ኣብ ሓድሽ ዓመት ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ ነቲ ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛት ሕ [...]
ምዕጻው ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ሻቕሎት ይፈጥር

ምዕጻው ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ሻቕሎት ይፈጥር

Radio Erena: 02 January 2019 ንኣስታት ሰለስተ ኣዋርሕ ፍኑው ኮይኑ ዝጸንሐ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ድሕሪ ምዕጻው፣ ብወገን ኤርትራ ከቢድ ሻቕሎት ፈጢሩ ከምዘሎ ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ዝተ [...]
ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን ብ1.8 ቢልዮን ዶላር ናብ ቻይና ክሰጋገር’ዩ

ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን ብ1.8 ቢልዮን ዶላር ናብ ቻይና ክሰጋገር’ዩ

Radio Erena: 02 January 2019 ኣብ ኤርትራ፣ ከባቢ ቢሻ ዕደና ወርቅን ነሓስን ዘካይድ ዘሎ ናይ ካናዳ ኩባንያ ኔቭሰን፣ ብ1.8 ቢልዮን ዶላር ናብ ናይ ቻይና ኩባንያ ዚዢንግ ክሰጋገር ምዃኑ ፋይናንሻል ፖስት ሓቢሩ። ወነንቲ [...]
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝምራሕ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን በጺሑ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝምራሕ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን በጺሑ

Radio Erena: 02 January 2019 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ካርቱም ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ድሮ ሓድሽ ዓመት ናብ ካር [...]
1 500 501 502 503 504 913 5020 / 9121