Category: News

1 118 119 120 121 122 973 1200 / 9724
እስራኤል፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ንምድሓን፣ ‘ናይ ኣይሁድ መበቆል ዘለዎም’ ኣስታት 200 ኢትዮጵያውያን ኣውጺኣ

እስራኤል፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ንምድሓን፣ ‘ናይ ኣይሁድ መበቆል ዘለዎም’ ኣስታት 200 ኢትዮጵያውያን ኣውጺኣ

Radio Erena: Monday, 14 August 2023 እስራኤል፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ንምድሓኖም፣ ናይ ኣይሁድ መበቆል ኣለዎም ዝተባህሉ ኣስታት 200 ኢትዮጵያውያን ከምዘውጽአት ኣፍሊጣ። ሚኒስትሪ [...]
ኣመሪካን ጂቡቲን፣ ኣብ ጸጥታን ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ተመያይጠን

ኣመሪካን ጂቡቲን፣ ኣብ ጸጥታን ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ተመያይጠን

Radio Erena: Monday, 14 August 2023 ኣመሪካን ጂቡቲን፣ ኣብ ጸጥታን ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ተመያይጠን። ጸሓፊ ክፍሊ ምክልኻል ኣመሪካ፣ ኦስቲን፣ ምስ ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ ኣ [...]
ኤርትራ፣ ንኣስታት 10 ዓመታት ዝተኣስሩ ሓያሎ ኣመንቲ ክርስትና ጴንጠቖስጣል ከምዝተፈትሑ ይግለጽ ኣሎ

ኤርትራ፣ ንኣስታት 10 ዓመታት ዝተኣስሩ ሓያሎ ኣመንቲ ክርስትና ጴንጠቖስጣል ከምዝተፈትሑ ይግለጽ ኣሎ

Radio Erena: Monday, 14 August 2023 ኣብ ኤርትራ፣ ብሰንኪ እምነቶም ንኣስታት 10 ዓመታት ዝተኣስሩ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ጴንጠቆስጣል ከምዝተፈትሑ ይግለጽ ኣሎ። ንመሰል ኣመንቲ ክርስትና ዝጣበቕ፣ ባ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፤ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኣምባሳደር ዓ.ብሪጣንያ ንዝሃቦ ርእይቶ ብዝምልከት መብርሂ ሓቲቱ

መንግስቲ ኤርትራ፤ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኣምባሳደር ዓ.ብሪጣንያ ንዝሃቦ ርእይቶ ብዝምልከት መብርሂ ሓቲቱ

Radio Erena: Sunday, 13 August 2023 መንግስቲ ኤርትራ፤ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኣምባሳደር ዓ.ብሪጣንያ ንዝሃቦ ርእይቶ ብዝምልከት መብርሂ ክወሃቦ ጸዊዑ። ኣምባሳደር ዳረን ወልች፤ ንፍልይቲ ልእኽቲ ብሪጣንያ ኣብ [...]
ካብን ናብን ሞቓድሾ-ናይሮቢ ናይ ነፋሪት ኣገልግሎት ክጅመር እዩ

ካብን ናብን ሞቓድሾ-ናይሮቢ ናይ ነፋሪት ኣገልግሎት ክጅመር እዩ

Radio Erena: Sunday, 13 August 2023 ኬንያን ሶማልን ካብን ናብን ሞቓድሾ ናይሮቢ ናይ ነፋሪት ኣገልግሎት ንምሃብ ተሳማሚዐን። ሚኒስተር ትራንስፖርት ኬንያ ኪፕቹምባ ሙርኮመን፤ ምስ ሶማላዊት መዘንኡ ፋርዶውዛ ዑ [...]
ግብጺ፤ ናብ ዩክሬይን ወተሃደራዊ ኣጽዋር ክትልእኽ፤ ብኣመሪካ ዝቐረበላ ጠለብ ነጺጋ

ግብጺ፤ ናብ ዩክሬይን ወተሃደራዊ ኣጽዋር ክትልእኽ፤ ብኣመሪካ ዝቐረበላ ጠለብ ነጺጋ

Radio Erena: Sunday, 13 August 2023 ግብጺ፤ ናብ ዩክሬይን ወተሃደራዊ ኣጽዋር ክትልእኽ፤ ብሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝቐረበላ ጠለብ፤ ከምዘይተቐበለቶ ተገሊጹ። ሰበስልጣን ግብጺ ብዓርቢ 11 ነሓሰ ንዎል ስትሪ [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 12 ነሓሰ 2023 ፈነወና

ናይ ሎሚ ቀዳም 12 ነሓሰ 2023 ፈነወና

Radio Erena: Saturday, 12 August 2023 Radio Erena · ቀዳም 12 ነሓሰ 2023   [...]
ብርጌድ ንሓመዱ፡ ንስርዓት ህግደፍ ፈጢርሉ ዘሎ ራዕዲ

ብርጌድ ንሓመዱ፡ ንስርዓት ህግደፍ ፈጢርሉ ዘሎ ራዕዲ

Radio Erena: Friday, 11 August 2023 https://www.youtube.com/watch?v=5um9poyd5jk [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 11 ነሓሰ 2023 ፈነወና

ናይ ሎሚ ዓርቢ 11 ነሓሰ 2023 ፈነወና

Radio Erena: Friday, 11 August 2023 Radio Erena · ዓርቢ 11 ነሓሰ 2023   [...]
ባንክ ዓለም ንኡጋንዳ ዝህቦ ምወላ ደው ኣቢሉ

ባንክ ዓለም ንኡጋንዳ ዝህቦ ምወላ ደው ኣቢሉ

Radio Erena: Friday, 11 August 2023 ባንክ ዓለም፣ ንኡጋንዳ ዝህቦ ዝነበረ ምወላ ደው ከብሎ ከምዝወሰነ ተገሊጹ። ሮይተርስ ብዘቕርቦ ጸብጻብ መሰረት፣ እቲ ኣህጉራዊ ፊናንስያዊ ትካል፣ ንኡጋንዳ ዝህቦ ዝነ [...]
1 118 119 120 121 122 973 1200 / 9724