Category: News

1 112 113 114 115 116 971 1140 / 9709
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓይሎ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ዳግም ግጭት ተጎሃሂሩ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሓይሎ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ዳግም ግጭት ተጎሃሂሩ

Radio Erena: Wednesday, 30 August 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ሓያሎ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲ ዕጡቓት ሚሊሻ ፋኖን ዳግም ግጭት ከምዝተጎሃሃረ ተሓቢሩ። መርበባት ዜና እታ ሃገር ብ [...]
ፖሊስ ኡጋንዳ፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ኤርትራውያን ስደተኛታት ንዝተዋፈሩ ንምህዳን ምስ ኢንተርፖል ብሓባር ይሰርሕ ምህላዉ ኣፍሊጡ

ፖሊስ ኡጋንዳ፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ኤርትራውያን ስደተኛታት ንዝተዋፈሩ ንምህዳን ምስ ኢንተርፖል ብሓባር ይሰርሕ ምህላዉ ኣፍሊጡ

Radio Erena: Wednesday, 30 August 2023 ፖሊስ ኡጋንዳ፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ኤርትራውያን ስደተኛታት ተዋፊሮም ንዘለው ሰባት ንምህዳን ምስ ኣህጉራዊ ፖሊስ ወይ ኢንተርፖል ብሓባር ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። [...]
ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድን ወኪል ኤርትራ ኣብ ጄኔቫ- ሕቡራት ሃገራትን፣ ኣቶ ኣደም ዑስማን ተሰዊሩ

ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድን ወኪል ኤርትራ ኣብ ጄኔቫ- ሕቡራት ሃገራትን፣ ኣቶ ኣደም ዑስማን ተሰዊሩ

Radio Erena: Tuesday, 29 August 2023 ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድን ወኪል ኤርትራ ኣብ ጄኔቫ - ሕቡራት ሃገራትን፣ ኣቶ ኣደም ዑስማን ንመንግስቲ ኤርትራ ራሕሪሑ። እቲ ኣብ ስዊዘርላን [...]
ናብ ክለባት ዎርልድ ቱር ዝተሰጋገሩ ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ሓሙሽተ በጺሖም

ናብ ክለባት ዎርልድ ቱር ዝተሰጋገሩ ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ሓሙሽተ በጺሖም

Radio Erena: Tuesday, 29 August 2023 ካብ ዝሓለፈ ዓመት ኣትሒዙ ምስ ኢጣልያዊት ፕሮኮንቲነንታል ክለብ Green Project-Bardiani CSF-Faizanè፡ ተሓቚፉ ክወዳደር ዝጸንሐ፡ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክ [...]
ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይል ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን ጀሚሩ

ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይል ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን ጀሚሩ

Radio Erena: Tuesday, 29 August 2023 ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዘተ ኣጠቓቕማ ናይል ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብጽን፣ ዳግም ኣብ ከተማ ካይሮ ከምዝጀመረ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። ብሰንኪ'ቲ ኣብ ኢትዮጵያ ድሒሩ ድማ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ዘካየደቶ ደብዳብ ነፈርቲ 13 ዕጡቓት ኣልሸባብ ከምዝቐተለት ገሊጻ

ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ዘካየደቶ ደብዳብ ነፈርቲ 13 ዕጡቓት ኣልሸባብ ከምዝቐተለት ገሊጻ

Radio Erena: Tuesday, 29 August 2023 ኣመሪካ፣ ብጻውዒት መንግስቲ ሶማል፣ ኣብ ዘካየደቶ ደብዳብ ነፈርቲ፣ ብውሕዱ 13 ዕጡቓት ኣልሸባብ ከምዝቐተለት ገሊጻ። ኣብቲ ብ28 ነሓሰ፣ ኣብ ደቡባዊ ሶማል ዝተኻየደ ና [...]
መራሒ ሰራዊት ሱዳን፣ ጀነራል ኣል ቡርሃን፣ ናብ ግብጺ፣ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ክበጽሕ ምዃኑ ተገሊጹ

መራሒ ሰራዊት ሱዳን፣ ጀነራል ኣል ቡርሃን፣ ናብ ግብጺ፣ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ክበጽሕ ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: Monday, 28 August 2023 ኣቦ መንበር ልኡኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን፣ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ኣብ ኵናት ካብ ዝጽመድ፣ ንመጀመርያ እዋኑ ካብ ካተማ ካርቱም ወጺኡ ናብ ፖ [...]
ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ብቀቢላ ዝቖመ ሚሊሻ ንወትሃደራዊ መዓስከር ተቖጻጺሩ

ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ብቀቢላ ዝቖመ ሚሊሻ ንወትሃደራዊ መዓስከር ተቖጻጺሩ

Radio Erena: Monday, 28 August 2023 ኣብ ዶባት ርእሰ ምምሕዳራት ሶማሊላንድን ፑንትንድን ዝንቀሳቐስ ብቀቢላ ዝቖመ ሚሊሻ፣ ኣብቲ ከባቢ ንዝርከብ ዝዓበየ ወትሃደራዊ መዓስከር ከምዝተቖጻጸረ ተገሊጹ። ኣብ [...]
ኤርትራ፣ ዓመታዊ ናብ ወጻኢ ሃገራት እትልእኮ ጥረ ነገራት ኣስታት 700 ሚልዮን ዶላር በጺሑ

ኤርትራ፣ ዓመታዊ ናብ ወጻኢ ሃገራት እትልእኮ ጥረ ነገራት ኣስታት 700 ሚልዮን ዶላር በጺሑ

Radio Erena: Monday, 28 August 2023 ኤርትራ ዓመታዊ ናብ ወጻኢ ሃገራት እትልእኮ ጥረ ነገራት፣ 719 ሚልዮን ዶላር ከምዝበጽሐ ጸብጻብ ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ ጠቒሱ። ኣብ 2021፣ ኤርትር ናብ ወጻኢ ሃገ [...]
1 112 113 114 115 116 971 1140 / 9709