Category: News
ምብራቕ ሱዳን፣ ኮሌራን ብቫይረስ ዝመጽእ ሕማም ዴንጋን ይላባዕ ምህላዉ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ
Radio Erena: Wednesday,27 September 2023
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ኮሌራን ብቫይረስ ዝስዕብ ሕማም ዴንጋን ብናህሪ ይላባዕ ምህላዉ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣጠንቂቑ።
ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልታት፣ በቲ ሕማም ከምዝተ [...]
ኬንያን ኣመሪካን ኣብ ወትሃደራዊ መዳይ ክተሓጋገዛ ስምምዕ ከቲመን
Radio Erena: Tuesday, 26 September 2023
ኣብ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝን ህሉው ኩነታት ዚባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ብዝምልከት ምስ ፕረዚደንታት ጂቡቲን ሶማልንን ዝዘተየ ሚኒስተር ምክልኻል ኣመሪካ፣ ሎይድ ኦስቲን ናብ [...]
ሚኒስተር ምክልኻል ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣመሪካ ናብ ጂቡቲ በጺሑ፣
Radio Erena: Tuesday 26 September 2023
ኣብ ህሉው ኩነታት ጸጥታ ሃገራት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዝምልከት ምስ ፕረዚደንትታት ጂቡቲን ሶማልን ተመያይጡ
ጸሓፊ ክፍሊ ምክልኻል ኣመሪካ፣ ሎይድ ኦስቲን ዝመ [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣተኵሩ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ፣ ኢትዮጵያ፣ ብዲፕሎማስያዊ መንገዲ ሕቶ ወደብ ከተቕርብ ጻዒውት ቀሪቡ
Radio Erena: Monday, 25 September 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ጉዳይ ቀይሕ ባሕሪን ጸጥታን ብዝምልከት ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንሕቶ ወደብ ብዲፕሎማስያዊ መንገዲ ከቕርብ [...]
ጂቡቲን ኢራንን፣ ንሸውዓተ ዓመታት ተበቲኹ ዝጸንሐ ዝምድንአን ንምሕዳስ ተሰማሚዐን
Radio Erena: Monday, 25 September 2023
ጂቡቲን ኢራንን፣ ንሸውዓተ ዓመታት ተበቲኹ ዝጸንሐ ዝምድንአን ዳግም ንምሕዳስ ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሓ ተገሊጹ።
ጂቡቲን ኢራንን ዝምድንአን ንምሕዳስ ኣብ ስምምዕ [...]
ኢትዮጵያ ዝመበቆሉ ሰራሕተኛ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ካብ ሳትላይት ዝተኣከበ ምንቅስቃስ ዕጡቓት ተቓወምቲን ጎረባብቲ ሃገራትን ዝርከቦ ስለያዊ ሓበሬታ ንኢትዮጵያ ብምስግጋሩ ተኸሲሱ
Radio Erena: Monday, 25 September 2023
ኢትዮጵያ ዝመበቆሉ፣ ኣብራሃም ተኽሉ ለማ ዝተባህለ፣ ሰራሕተኛ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢን ፍትሒን ኣመሪካ፣ ምስጢራዊ ሰነዳት ንስለያ ኢትዮጵያ ብምስግጋሩ ተኸሲሱ።
እቲ [...]
‘ኣብ ኢትዮጵያ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ሰልፊ ብልጽግና፤ ብህዝቢ ዝተዋህቦ እምነት ክሒዱ’: ሓሙሽተ ተቓወምቲ ውድባት
Radio Erena: Sunday, 24 September 2023
ኣብ ኢትዮጵያ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ሰልፊ ብልጽግና፤ ብህዝቢ ዝተዋህቦ እምነት ክሒዱ፤ ክብሉ ሓሙሽተ ተቓወምቲ ውድባት ብሓባር ኣብ ዘውጽእዎ መግለጺ ከሲሶም።
እቶም ተቓወም [...]
ወተሃደራዊ መራሒ ሱዳን ዓብደል ፋታሕ ኣል ቡርሃን፤ ምስ ፕረዚደንት ዩክረይን ዘለንስኪ ርክብ ኣካዪዱ
Radio Erena: Sunday, 24 September 2023
መራሒ ወተሃደራዊ መንግስቲ ሱዳን ዓብደል ፋታሕ ኣል ቡርሃን፤ ምስ ፕረዚደንት ዩክረይን ቭላድሚር ዘለንስኪ ርክብ ኣካዪዱ።
ፕረዚደንት ዘለንስኪ፤ ናብ ካናዳ ኣብ ዝጎዓዘ [...]
ኣብ ከተማ በለድወይን ብዝተኻየደ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፤ ብውሑዱ 18 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: Sunday, 24 September 2023
መንግስቲ ሶማል፤ ንኣልሸባብ ንምድምሳስ ኣብ ተኸታታሊ ወተሃደራዊ ወፍሪ ተጸሚዱሉ ኣብ ዘሎ እዋን፤ ኣብ ከተማ በለድወይን ብዝተኻየደ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፤ ብውሑዱ 18 ሰባት [...]