Category: News

1 100 101 102 103 104 969 1020 / 9681
ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ኤርትራ ዝስልጥኑ ዘለዉ ወትሃደራቱ ብዝቐልጠፈ ናብ ግንባራት ክልኣኹ ይሓትት

ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ኤርትራ ዝስልጥኑ ዘለዉ ወትሃደራቱ ብዝቐልጠፈ ናብ ግንባራት ክልኣኹ ይሓትት

Radio Erena: Tuesday, 10 October 2023 ኣንጻር ኣልሸባብ ኣብ ዝጀመሮ ካልኣይ መድረኽ መጥቃዕቲ፣ ከቢድ ስዕረት ዝወረዶ መንግስቲ ሶማል፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ስልጠና ዝርከቡ ሰራዊቱ ብዝቐልጠፈ ናብ ግንባራት ከዋ [...]
ኣብ ከባቢ ኣስመራ፣ ብኩባንያ ቻይና ዝካየድ ፕሮጀክት ዕደና ኣብ ነበርቲ እቲ ሻቕሎት ፈጢሩ

ኣብ ከባቢ ኣስመራ፣ ብኩባንያ ቻይና ዝካየድ ፕሮጀክት ዕደና ኣብ ነበርቲ እቲ ሻቕሎት ፈጢሩ

Radio Erena: Tuesday, 10 October 2023 ብቻይናዊ ኩባንያ ክካየድ ኣብ መስርኽ ዘሎ ፕሮጀክት ዕደና ኣስመራ፣ ኣብ ነበርቲ ከባቢ'ቲ ዓድታት ሻቕሎት ከምዝፈጠረ ተሓቢሩ። ተወላዶ እቲ ከባቢ ዝኾኑ ግዱሳት ና [...]
እስራኤል ኣብ ኲናት

እስራኤል ኣብ ኲናት

Radio Erena: Monday, 09 October 2023 ብቀዳም 7 ጥቅምቲ ንግሆ ኣብ ወሽመጥ ቃዛ ዝመደበሩ ፍልስጤማዊ ዕጡቕ ጉጅለ ሓማስ ብመሬት ባሕርን ሰማይን ኣብ ልዕሊ እስራኤል ሃንደበታዊ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ኣካይዱ። [...]
ቨሮኒካ ኣልመዶም: ኣብ ፈደራላዊ ምርጫ ስዊዘርላንድ ትሳተፍ ኣላ

ቨሮኒካ ኣልመዶም: ኣብ ፈደራላዊ ምርጫ ስዊዘርላንድ ትሳተፍ ኣላ

Radio Erena: Monday, 09 October 2023 ኤርትራዊት ስዊዛዊት ቨሮኒካ ኣልመዶም ሓምላይ ሰልፊ ብምውካል ኣብ ፈደራላዊ ምርጫ ካንቶን ጀኔቫ ትወዳደር ኣላ። ቨሮኒካ ኣልመዶም ኣብዚ ኣብ ዕለት 22 ናይዚ ወርሒ [...]
ኤርትራ ኣብ ሮቦታዊ ውድድር ሲንጋፑር ትሳተፍ ኣላ

ኤርትራ ኣብ ሮቦታዊ ውድድር ሲንጋፑር ትሳተፍ ኣላ

Radio Erena: Monday, 09 October 2023 ኤርትራ ኣብ ሲንጋፑር ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኣብ ሮቦት ዘድሃበ ናይ ቴክኖሎጂ ውድድር (robetic competition) ትሳተፍ ኣላ። ንኤርትራ ወኪሎም ዝወዳደሩ ዘለዉ [...]
ሰንበት ምስ መደብ ሸኾርተት  – ብዮናታን ሃብተ

ሰንበት ምስ መደብ ሸኾርተት – ብዮናታን ሃብተ

Radio Erena: Sunday, 08 October 2023 Radio Erena · ሰንበት 08 ጥቅምቲ 2023   [...]
ኣፍሪቃ፣  ኮሌራ ብናህሪ ኣብ ዘስፋሕፍሓሉ ዘሎ እዋን ጥንቃቐታት ክግበር ውድብ ጥዕና ዓለም ኣተሓሳሲቡ

ኣፍሪቃ፣ ኮሌራ ብናህሪ ኣብ ዘስፋሕፍሓሉ ዘሎ እዋን ጥንቃቐታት ክግበር ውድብ ጥዕና ዓለም ኣተሓሳሲቡ

Radio Erena: Friday, 06 October 2023 ሕማም ኮሌራ፣ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ብፍላይ ድማ ኣብ ሃገራት ሱዳን፣ ኢትዮጵያን ዚምባብወን ብናህሪ የስፋሕፍሕ ከም ዘሎ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣተሓሳሲቡ። ብፍ [...]
ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ቁጠባ ክሳተፋ ምትብባዕ፣ ውሕስነት መግቢ ኣብ ምርግጋጽ ንዝግበር ወፍሪ ኣገዳሲ’ዩ ተባሂሉ

ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ቁጠባ ክሳተፋ ምትብባዕ፣ ውሕስነት መግቢ ኣብ ምርግጋጽ ንዝግበር ወፍሪ ኣገዳሲ’ዩ ተባሂሉ

Radio Erena: Friday, 06 October 2023 መሊንዳ ፍረንች ገይትስ ኣብ ዘ ኤኮኖሚስት ኣብ ዘስፈረቶ መጽናዕታዊ ጽሑፍ መራሕቲ ሃገራት ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ቁጠባ ከደንፍዑ ተዘኻኽር። ንሳ ምስ ዝተፈላለዩ [...]
እስራኤል፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ኣብ ልዕሊ ሓደ ኤርትራዊ መጥቃዕቲ ንምፍጻም ክዳለዉ ተታሒዞም

እስራኤል፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ኣብ ልዕሊ ሓደ ኤርትራዊ መጥቃዕቲ ንምፍጻም ክዳለዉ ተታሒዞም

Radio Erena: Friday, 06 October 2023   ኣብ እስራኤል ኣሽዶድ ዝተባህለ ዞባ ኣብ ክሊ ዕድመ ሰላሳታት ሓምሳታት ዝርከቡ ሰለስተ ኤርትራውያን፣ ኣብ ልዕሊ ካልእ ኤርትራዊ መጥቃዕቲ ንምፍጻም ኣብ [...]
ጂቡቲ ምስ ቐጠር ዝነበራ ዝምድና ንምዕባይ ተሰማሚዓ

ጂቡቲ ምስ ቐጠር ዝነበራ ዝምድና ንምዕባይ ተሰማሚዓ

Radio Erena: Thursday, 05 October 2023 ጂቡቲን ቐጠርን ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ናብ ንቡር ዝተመልሰ ዝምድንአን ንምዕባይ'ዩ ተሰማሚዐን። እዘን ክልተ ሃገራት፣ ዝምድንአን ከዕብያ ዝተሰማምዓ፣ ፕረዚደንት እስ [...]
1 100 101 102 103 104 969 1020 / 9681