Category: ዜና ኤርትራ
ኣብ ኤርትራ ካብ ዝውለዱ ኣስታት 1000 ዕሸላት፣ እቶም 27 ሞት ከምዘጋጥሞም ተገሊጹ
Radio Erena: Thursday, 09 November 2023
ኣብ ኤርትራ ካብ ዝውለዱ ኣስታት 1000 ዕሸላት፣ እቶም 27 ሞት ከምዘጋጥሞም ተገሊጹ።
በዚ ኣሃዚ'ዚ ድማ መጠነ ሞት ዕሸላት ኣብ እዋን ሕርሲ ኣብ ኤርትራ ፣ [...]
ንጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ፣ ብሞት ዘፈራርሐ ደጋፊ ህግደፍ፣ ን22 ኣዋርሕ ክእሰር ተፈሪዱ
Radio Erena: Wednesday, 08 November 2023
ንጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ፣ ብሞት ዘፈራርሐ ደጋፊ ህግደፍ፣ ን22 ኣዋርሕ ክእሰር ተፈሪዱ
ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ፣ ኣማኑኤል ኢያሱ፣ ናይ ሞት ምፍርራሕ ዘካየደ፣ ያ [...]
ሕማም ዓባይ ሰዓል ድሕሪ ኮቪድ-19 ካልኣይ ኣብ ቅድሚት ዝስራዕ ተላባዒ ቀታሊ ሕማም’ዩ
Radio Erena: Wednesday, 08 November 2023
ኣብ 2022 ብድምር 1.3 ሚልዮን ሰባት ብሕማም ዓባይ ሰዓል ሞይቶም።
ብደረጃ ዓለም፡ ዓባይ ሰዓል ድሕሪ ኮቪድ-19 (ልዕሊ ኤችኣይቪን ኤይድስን) ካልኣይ ኣ [...]
ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ግጭታት ዳግም ተጎሃሂሩ
Radio Erena: Tuesday, 07 November 2023
ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ብተዛማዲ ተረጋጊኡ ኣብ ዝጸንሐ ብዙሕ ከባቢታት ዳግም ግጭት ከምዝተጎሃሃረ ይግለጽ ኣሎ።
ብፍላይ ኣብ ዞባታት ሰሜን ሸዋን ምዕራብ ጎጃምን፣ [...]
ምስሓብ ሃገራዊት ጋንታ ኩዑሶ እግሪ ኤርትራ፣ ብሰንኪ ዋሕዲ ባጀት ዶ ስግኣት ህድማ?
Radio Erena: Monday, 06 November 2023
ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኣብ ከተማ ከረን ዝተፈላለየ ንጥፈታት ስፖርት ኣካይዱ ኔሩ::
ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፣ ኣብቲ ዝበዝሕ እዋን ኣብ [...]
መደብ ሸኾርተት – ሰንበት 05 ሕዳር 2023
Radio Erena: Sunday, 05 November 2023
Radio Erena · ሰንበት 05 ሕዳር 2023
[...]
ፊፋ፣ ንኤርትራ፡ ካብ ኣህጉራዊ መሳልል ደረጃታት ሃገራውያን ጋንታታ ገሊሉዋ
Radio Erena: Friday, 03 November 2023
በብእዋኑ ንብቕዓት ኩዕሶ እግሪ ኣባል ሃገራት እናዓየረ ዕላዊ ዝገብር፡ ኣህጉራዊ ፈደረሽን ማሕበር ኩዕሶ እግሪ (ፊፋ)፡ ኣብ መወዳእታ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቕምቲ ኣብ ዝዘር [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ታዕሊም ዝነበሩ ሶማላውያን ወትሃደርት ንሓድሕዶም ብዘካየድዎ ቶዅሲ ዝሞቱን ዝቖሰሉን ከምዘለዉ ተሓቢሩ
Radio Erena:Thursday, 02 November 2023
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ከባቢታት ኣፋምቦን፣ ኣብ ታዕሊም ዝነበሩ ሶማላውያን ወትሃደራት ንሓድሕዶም ብዘካየድዎ ቶዅሲ ቁጽሮም ዘይተፈልጠ ከምዝሞቱን ከምዝቖሰሉን ምንጭታት ን [...]
ኤርትራ፣ ካብ ግጥማት መጻረዪ ዋንጫ ዓለም 2026 ከምዝሰሓበት ይግለጽ ኣሎ
Radio Erena: Thursday, 02 November 2023
ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ኣብቲ ካብ ዝመጽእ ክልተ ቅነ ዝጅምር፣ ግጥማት መጻረዪ ዋንጫ ዓለም 2026 ክትቦክር ምዃና ይግለጽ ኣሎ።
ኣብዚ ኣብ መን [...]
ሓደሽ ኣምባሳደር ፈረንሳ ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ጉዳያት ሰብኣዊ መሰላት ከተኩር ትጽቢት ይግበረሉ
Radio Erena: Wednesday, 01 November 2023
መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣብ ኤርትራ ሓድሽ ኣምባሳደር ከምዝመዘዘ ኣፍሊጡ።
ኣቐዲሙ ኣምባሳደር ፈረንሳ ኣብ ባሕሬይን ዝነበረ፣ ጀሮም ኩሻርድ፣ ኣብ ኤርትራ ንዝነበረ [...]