Category: ዜና ኤርትራ
በዓል ልደት: ኣብ ከተማ ቤትልሄም ተሰሪዙ ዩክሬን ድማ ዝበዓለሉ መዓልቲ ቀይራ
Radio Erena: Tuesday, 26 December 2023
ኣብ መላእ ዓለም ብፍላይ ድማ ኣብ ምዕራባዊ ዓለም ዝርከቡ ኣመንቲ እምነት ክርስትና ትማሊ 25 ታሕሳስ በዓል ልደተ ክርስቶስ ከብዕሉ እንከለዉ ኣብያተ ክርስትያናት ከ [...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
Radio Erena: Sunday, 24 December 2023
Radio Erena · ሰንበት 24 ታሕሳስ 2023
[...]
ካናዳ፣ ኣብ ከተማ ካልጋሪ፡ ተወሰኽቲ 06 ኤርትራውያን ብኽሲ ረብሻ ጸጥታ ኣብ ቀይዲ ኣትዮም
Radio Erena: Friday, 22 December 2023
ኣብ ካናዳ፣ካልጋሪ፣ ኣብቲ ብ2 መስከረም ዘጋጠመ ባእሲ ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍን ብስም ‘ብርጌድ ንሓመዱ’ ዝተጠርነፉ ደለይቲ ለውጢን፣ ብረብሻ ጸጥታ ዝኸሰሶም ተወሰኽቲ [...]
ኣዲስ ኣበባ፡ ብሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ዝኣተዉ ዝርከብዎም ኣማኢት ኤርትራውያን ተኣሲሮም
Radio Erena: Thursday, 21 December 2023
መንግስቲ ኢትዬጵያ፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ጀሚርዎ ዘሎ ግፋን ማአሰርቲን ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፡ ብሕጋዊ መንገዲ፡ ብነፈርቲ ናብታ ሃገር ንዝኣተዉ ኤርትራውያን' [...]
ብቀይሕ ባሕሪ ንዝጓዓዛ ንግዳዊ መራኽብ ካብ መጥቃዕቲ ሑቲ ንምክልኻል፣ ሓድሽ ሓይሊ ዕማም ባሕሪ ቆይሙ
Radio Erena: Wednesday, 20 December 2023
ጸሓፊ ሚኒስተር ምክልኻል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ሎይድ ኦስቲን ብቀይሕ ባሕሪ ንዝጓዓዛ ንግዳዊ መራኽብ ካብ መጥቃዕቲ ዕጡቓት ሑቲ ንምክልኻል ዝዓለመ ሓድሽ ሓይ [...]
‘ስምምዕ ኣልጀርስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክኽበር፣ ሎሚ ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ኣገዳሲ’ዩ’ ኣመሪካ
Radio Erena: Wednesday, 20 December 2023
ስምምዕ ኣልጀርስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ዝፍረም 23 ዓመት ኣብ ዘቑጸረሉ ኣመሪካ እቲ ውዕል ክትግበር ሎሚ ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ኣገዳሲ እዩ ክትብል ገሊጻ። [...]
ሱዳንን ቻድን፣ ሓድሕድን ዲፕሎማሰኛታት ይሰጓ
Radio Erena: Tuesday, 19 December 2023
ቻድ፣ ን17 ዲፕሎማሰኛታት ሱዳን ክትሰጉግ እንከላ፣ ሱዳን ብወገና ን3 ሰራሕተኛታት ኤምባሲ ቻድ ኣብ ካርቱም ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት ክወጹ ኣዚዛ።
እዘን ክልተ [...]
ጂቡቲ፣ ህላዌ ሰራዊት ፈረንሳ ኣብ መሬታ ክቕጽል እንተኾይኑ ተወሳኺ ክፍሊት ትሓትት ከምዘላ ተገሊጹ
Radio Erena: Tuesday, 19 December 2023
ጂቡቲ፣ ካብ 1971 ኣትሒዙ ምስ ፈረንሳ ዝኸተመቶ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝን ህላዌ ሰራዊት ፈረንሳ ኣብ መሬታን ክቕጽል እንተኾይኑ፣ ተወሳኺ ክፍሊት ትሓትት ከምዘላ ንም [...]
ኤርትራ፣ ተላጊበን ዝተወልዳ መናቱ ብመጥባሕቲ ንምፍልላየን፣ ብሓገዝ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሪያድ ኣትየን
Radio Erena: Tuesday, 19 December 2023
ኣብ ኤርትራ፣ ተላጊበን ዝተወልዳ መናቱ፣ ብመጥባሕቲ ንምፍልላየን ኣብ ዘሎ ተኽእሎ ገምጋም ንምክያድ፣ ብሓገዝ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ሪያድ ናብ ዝርከብ ዝልዓለ ሆስፒታል [...]
ማእከላይ ባሕሪ: 61 ስደተኛታት ጥሒሎም
Radio Erena: Monday, 18 December 2023
ስደተኛታት ሒዛ ካብ ዛዋራ - ሊብያ ናብ ኤውሮጴ ትጓዓዝ ዝነበረት ጃልባ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብምጥሓላ ህጻናትን ደቀንስትዮን ዝርከብዎም 61 ሰባት ሂወቶም ስኢኖም::
[...]